ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር፡ ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም።
ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር፡ ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣብ ዝተፈላለየ ዌብሳይታት ክጸሓፍ ዝቐነየ ገና ዝቕጽል ዘሎን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ክብሃል ዝኽእል፡ ግን ከኣ ኣገዳስን ገለ ካብኡ ማይ ዘይጠዓመ ታሪኽ ክነንብቦ ቀኒናን ኣለናን።
ኣብ ዝተፈላለየ ዌብሳይታት ክጸሓፍ ዝቐነየ ገና ዝቕጽል ዘሎን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ክብሃል ዝኽእል፡ ግን ከኣ ኣገዳስን ገለ ካብኡ ማይ ዘይጠዓመ ታሪኽ ክነንብቦ ቀኒናን ኣለናን።
ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ዝሓለፈ ቀዳም ነቲ ናይ ሙሁራት ሙሁር፡ ናይ ፈላጣት ፈላጥ፡ ናይ ሙኩራት ሙኩር ኤርትራዊ ሊቅ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሴ ብመልክዕ ሰሚናር ምስ ህዝቢ በይ ኤርያ ከምዝራኸብ ገበረ።
‘ኢሳይያስ፡ እዚ ሓለቓ (ካፖ) ጥፍኣት፡ ንኸይፈልጠን ይኹን ንኸይዝክረን ዝመሓለለንን ዝጠሓለለንን ክልተ ነገራት ኣለዋ፡። ንሳተን ከኣ፡ እታ ቐዳመይቲ “ፍቕሪ ሰብ” እታ ካልኣይቲ ኸኣ “ምሕረት” እየን።’
ኣብ ገጻት ሓርነት ዶት ኦርግ ኣብ ትሕቲ “አብ ትሕቲ መጋረጃ ተሐቢእካ’ስ ጉዳም’ባ …“አለና” ምባል !!!” ብ ሰዓረ (ወዲ ሸቃ) ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡ ናብ “ኣለና” ዘነጻጸረ ጽሑፍ ኣንቢበ። ሕጂ ክጽሕፍ ዘንቀለኒ ምኽንያት ግን ነቲ ዝወጸ ጽሑፍ ንምርጋም ኣይኮነን።
ኣብዚ ቅንያት’ዚ፡ ቴለቪዥን ስርዓት ህግደፍ ታሪኽ ናይ ቡዛሓት ሃገራት ኣፍሪካ ከተዘንቱ ቀንያ። ቀንያ ጥራይ ዘይኮነ ግን መልክዕ ናይቲ ታሪኽን ተፈጺሙ’ዩ ዝተባህለ ገበናት ካኣ ቀዳማዩን ደሕረዋዩን ሓዋዊሳ ኮታ የታልል ይኸውንዩ ተባሂሉ ብዶኩመንታሪ ፊልምታት ዝተሰነየ መደብ ኣቕሪባ።
ሎሚ’ውን ከም’ቲ ናይ ተበግሶ ሕዳር 2008፡ “ክህብ ዝበለ ብንያት” ዝብል ጭርሖ ኣልዕሊና፡ ናይ ኣካለ-ጽጉማትና ንናይ 2011 ዓመታዊ ባጀት ንምርካብ ናብ ህዝብናን ለገስቲ ትካላትን ጸዋዒት ነቕርብ።
ከምቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ መደባት ህዝባዊ ኣኼባታት ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ፣ ኣብ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ ብዕለት 6 ሕዳር 2010 ዓ.ም፣ ዕዉት ኣኼባ ብኣባል ኮምሽን ኣቶ ክብሮም ደብሩ ተኻይዱ።
እቲ ሕማም ኣብቲ ርእሲ ኢዩ ዘሎ። እቲ ላዕሊ ዘይጠዓየ፡ እቲ ታሕቲ ኪጥዒ ኣይክእልን። ሕዱር ሕማም’ዩ ዚመስል፡ ከተሕውዮ ድማ ጸገም ኢዩ።
መስፍን ሓጎስ መን እዩ?
በዚ ምስሉይ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ተለኣኣኽቱ ከም መስፍን ሓጎስን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ሓጺር ግዜ ጽሒፍካ ዝውድኡ ኣይኮኑን።
መስፍን ሓጎስ መን እዩ?
በዚ ምስሉይ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ተለኣኣኽቱ ከም መስፍን ሓጎስን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ሓጺር ግዜ ጽሒፍካ ዝውድኡ ኣይኮኑን።
ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ብመንገዲ እቲ ጽዩቕ መርበብ መስከረም ዝዝርጋሕ ኩሉ ብዓሊ ዓብዱ ዝምስገንን ድፊኢት ካብ ሓጎስ ክሻን የማነ ማንክን ዝረኸበን ሽልማት ዝተዳለወሉን እዩ ዝመስል።
ብጻይ ደርጊ ክህቦ ናቱ
ብማዕጾ ወጺኡ ብመስኮት ዝኣቱ
ኣጉል ትምክሕተኛ ግፍዒ ተግባራቱ
ኣብ ኣስመራ ኣብ መገዲ ክልተ ንብዙሕ ግዜ ዘይተረኣኣዩ ኣዕሩኽ ይራኸቡሞ ሰላምታ ድሕሪ ምልውዋጥ…….
ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ጨፍጫፊ ስታሊናዊ ሜላ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ንበይኑ ኣብ ውሻጠ ገዝኡ’ምበር ኣብ ጽርግያ ኮይኑ ዓው ኢሉ ንክዛረብ ኣይተዓደለን።
ኣብ ሓደ ኣከባቢስ፡ ሓደ ብሕማም ደዌ ኣጻብዑ ዝሰኣነ መንእሰይ፡ ወለዱ ከመርዕዉዎ ስለ ዝነበሮም፡ ካብ ጎደቦ ዓዲ፡ ኩነታቱ ከይሓበሩ፡ ጎበዝ ወዲ ኣሎና’ሞ፡ ጓልኩም ሃቡና ኢሎም ይሓቱልኩም።
ንሓው መኮነን ዓንደሚካኤልን ኩላትኩም ኣንበብቲን፡
ብቐዳምነት: ንጹሑፋት መኮነን ብስሙ ወጺኡ ክንሱ: ብናይ ብርዒ ስም ከም ዝወጸ ገይረ ስለ እተረዳእኩዎ ጌጋይ ይቕበል:: ብርግጽ ሕጂ እቲ ምንጪ-ጽሑፍ ህግደፍ ከምዘይኮነ ፈሊጠ ኣለኹ:: እዚ ግን ንዝተረፈ ርእይቶይ ብዛዕባ ትሕዝቶ ናይቲ ጽሑፍ ኣይቅይሮን::
እዛ ተባሃጊት ዓለምና ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ካብቲ ቀደም ዝነበረቶ ዝያዳ ዝጸበበትን ዝነኣሰትን ትመስል። እዚ ዝኾነሉ ግን ጂኦግራፍያዊ ኣቃውማኣ ፡ ስፍሓታ ወይ’ውን ዙርያኣ ስለ ዝነኣሰ ወይ ዝነከየ ኣይኮነን።
Our deepest sympathy to General Mencorios Haile’s family and friends, who passed away yesterday, 16th November 2010.
ሓበሬታ ሓይሊ እዩ። ነዚ ሓይሊ ‘ዚ ከየዋህለልካ፡ ክትወፍር፡ ወፊርካ ከተፍሪ ወይ ወፊርካ ክትኣቱ ኣይከኣልን። ኣሰና ነዚ ጽንሰ-ሓሳብ’ዚ ሒዛ እያ ነቒላ ። ነጻ ምትሕልላፍ ሓበሬታ ብምስላጥ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ዓይኒ ዘይብሉ፡ ኣዒንቲ ዘዐምት: ኣእምሮ ዘደንቍር መርዛም ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ተላቒቑ፡ ንቑሕ ውሳኔ (informed decision) ንኽወስድ ባይታ ምፍጣር እዩ ቀንዲ ተልእኾኣ።
ዝኸበርኩም ኤሪትራውያን ኣነ ነዚ ጽሑፍ እዚ ካብ ዘዳልዎ መዋእል ኮይኑኒ እዩ። ክሳብ ሎሚ ክጽሕፎ ዘይከኣልኩሉ ምኽንያት ከኣ ኣብ ሓደ ምስ ደቂሰባት ክራኸበሉ ዘይክእል ብስሩዓት ሻዕቢያ ጥራይ ዝነብርዎ ካልእስ ይትረፍ ነታ ዝተጋደልኩላ ሃገረይ ረፈረንድም ከይገብር ተኸልኪለ ከም ጎቦታት ሳሕል ጽውጽው ዝብልዝነበረ ኮይኑኒ እየ ዝነብር ኔረ።
ኣሞራ ይብልዓኒ፣ ከይትኸድኑኒ ሓመድ
ውቅያኖስ ደርብዩኒ፣ ሕነቑኒ ብገመድ
ኣይደልዮን ቀሺ በላይ ይትረፍ ሸኽ መሓመድ
ኣብዛ ዓለምና ጭርሖታት ኣይወሓዱን፡ ኣብ ግብሪ ደኣ ኣይወዓሉን እምበር። ንኣብነት ኣብቲ ኮሙኒዝም ዓሚሩሉ ዝነበረ እዋን፡ ማለት ኣብ 50ታትን 60ታትን፡ ኩሉ መንእሰይ ዓለም፡ ናይ ማርክስን ለኒንን ጭርሕታት በብመገዱ ኣቃሊሑ ኢዩ።
ኣንታ ዳንኤል! ‘…ክላ ወደይ ስም ቀይር ኣለናስ ምሒር ዓብዩካ !!!! ኢልካ ክትጅምር! ክንድዚ ዝኣክል ዘንቀጥቅጥ ገዚፍ ምስጢር ህግደፍ ንህዝቡ ስለ ዘቕረበ! ህዝቢ ክፈልጦን፡ ክመሃረሉን ስለዝግበረ! ካብኡ ተላዒሉ ካብ ስቓዩ ዝናገፈሉ መገዲ ከናዲ ስለዝጽዓረ! ‘ኣለና’ ስ ዓቢዩዎ ክትብል! ‘ኣለኹ’ ኸ ምሒር ኣይነኣሶንዶ! ክተቆናጽቦን ክተንኣእሶን ክትፍትን! ስለምንታይ?
ኣሰና ንኹሎም ኣመንቲ ምስልምና ‘ርሑስ ዒድ!’ ብምባል ሰናይ ትምኒታ ትገልጽ። ኣሰና !
ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ
ፈለማ ሌላና ብቴለፎን(ስልኪ)’ዩ ዝነበረ።ኣብታ ዝሰርሓላ ዝነብርኩ ጋዜጣ ቀስተደበና እንከለኹዩ ጸሓፊት ጋዜጣ ቀስተደበና፡ሰብ ይደለየካሎ ዝበለተኒ፥ ኣብ ሓደ ሕጂ ብልክዕ መዓልቱ ኣብ ዘይዝዝክሮ ኣብ መወዳእታ ከባቢ 2000 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣስመራ። ‘
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፍራንክፈርት ዝተካየደ ናይ ምጽንባር ዋዕላ ዝተመስረተ ሰልፊ ምዃኑ ዝዝከር ኢዩ።
ERITREA got their African continental road cycling championship campaign off to a flier after winning yesterday’s opening session; team time trial session.
Upcoming Public Meetings in North American Cities