Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ህዩስተን ዝነበሩ ኤርትራውያን ወርሒ ኣብ ዘይመልአ፡ ንኻልኣይ ጊዜ ብኻልእ ሓዘን ተወቒዖም ኣለዉ። ጋዜጠኛ ነበር ዳኒኤል ተስፋይ፡ ብሰንበት 7 ሓምለ 2019፡ ኣብ መበል 51 ዓመቱ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ዓሪፉ ኣሎ። ዳኒኤል ኣብ ገስነር ከምኡ’ውን ሃርዊን ዝበሃል ከባቢ ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ፡ ብሃንደበታዊ ናይ ልቢ መወቃዕቲ (ሕማም)

READ MORE

  ኣብ ቀዳማይ ክፋል ከብርሆ ከምዝፈተንኩ፡ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ዓመት- ዓመት፡ ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዘዳልዎ ናይ ሓሶት ድራማን ንብዓት ሓርገጽን፡ እቲ ሰማእታትና ዝኸፈልዎ ክቡር መስዋእቲ፡ ምስቲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ኩሉ ዓይነት ገበን ተገራጫዊ ስለዝኾነ፡ ብዛዕባ ሰማእታት ምግዓር፡ ኣነዋሪ፡ ምስሉይነትን

READ MORE

____ YCW_____ Yiakel Canada Wide   Encouraging Eritrean/Canadian to join and sustain the #ENOUGH movement.   PRESS RELEASE Contact:                               Organizing Committee:     erifestivaltoronto@gmail.com   Yiakel Canada Wide Festival will be held in Toronto, on Saturday, August 3, 2019. The main objective is to bring Eritrean-Canadians together in unity through a Canada-Wide Yiakel/Kifaya movement in

READ MORE

ማዕበል ይኣክል ክምዝምዞ ዘለዎ  ምዕጻው ሆስፒታላት ኣብ ኤርትራ ብጴጥሮስ ተስፋገርጊስ    ኣብ ሮማ ዓዲ ጣልያን ዘሕጉስ ሰላማዊ ሰልፊ ተካይዱ፥ መሪሕ ቓል ጳጳስ ፍራንሲስ ካብ ቫቲካን ምቑዋም  ምዕጻው ናይዘን   ብካቶሊካዊት ቤትክህነት ዝምወላ 22 ናይ ጥዕና ማእከላት  ነቲ   ተጀሚሩ  ዘሎ ናይ ይኣክለ ቃልሲ ዘጟሃህር  ሐያል መሳሪሒ  ክኸውን  ይግብኦ።

READ MORE

ህግደፍ፡ ንሰማእታትና ድቃስ ዝኸልእን ዘራኽስን ኣረሜናዊ ስርዓት’ዩ ቀዳማይ ክፋል ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ናይዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ስውኣት ንምዝካር፡ ሰልፊ ምብራህ ሽምዓ፡ ጉዕዞ እግሪ ናብ መካነ መቃብር ስውኣት፡ ጸሎት፡ ግጥሚ፡  ሙዚቃዊ ድራማ፡ ንስድራቤት ስውኣት ምሕጋዝ፡ ካልእ መደባትን ተኻይዱ። ኣብ

READ MORE

  ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ናይዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ስውኣት ንምዝካር፡ ሰልፊ ምብራህ ሽምዓ፡ ጉዕዞ እግሪ ናብ መካነ መቃብር ስውኣት፡ ጸሎት፡ ግጥሚ፡  ሙዚቃዊ ድራማ፡ ንስድራቤት ስውኣት ምሕጋዝ፡ ካልእ መደባትን ተኻይዱ። ኣብ መዓልቲ 20 ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ነቶም ምእንቲ

READ MORE

ዓብዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን፥ ይኣክል! ኣብ ከተማ ሎንዶን   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ንዕለት 13 ሓምለ 2019 ዓብዪ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾንና፡ ኩላትና ኤርትራውያን ክንሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ስቓይ መወዳድርቲ የብሉን። ነዚ ድማ ይኣክል! ንብል ኣለና። ብዙሓት ንጹሃት  ዜጋታት ብዘይ ክስን ብዘይ ፍርድን፡

READ MORE

ወግዓዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ፈላሚ ኣኼብኡ ብውዕውዕ መንፈስ ኣካይዱ። ንሓደስቲ ኣወሃሃድቲ ብሙሉእ ድምጺ ኣፍልጦ ድሕሪ ምሃቡ፡ ማእከላይ ኮሚቴ ዝኣመሞም ሓይሊ ዕማማት ከም መበገሲ በቲ ሓድሽ ኣወሃሃዲ ኣካል ቀሪቦም፡ ንምምሕያሾም ዝሕግዝ ንኣርባዕተ ሰዓታት ዝኸደ ርሱን ሃናጺ ዲሞክራስያዊ

READ MORE

ምዕቋር !ጠንቂ ናይ`ቲ ኣብ ዓለምና ዘሎ ጥምየት ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ካብ ኣፍ መንጢልካ ምብላዕ ኣብ ሰብን እንስሳን ዝረኤ ጠባይ`ዩ። ካብ ኣፍ  መንጢልካ ምዕቋር ግና  ኣብ ደቂ ሰብ ጥራሕ ዝረኤ ግናይ ጠባይ`ዩ። እዚ ግናይ ጠባይ`ዚ  ካብቶም ቀንዲ ጠንቅታት  ናይ ምጥማይ ደቂ ሰብ ኣብ ዓለምና ኮይኑ ምስቶም ዝተረፉ ካለኦት ጠንቅታት ከም በዓል

READ MORE

 “ ዳስ-ሓውያ” ብዘሕዝን ታሪኽ ብዳሳት(ጎዳጉዲ) ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ተተኪኣ። ዝበዝሕ ኤርትራዊ ብልምዲ ከም ዝምስሎ፣ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ ነገር ተሰዊሩ ሃለዋቱ ምስ ዘጥፍእ  “ዳስ ሓውያ ዝኣቱ’ምበር ዝወጽእ ነይረኤና” ይበሃል።ነቶም ንታሪኽ “ዳስ ሓውያ” ዘይፈልጡ ኣሕጽር ኣቢለ ክገልጻ ክፍትን ኢየ። ኣብ 13 ክፍለ ዘመን ደግያት ድዕቡል ዝበሃሉ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ ይገዝኡ

READ MORE

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ መንፈሳዊ መንነታን ተልእኮኣን መባእታ፡ መንነትን ተልእኮን: ነንሓድሕዱ ይገላለጽ እዩ። ግን፡ ኣብ ልዕሊ ጉዳይ ካቶሊካዊት ቤተክርድትያን ኤርትራን ናይ ጥዕና ትካላታን ሕሙማትን ዝተፈጸመ ግፍዒ ከይኣክል፡ ዘደናግር ኣበህላን ሓሶትን’ውን ኪውስኸሉ ንዕዘብ ኣሎና። ክልተ ነገር ግን ኣሎ፤ ሓደሰብ፡ ናይ ሓደ ጉዳይ ኣፍልጦን ሓበሬታን ስለዝጎደሎ፡ ክጋገ፡ ሰብኣዊ እዩ።

READ MORE

ኣብ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ኣመንቲ ካቶሊክ፡ ብምኽንያት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ 22 ብካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝካየዳ ኣገልግሎታት ጥዕና ዝወሰዶ ጅምላዊ ናይ ምዕጻው ስጉምቲ ሓቅታት ንምብራህ ዝዓደሙዎ ህዝባዊ ኣኼባ ትማሊ ሰንበት 30 ሰነ 2019 ኣጋ ምሸት ተኻይዱ። ኣብቲ፡ `ንሓቂ ብፍቕሪ ክንምስክር ኢና` ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡  ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ብሙዃን ዘጻናናዕኩሙና ኣሕዋትናን ፈተውትናን፡ ስለቲ ዘርኣኹሙና ሕውነትን ፍቅርን ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ብልቢ ነመስግን ኣሎና። ክቡር ወላዲና ካብ ግዜ ጣልያን ጀሚሩ ብዙሕ ክርኢ ዝተዓደለ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ’ዩ። 

READ MORE

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ መንፈሳዊ መንነታን ተልእኮኣን መባእታ፡ መንነትን ተልእኮን: ነንሓድሕዱ ይገላለጽ እዩ። ግን፡ ኣብ ልዕሊ ጉዳይ ካቶሊካዊት ቤተክርድትያን ኤርትራን ናይ ጥዕና ትካላታን ሕሙማትን ዝተፈጸመ ግፍዒ ከይኣክል፡ ዘደናግር ኣበህላን ሓሶትን’ውን ኪውስኸሉ ንዕዘብ ኣሎና። ክልተ ነገር ግን ኣሎ፤ ሓደሰብ፡ ናይ ሓደ ጉዳይ ኣፍልጦን ሓበሬታን ስለዝጎደሎ፡ ክጋገ፡ ሰብኣዊ እዩ።

READ MORE