Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብዘን ዝሓልፋ ሒደት ኣዋርሕ ብጽኑዕ ሓሚሙ ዝጸንሐ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መጥባሕቲ ብምግባሩ ተኻኢሉ ትማሊ ሰንበት 9 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ቀብሪ ናይቲ ሎሚ ቕነ ዝዓረፈ ቀዋሚ ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ግርማ ኣስመሮ­­­­­­­­­­ም ክሳተፍ ከምዘይከኣለ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ከምዝሓበሩዎ፣ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

READ MORE

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ ሓደጋ ድንጋገ ከምዝኣወጀ ወግዓዊ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዋልታ ኢንፎሬሽን ሰንተር ሓቢሩ። እቲ መርበብ ሓበሬታ፣ “ቤትምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ነቲ ሓይልታት ጸረ ሰላም ምስ ወጻእተኛታት ጸላእቲ ብምትሕብባር ምርግጋእ ንምዝራግ ዘለዓዓሉዎ ናዕቢ ንምቕልባስ” መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ስጉምቲ ከዝወሰዶ ድሕር ምጥቃስ፣ እቲ ናይ ህጹጽ

READ MORE

ኣብ ቫንኩቨር ዝርከብ ዕለዋይ ቤትፍርዲ British Columbia (ካናዳ)፣ ኣብ ቫንኩቨር ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ንቭሱን ሪሶርስ ንጊላዊ-ዕዮ ብዝምልከት ሰለስተ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ወርቂ ቢሻ ነበር ኣብ ልዕሊኡ ንዘበገሱዎ ክሲ ንምዕንቃጽ ንዘካይዶ ጻዕሪ ብምንጻግ፣ እቲ ጉዳይ ኣብ ቤት ፍርዲ ክርአ ከምዝፈቐደ ሓደ ካብቶም ምስቶም ነቲ ክሲ ዝመስረቱ ኤርትራውያን

READ MORE

ዋና ኣማኻሪ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ የማነ ገብረኣብን ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳይ ህግደፍ ዑስማን ሳልሕን ኣብ ዝሓለፈ 2 ጥቅምቲ፡ ኣብ ከባቢ ዋሺንግቶን ዲሲ ህዝባዊ ሰሚናር ከካይዱ መደብ’ኳ እንተነበሮም፡ እቲ ሰሚናር ብሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከምዝተከልከለ፡ ሓደ ካብ መሳርሒ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ብስም National Council of

READ MORE

መራሕቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ንሬሳ ናይቲ ካብ ዝዓርፍ ሳልስቲ ገይሩ ዘሎ ዛጊት ዕረፍቱ ብወግዒ ዘይተዛረቡሉ ቀዋሚ ወኪል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝነበረ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ጽባሕ ብስቱር ናብ ኤርትራ ከእትዉዎ መዲቦም ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ጽባሕ ሰብ ኣኪብካ ዝቕበር

READ MORE

‘ሃገራዊ ቤትምኽሪ ኤርትራውያን ኣመሪካውያ’ ተባሂሉ ዝፍለጥ ደጋፊ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ማሕበር፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ዑስማን ሳልሕ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ ን 2 ጥቅምቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከካይዱዎ መዲቦሞ ህዝባዊ ኣኼባ ብምስራዙ ብቑጥዐ ዘውጽኦ ናይ

READ MORE

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቶም ጸልማት ከደኖ ብፍሉያት ናይ ጸጥታ መኻይን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ዝኾሉ ኣባላት ጸጥታ ከጽንዑዎም ንዝቐነዩ ዘይሕጋውያን ኣሽረፍቲ ተጸናትዮም ብምሓዝ፣ ኣብ ማኪኖኦም ኣእትዮም፣ ሽጉጥ ኣውጺኦም ሒዞሞ ንዘለዉ ገንዘብ ኣራጊፎሞ ካብቲ ከባቢ ክጠፍኡ ወይ ድማ ክእሰሩ ምዃኖም የፈራርሑዎም ‘ሞ፣ እቶም ተኣሲሮም ዝኸፍአ ከይመጾም ዝፈርሑ

READ MORE

ቀዋሚ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣመሪካ ሓቢሮም። ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ንነዊሕ እዋን ብሕዱር ሕማም ካንሰር ክሳቐ ኳ እንተጸንሐ፣ ሞቱ ተሓቢኡ ነቶም ቀንዲ መጋበርያ ናይቲ ስርዓት ከይተረፈ ሓዱሽ ዜና ኮይኑዎም ከምዘሎ እቶም ምንጭታት

READ MORE

ብዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ጥቅምቲ (October) 1: 2016 እዚ ትርእዩዎ ባህሪያዊ  ስእሊ ምድሪ  መሬት ኤርትራ ኣይኮነን! ግዳይ ውዲት ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስን ባህሪያዊ ጸጋታት ሃገራት ሳልሳይ ዓለም ግሒጡ ምስ ወድኤ፡ ብዘይ ሓላፍነት የዕኒዩ ዝሃድም ባዕዳዊ ኩባንያን ዘስዕቦ ናይ ዘሎ ዕንወት ስእሊ`ዩ። መሬት ኩሉ ኢያ!  ህዝባ ምስ ዝሕልዋን ዝከናኸናን፡

READ MORE

PFDJ affiliate “National Council of Eritrean Americans” expressed its outrage after the US State Department cancelled PFDJ’s public meeting which was scheduled to be held in Washington, D.C. on Sunday, October 2, 2016, with senior PFDJ officials, Minister of Foreign Affairs, Osman Saleh and Yemane

READ MORE

ሽሞን ፐረዝ፤ እዛ ሎሚ ብሰንኪ ረጋጺ ስርዓት ግህደፍ፤ ካብ ሃገረይ ተባሪረ፤ ብግዝያዊ ታዓቂበላ (ዋላ’ካ እቲ ኣታሓሕዛ ስደተኛ ናይታ ሃገር ኣዝዩ ዝማረር አንተኾነ) ዘለኹ፤ ሓንቲ ካብተን ናይ ዓለምና ናይ ተክኖሎጂን ኣጽዋርን ተርናዓት፤ ወናኒት ኒኪሎራዊ ኣጽዋር፤ ኣዝያ ሞዕብልቲን ደሞክራሲ ናይ ማአከላይ ምብራቅ ካብ ዝመስረቱ ካብቶም ቀዳሞት ኣቦታት

READ MORE

  ኣብ ኤርትራ ኣብ ከባቢ ቋሓይንን ደምበላስን ጀሚሩ ዝቐነየ ኣሻቓሊ ተላባዒ ሕማም ሸሮኽ ብቐጻሊ ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ይላባዕ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ሕማም ኣብ ዝላብዓሉ ዘሎ ከባቢታት ዝርከቡ ምንጭታት እቲ ተኸሲቱ ዘሎ ድሮ ሓያለ ሰባት ብምልካፍ ናብ ሞት ኣብጺሑ ዘሎ ናይ ጥዕና ቅልውላው

READ MORE

ኣንበላይ ክንሱ ሃዳኒ መንደላይ ጽምዲ ተመስገን ዶ ይብል ዩ እሮማይ፣ ንዝሓርበተኩም ጣቍኡ ምልላይ እንሀልኩም ቃሉ ይድገም ብውራይ፣   ሰሚዑኩሞ ዶ ‘ንታ ጩቕጡቕታ ጨራሩ መሬት ከይወግሐ ኣብ ከውታ ጀሚሩ ቅብጸት መሊኹዎ ሰዓቱ ቀይሩ ምድማር ጸጊሙዎ ንምጕዳል ክኢሉ፣ ምዕራብ ምበር ምብራቕ የለን ይብለና ‘ሎ ‘ሞ ድማ ንሰራሕቲ ሰዓት ንግዜ ፈጣሮ ኣምላኽ ክኾነልና ሰብ ምዃን ዘይከኣሎ፣ ኣርሕቑዎ እዝንኹም እሙናት ወፋሮ ከውታ ኣይትንቀሉ

READ MORE

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤትራውያን ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ፣ ምስ ፖሊስ ሱዳን ብገንዘብ ተመሻጢሮም ብብዝሒ ኤርትራውያን ተኻርዮም ዝነብሩሉ ኣባይቲ ዒላማ ገይሮም ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደት ሊብያ ክብገሱ ብምስግዳድ ብዋጋ ህይወት ኤርትራውያን ናይ ደም ገንዘብ ይግሕጡ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም መሰጋገርቲ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንዘለለዩዎም ብብዝሒ

READ MORE

ብዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ተመሪሖም ዶብ ሱዳን ቆሪጾም ሊብያ ዝኣትዉ ዝነበሩ ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ኣብ መንጎ ሓለዋ ዶብ ወተሃደራት ሱዳንን ሊብያውያን ዕጡቓት ኣሸበርትን ኣብ በረኻታት ምድረበዳ ሰሃራ ናይ ተኸፍተ ውግእ ግዳይ ኮይኖም ሓንቲ ጓልን ሓደ ወድን ብጥይት ተወቒዖም ክመቱዎም ከለዉ፣ ሓደ ተወጊኡ ዘልዕሎ ዝሰኣነ ኤርትራዊ ኣብቲ በረኻ

READ MORE

ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፈ 10 ዓመታት ጥራይ 400 ሽሕ ዜጋታታ ከምዝተሰዱ ብምጥቃስ፣  ሓንቲ ካብተን ህዝበን ብናህሪ ናብ ስደት ዝጕሕጓሕ ዘሎ ሃገራት ኮይና፣ መእሰያታ ትዓርቕ ከምዘላ ዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ብተደጋጋሚ ይገልጹ ‘ለዉ። ሓደ ካብቶም ማዕከናት ዜና gazette review.com ሎሚ 28 መስከረም ኣብ ዘስፈሮ ዜና፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ

READ MORE

ኢትዮጵያ ምስ ባሕሪ ዘራኽባ 4 ቢልዮን ዶላር ዝትመን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ መስመር ባቡር ምድሪ ኣብ ስራሕ ከተውዕል ተቓሪባ ከምዘላ ዘ ዎል ስትሪት ጆርናል wsj ሓቢሩ። እቲ ዘይምዕቡልን ኣረጊትን ትሕተ ቅርጺ መጓዓዝያ ኢትዮጵያ ንቑጠባዊ ምዕባለ ‘ታ ሃገር ዓንቃፊ ኮይኑ ብምጽንሑ፣ እቲ ብመንግስቲ ቻይና ዝድገፍ

READ MORE

28.09.16፡ ሕመረት ናይዛ ዕላል ካብ ሓቀኛ ዛንታ ናይ ሓንቲ ካብተን ብዕድመ ዘይደፍኣ ግን ድማ በቲ በስገዳድ ብማሕበር ሃማደኤ ተዳልዩ ዝሽየጥን፡ ግድነት’ውን ደቂ-ኣንስትዩ ክዕድግኦን፡ ኣብ ዝተኣዘዝኦ ኣጋጣሚ ከኣ ክኽደንኦን ዘለወን ውሽጡ ሕሩር ኣርማ ናጽነት ህግደፋዊ ድቢዛ (ክዳውንቲ) “ንሕና ንሱ” ኢዩ። ንሳ ብምኽንያት መጸት-መጸት ወርሒ መስከረም፡ ዓመታዊ ናይ ስራሕ

READ MORE

ሓውናን ብጻይናን ዝዀነ ዑስማን ኣሕመድ ኣባል ምምሕዳር ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን መደበር ከሰላ ሎሚ ዕለት 26-09-2016 ዓ.ም. ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ስለ ዝተፈልየና መሪር ሓዘን እስምዓና። ብጻይና ዑስማን ኣሕመድ ንነዊሕ እዋን ደኺመ ሓሚመ ከይበለ ኣብዚ መደበር ከሰላ ውጉኣት ሓርነት ብጽንዓትን ትዕግስትን ተኣማንነትን ከገልግል

READ MORE

Searching for an Effective Strategy to End the Eritrean Nightmare: Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement. Araya Debessay[i] Paper presented at the Eritrean Forum, University of San Francisco September 24, 2016 Introduction First and foremost, I would like to thank Meron for inviting me to this Eritrean Forum

READ MORE