Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ንኽንዝትን ኣብ ስራሕ ንኽንዋፈርን፡ ንዕለት 03.31.2012 ኣኼባ ኽንገብር መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ

READ MORE

ኣብ በርጋሞ ዓዲ ጥልያን ዝርከቡ መንእሰያት ኤርትራ፡ ብዕለት 19/02/2012 አብ ዘካየዱዎ ፈላሚ አኼባ፡ ማሕበር መንእሰያት ንለውጢ ብወግዒ አቚሞም። ብመሰረት እቲ ንነዊሕ ግዜ ከካይድዎ ዝጸንሑ ቀጻሊ ቃልሲ አማሓደርቶም ብምምራጽ ስርሖም ጀሚሮም አለዉ ። እዚ ማሕበር መንእሰይ ንለውጢ ንማሕበሩ ሕጋዊ ማሕበር ብምግባሩ ቀዳማይን ዓቢ ዓውትን ብምዃኑ ነአባላቱ አበሲሩ ። ማሕበር

READ MORE

ትማሊ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ህይስተን ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ህግደፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ብኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢን ዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ነቲ “ቁጠባዊ መሰረታት ኤርትራን መጻኢ ዕድላታን፡ ህሉው ማሕበራውን ፖለቲካውን ተጻብኦ ኣንጻር ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ብዶ/ር ተስፋይ ኣርዓዶም ዝተኻየደ

READ MORE

ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ EYGM-UK ካብ ትማሊ ቀዳም ምሸት 24 መጋቢት ክሳብ ወጋሕታ ዝቐጸለ ኣስተምህሮን ምዝንጋዕን ዘካተተ ዕዉት ናይ መላለዩ ስነጥበባዊ መደብ ኣብ ከተማ ሊድስ ኣካይዱ። ኣብቲ ‘ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ግድን ክነግስ’ዩ ‘ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ፡ ኣማኢት መንእሰያት ኣባላት ዓለም

READ MORE

ድሕሪ ልባዊ ሰላምታይ፣እዛ ብመልክዕ ሕቶ እትስዕብ መልእኽተይ ሰማዒ እዝኒ ክትረክብ እትስፎ። ዝኸበርኩም፣ጀነራላትን ኮሎኔላትን ክሳብ ዋርሳይ ይከኣሎ ዘለኹም ክፍላተ ሰራዊት፣ሓደ ካብቲ ኣሉ ዘይበሃል ሓቂ ንስኻትኩም ተዋጊእኩምን ኣዋጊእኩምን ሃገራዊ ነጻነት ኣምጺእኩም ኢኹም።እንተኾነ፣ ሎሚ’ኸ እዛ ተሰዊእኩምን ሰንኪልኩምን ዘምጻእክምዋ ሃገር ኣብ ምንታይ ኩነታት ከም ዘላ ብኣስተንትኖ ትሓስቡ’ዶ ትኾኑ? እስኪ ነዘን

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዛጊት ብዘይተጋህደ ምኽንያት፡ ንሬሳ ናይቲ ቅድሚ 45 መዓልታት ኣብ ለንደን ዝዓረፈ ነፍሲሄር ናይዝጊ ክፍሉ ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ምስ ከልከለ፡ ኣቦኣ ኣብ ዓደቡኡ ክቕበር ንኢሳያስ ከተእምኖ ኣብ ኤርትራ ሰሙናት ዝቐነየት ጓል ናይዝጊ ክፍሉ ብዘይፍረ ናብ ለንደን ከምዝተመልሰት ተፈሊጡ። በዚ ድማ እቶም ብዓዲ ሬሳ ሓዎም

READ MORE

ወታሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከባቢ ፍርቂ መጋቢት፡ ናብ ዶብ ኤርትራ ብሙስላኽ፡ (ላእ ብምእታው ደኣ፡) መዓስከራትን መዐለሚታት፡ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝሕብሓቡ፡ ተቃወምቲ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ኣጥቂዕና ክብሉ ብወሃብ ቃሎም፡ ቃል~ዓዋዲ ደዊሎም፡ ንዓለም ስምዕልና ረኣይልና ኢሎማ። ዕውት ከኣ ነይሩ፡ ወሲኾም። እቲ ጉዳይ፡ ምጥሓስ ሉኡላውነት ሓንቲ ሃገር ክንሱ፡ ዓለም  እንዳራኣየትን

READ MORE

ድሃይ ቀርንና ከመይ ቀንዩ ክቡራት ተኸታተልቲ? ልብናስ ብውረ ኵናትዶ ሃንደበት ተሓዚላትና ሓቀይ! ከምኡ ኢዩ ነገር ፖለቲካ። ኣብቲ ሕሉፍ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ግዝኣት ኢትዮጵያ ዱቦላ ወዲቓታ ተባሂሉስ ንምሽምጋሉ ድማ ኣ   መሪካን ርዋንዳን ቅሩብነተን ገሊጸን። ሎሚ ከኣ ኢትዮጵአያ ወድቂ ወዲቓ ኣመሪካን ፈረንሳን ድማ ባሌህታአን ኣቕ ሪበን ንሰምዕ።

READ MORE

ቦኽሪ ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ጽዑቕ ናይ ሰለስተ ወርሒ ስልጠና  ወተሃደራዊ ስነፍልጠትን ምሕደራን ድሕሪ ምውሃቡ፡ ምኽትል ሓይሊ ኣየር ክኸውን ብኢስይያስ ከምእተመዘዘ ምንጭታት ሓቢሮም። ነዚ ሓበሬታ’ዚ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንምርግጋጽ ኣብ ዘካየድናዮ ፈተነ፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር ተወሳኺ ስልጠና ይወስድ ከምዘሎ፡ ከምኡ ‘ውን ክብ ዝበለ መዝነት ተዋሂቡዎ

READ MORE

ንተቓለስቲ ኣዴታት፡ ጅምዓ ዑመር፡ ሰማይነሽ ካሕሳይ፡ መርየም በሽር፡  ካብ ሽወደን፡ ኣስገደት የውሃንስ፡ ህይወት ዮውሃንስ ኣብ ሆላንድ፡ ኣዜብ ሃብተማርያም ኣመሪካ፡ ከምኡ ‘ውን ንኹልኽን ንናጽነት ኣብ ክንዲ ውላድክን ርኢኽን ምእንቲ ሃገር ዝተወፈኽን ኣዴታት፡ ብምኽንያት መዓልቲ ኣዴታት (Mothers Day) ዮሃና እብለክን። ኣኽባሪትክን ሩት ኣሕመዲን ካብ ጀዳ ስዑዲ ዓረብ

READ MORE

እዚ ኣርእስቲ 'ዚ፡ ኣብ መብዛሕቱ ሕብረተሰባት፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ዓብን፡ ተነቃፍን ከምዚኾነ፡ ብደንቢ ዘይግንዘብ ኣንባቢ ክህሉ ኣይኽእልን። ከምኡ ክንሱ ግን፡ ምስ ርዝነቱን ዕብየቱን ዝሳነ፡ ነብሱ ዝኸኣለ፡ ብዙሕን ዓሚቅን ናይ ትግርኛ ወይ'ውን ናይ እንግሊዝ ጽሑፋት ቀሪቡሉ'ዩ ክብሃል ኣይካኣልን፡፡ (ብዓረብ ወይ'ውን ብኻልእ ቋንቋታትና ተጻሒፉሉ ክኸውን

READ MORE

ሓውሲ ደሴት ሲናይ እንክልዓል ኣብ ኣእምሮኻ ቅጅል ካብ ዝብሉኻ ነገራት ሓደ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝትረኽ ዛንታ ስደት ሙሴ ኣብ በረኻታት ሲናይ እዩ፡፡ ሙሴ ሕነ ናይቲ ብጎይትኡ ተቐጥቂጡ ተወላዲ ሂብሩ ዝኾነ ጊላ ፈድዩ፡ ካብ ምድረ ግብጺ ናብ በራኻ ሲናይ ከምዘተሰደ ዛንታ ስደቱ ይገልጽ፡፡ ብዝኾነ ዕላማን መበገስን ናይዚ

READ MORE

ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብደረጃ ሚኒስተርነት ዘገልገለ የማናይ ኢድ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ቀንዲ ዓርኩን ናይ ዝነበረ ሬሳ ነፍሲሄር ናይዝጊ ክፍሉ፡ ከምቲ ልሙድ ንላዕለዎት ሓለፍቱ ዝገብረሎም ስነስርዓት ቀብሪ ጥራይ ዘይኮነ፡ ዋላ ኣብ መሬት ዓደቡኡ ከይተረፈ ሓመድ ኣዳም ከይለብስ ሬስኡ ናብ ኤርትራ ምእታው ኢሳይያስ ስለዝኸልከሎ፡ ንመበል 43 መዓልቱ

READ MORE

ብገዛኢ ኪዳነ እስከ ንስማዓዮ ናይ ህዝብና ድምጺ ኣውያት ኣሎ ካብ ርሑቕ ዝፋጺ፡ ኣድሕኑኒ’ዩ ዝብል ቃሉ ስምዕዎ ዓማጺ ንወግድ ህዝብና ክርህዎ።   እቲ ንዓና ዝወለደ ማህጸን ኤርትራና ኣድሕኑኒ ይብል ኣሎ ንኽፈቶ እዝንና፡ ንስማዓዮ ድምጹ ነስተውዕል ኣውያቱ ህዝብና ብምልኪ መሰሉ ተዘሚቱ።   ኣታ መን ኢኻ ኣብ ኣመሪካ ዘሎኻ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ስደት ዝበለኻ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ርሑቕ ማዕዶ ወዮ ህዝብና እምበር ረኸበ

READ MORE

ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገር ጀርመን ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት (March) 2012 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን መድሓኔ ዓለም ፍራንክፎርትን ካልኦትን ዝፍጽሞ ዘሎ ምትእትታው ደው ንከብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ተቓውሞና እነካይደሉ ካብ

READ MORE

ብሕግን ብሕልናን ክኹነን ዘለዎ ተግባር፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዕለት 15 መጋቢት 2012 ንሉኡላዊ መሬት ኤርትራ ጢሒሱ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመን፡ ተመሳሳሊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ምዃኑውን ብወግዒ ገሊጹ። ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ድሑርን ጨካንን ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣዝዩ ዝኸፈ ደረጃ ወሪዱ፡ ብሓጺሩ ምሉእ ህዝቢ ኣብ መቑሕ ኣሎ፡ ሃገራዊ ሓይሊ ሃገረ ኤርትራውን

READ MORE

እቲ ኣብ ግንቦት 1998 ዓ/ም ብዝሰኸረ ትምክሕቲ ንዝና ውልቀ ኢሳይያስ ብሰበብ ባድመ ዝተባረዐ ኣዝዩ ኣስካሕካሒ ኲናት ማእለያ ዘይብሉ ሂወት ክልቲኡ ወገናት ቀዚፉ ኢዩ፡፡ከቢድ ቁጠባዊ ሃስያን ዕንወትን ኣብ መንጎ ክልቲኡ ሃገራት ኣውሪዱ ኢዩ፡፡ህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት ተመዛቢሉ ፋሕ ፋሕ ኢሉ’ዩ፡፡ብሰንኪ ’ዚ ምዝካሩ ዘጽልእ ኣህላቕን ኣስካሕካሕን ኲናት ልቢ

READ MORE

ይዝከረኩም ዶ፡ ከምዚ ሎሚ ነታ ባንዴራ እንተደለኹም ከም መንዲል ርስሓትኩም መጽረጊ፡ እንተደለኹም መባዕለጊ፡ ነዛ ናይ ደም ሃገር፡ መርወዪ ዊንታኹም ሕዛእቲ በይንኹም ጌርኩማ ከይነደኹም ከለኹም! እወ፡ ዘክሩዎ ‘ሞ እቲ ገና መዳልይቲ ባንዴራን ሃገርን ከለና፡ ዝነበረና ሓበንን ፍናንን!? እቲ ዝኽሪ እንተተመሰለልኩም፡ እቶም ጀነራላት፡ ኮሌኔላት፡ ጽሩራኹም ቀንጢብኩም ‘ሞ ሓንሳብ

READ MORE

A number of the major news agencies reported on 15 March 2012 that the Ethiopian armed forces carried out military raid in three different localities inside sovereign Eritrean territories.  Without any qualms, the Ethiopian government’s spokesperson, who announced to the international media concerning the gratuitous

READ MORE

ዕለት 24.03.2012  ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት - ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን።   ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡-   መደብ 8 መጋቢት 16:00         መኽፈቲ ኣኼባ 16:20         ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን 17:30         ዕርፍቲ (ምሳሕ)   ህዝባዊ ኣኼባ፡ መደብ

READ MORE

ኣብ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ተጋድሎ ቃልሲ ኤርትራ ኣበርክቶ፣ ግደን ኣስተዋጽኦን ደቂ- ኣንስትዮ ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ኣብቲ እዋን እቲ ዓቃባዊ ብምንባሩ ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ድርብ ወጽዓ ይካየድ ነይሩ። ነዚ ኣጉል ኣረኣእያን ኣተሓሳስባን ንምቅያር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰውራ ተሰሊፈን፣ ብረት ብምልዓል ካብ

READ MORE

ዝናን ባህታን ትርጉም ስኢኖም ናጽነትን ሱቕታን ድማ ስኒት ስኢነን ትብል መበገሲ ሒዛ ክትከይድ ዝጸንሐት ተኸታታሊት ጽሕፍቲ ደጊም’ሲ በዚኣን በ’ዳነኣን ክትዛዘም’ያ። ዝኾነ ኾይኑ ብዛዕባውድቀት ናይ እንዳ ዝናን ባህታን ዝበሃልን ዝጸሓፍን ዘሎ ሰማዕን ኣንባብን’ኳ እንተረኺቡ’ዩ። ኣመና በዚሑ’ሲ እንግድዓ ሰብኣዊ ፍጡር ዝጾሮ’ኳኣይመስልን። እንተ ንሳቶም ግን ሓንሳብ ናይ ሞያ

READ MORE

ኣብ መጀመርታ 1975፡ ኣብ ኢትዮጲያ ስልጣን ዝጨበጠ ወተሃደራዊ ጉጅለ፡ ጉዳይ ኤርትራ ንምፍታሕ ኢሉ ንሃገራውያን ዓበይቲ ዓዲ ምስደቆም ተላዚቦም ፍታሕ ከምጽኡ ተባሂሉ ከምዝለኣኾም ኩልና ንዝክሮ ኢና። ገለ ካብኣቶም፡ ወለዲ ናይታ ምስኣቶም ክትራኸብ ዝተመዘዘት ኮሚተ ተጋደልቲ ነበሩ። እዚ ማለት ኣቦን ወድን ቀትረ-ቀትሪ ኣንጻራት ኮይኖም ከናጎዱ እናወዓሉ፡ ለይተ-ለይቲ

READ MORE

ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ  ከም ተባህለ መራሒት  ራህዋ  ኢኺ  ብድምጻ  ትልለ ተስፋ ዉጹዓት ኢኺ  ምቅርቲ ወሓለ ላዛ ዓለማዊት ማዕከን ኩሉ ናባኺ ዓሰለ ኣይኮነን  ሓበሬታ  ጥራሕ  ዝወዓለ ኣስተምህሮኺባ   ንኹሉ   ዘጥለለ ብድሆኺባ   ንተጻባኤቲ   ዘጸለለ ወላዕክናባ   ክንብል  ተሓምበለ ። ድሒርኪ ተበጊስኪ  ቅድሚት ተሰራዕኪ ታተ እናበልኪ ሎሚምበር ሰዊድኪ ቢ.ቢ.ሲ ኤርትራ ነዊሕ ኢድኪ ሓበን ተቓዉሞ  እንቓዕ ተፈጠርኪ ። ይሰምዑኺ ኣለዉ ዋላቶም ጎሓላሉ እንተላይ

READ MORE

ሰራዊት ኢትዮጵያ ንውሽጢ ኤርትራ ክሳብ 18 ኪሎሜተር ብምእታው፡ ራሚድ፡ ገለህቤና፡ ጊቢና፡ ኣብ ዝብሃሉ ስርዓት ህግደፍ ከም መዐለሚ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ዝጥቀመሉም ዝነበረ ሰለስተ ቦታታት መጥቃዕቲ ከምዝወሰደ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሎሚ 15 መጋቢት ዝተኻየደ ውግእ ዝቖሰሉን ዝተማረኹን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዘለዉ ብምጥቃስ ከኣ፡  ስርዓት ህግደፍ

READ MORE