Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብ27- 28 ሰነ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሒዛ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተበገሰት ጃልባ ክሳብ ሕጂ ደሃያ ኣይተረኽበን። ኣብ ሻቕሎት ንዘለዉ ስድራቤታት ጠቒስና፣ ኣሰር ናይዞም ኤርትራውያን ንምርካብ ብ26 ሓምለ ዝዘርጋሕናዮ ምሕጽንታ ‘ውን ፍረ ኣይተረኽቦን። ሰለ’ዚ ኣሰር ናይቶም ኤርትራውያን ኣሓትን ኣሕዋትን ንምፍካብ እንተሓገዘ፣ ኣብ ሽግር እንተለዉ ረዲኤት

READ MORE

መሶብ ፍትሒ!   እዛ መሶብ ፍትሒ *ሊሰዩም ኣሰና           *ኣስተምህሮታት ዚወሃበሉ ፍሉይ ኣዳራሽ እዛ ደብተር ኩሉ’ወ ገላጺት ሓሳብና እዛ ልሳን ውጹዓት እተድምጽ ቃልና እዛ ሜዳ ቃልሲ ሰውራ ሓርነትና ኣጽዋር ከይጎድላ ዋልታ መኸተና          እጃምና ከነወፊ ከም ዓቕሚ ጁባና ሕድሪ ትብል ኣላ ናይ ቃልሲ ደጀንና!   ሃየ በሉ ኣሕዋት ሻማ ሻማ ንበል ድምጽና ቀጻሊ ከንጎድጉድ ብማዕበል ሓደራ ውፉያት ሎሚ ሓቦ ንበል ምልኪ

READ MORE

                                          ካልኣይ ክፋል                   ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ..?     ካብቲ ዝመጻኒ ብዙሕ ርእይቶታት ገለ ምስቲ ኣነ ዝጽሕፎ ዘለኹ ሓሳብ ዘይሳነ ሕቖን ከብድን ኮይኑ እየ ረኺበዮ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቶም ጽሑፈይ ምስ ሰሚት ቦለኛ ብምትእስሳር ናብ ካልእ ጫሌዳ መገዲ ከተትሕዝዎ ዝፈተንኩም፡ ኣይፋልኩምን እዚ ጽሑፍ ምስ ሰሚት ቦለኛ ዝኾነ ዘራኽብ

READ MORE

ኣማኑኤል ተስፋስላሰ ዝተባህለ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ (ኣራት ኪሎ) ናይ ስነ ቁጽሪ (Applied Mathematics) ትምህርቱ ተኸታቲሉ ዝለዓለ ነጥቢ ዝረኸበ ብልሂ ኤርትራዊ ተማሃራይ ስደተኛ፣ ካብ ኩሎም ተማሃሮ ዝለዓለ ውጽኢት ረኺቡ ክንሱ፣ ኣብ እዋን መመረቕታ ንዕኡ ዝግባእ ናይ ወርቂ ሽልማት ካብ ናቱ ዝተሓተ ነጥቢ ዝነበራ ኢትዮጵያዊት ተማሃሪት፣

READ MORE

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ 2014፣ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ኤርትራ ተፈጺሞም ንዝብሃሉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዘጽንዕ መርማሪ ኮምሽን ክቐውም ምውሳኑ ኣገዳሲ ፍጻሜ እዩ። መሰል ሰብ ኣብ ዘኽብራ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም፣ ኣብ ልዕሊ ዜጋታተን ንዘጋጥሙ ጭውያን ምሕቃቕን፣ ዘይሕጋዊ ማእሰርትን ሞትን ዝኣመሰሉ በደላት ንምምርማር በብደረጃኡ ከምዚ

READ MORE

ኣብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ሳዋ ክስልጥኑ ዝጸንሑ፣ ትማሊ ቀዳም 26 ሓምለ ነናብ ገዝኦም ንዕረፍቲ ክኸዱ ዝተፈቕደሎም ኣባላት መበል 27 ዙርያ፣ ናይ ማትሪክ (መልቀቂ ፈተና) ውጽኢቶም ንምፍላጥ ድሕሪ ወርሒ ናብ ሳዋ ክምለሱ ብሓላፊ መዓስከር ሳዋ ኮለኔል ደበሳይ ግደ ተኣዚዞም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ናይ’ዚ

READ MORE

ብዛዕባ ጽሑፈይ ሓውኻ ኣበይ ኣሎን ኣህጉራዊ እምነታዊ ቅልውላው ኣህጉራዊት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንን ነፍሰ ነቐፌታ ብዕለት 24.07.2014 ‘ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን’ ዘርእስቱ ዓንቀጽ ኣብ ኣሰና ኮም ኣውጺአ። ሽሕ’ኳ ዘይተጸረፍኩሉ ዓንቀጽ እንተዘየሎ፣ ሽሕ’ኳ ካብ’ዚ ዓንቀጽ’ዚ’ውን ክጽረፍ ምዃነይ እንተተጸበኩ፣  እቲ ብዝሕን ተመሳሳልነትን ኣሉታዊ መልስታትን፡ ብፍላይ ከኣ ብሓደ

READ MORE

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብቲ ጳጳሳት ካቶልካዊት ቤተክርስትያን ዝዘርግሑዎ፣ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ሕልናዊ መልእኽቲ ብምምርኳስ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዉዎ ጽሑፍ ኣብ መዓስከር ሳዋ ከምዝዘርግሑዎ፣ ነቲ ዕማም ዝፈጸሙ ደለይቲ ፍትሒ

READ MORE

ቆንስል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ ሚስተር ጆን ሁቨር ብምኽንያት መበል 238 ዓመታዊ ዝኽሪ ናጽነት ኣመሪካ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘዋደዶ ዲፕሎመሰኛታትን ዳርጋ ኹሎም ሚኒስተራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ዝተረኽቡሉ እንትዶት ታሪኽን ተመክሮን ኣመሪካ ተወኪሱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም መጋበርያ ምልኪ ኮይኖም ዘለዉ

READ MORE

ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ብዙሓት ኤርትራውያን፣ ቅድሚ ወርሒ ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ምስ ዝተበገሰት ጃልባ ናይ ዝነበሩ ስደተኛታት ቤተሰቦም ደሃይ ከምዘይረኸቡ ብምጥቃስ ሻቕሎቶም ክገልጹልና ቐንዮም ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ሓበሬታ ዘለዎ፣ ሰብ ብፍላይ ድማ ኣብ ዓዲ ጥልያን እትርከቡ ግዱሳት ነቲ ጉዳይ ተኸታተሊኩም ጭቡጥ

READ MORE

  ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? ሓቂ ኣብዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ነዚ ኣርእስቲ እዚ ወሲደ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ነገር እንተሃልዩ ብዙሕ እዩ፡፡ ሎሚ ንኹሉ ሓደ ብሓደ ክዝርዝሮን ክኣትዎን ኣይደለኹን፡፡ እቲ ምንታይ ሓቂ ኣብ ዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቲ ናይ ሓምሳ ዓመታት ዝተመስረሐ ትያትሮታት ኢሳይያስን ደቂ ዕቁቡን

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃልልምርጫወሲዱ፡ ፤ንፋስሓርነትከየተንፈስናንህዝብንሃገርንኣብናይጎረባብቲኩናትከቲቱህዝቢኤርትራኣብኣደራዕወዲቑ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Weldu_Lingo.pdf"]

READ MORE

BRING THEM HOME! (ንገዛኦም ምለሱዎም!)   ዚብል ብዓቢ ሆሄያት (ፊደላት) ዚተጻሕፈ ጽሑፍ ኣብ ኩሉ ምንቅስቓሳተይ ምስ ነበብኩን ምስ ሰማዕኩን’የ ነዛ እትስዕብ ጽሕፍቲ ንክውርቕ ተገዲደ።   ጉዳይ ናይዞም ኣብዚ ዝሓለፈ መበል 29 ሰሙን ናይ ዓመተ 2014 ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ብሮኬት ተወቒዖም ምስ ነፋሪቶም ናብ መሬት ወዲቖም ዝሃለቑ 298 ሰባት፡ ንዓለምና

READ MORE

Remarks by John Hoover, Chargé d’Affaires of the Embassy of the United States of America On the Occasion of the 238th Anniversary of the American Declaration of Independence Asmara, Eritrea, July 3, 2014 Ministers and officials of the Government of the State of Eritrea; Members of the Diplomatic Corps; Fellow Americans; U.S.

READ MORE

ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኣርባዕተ ኣቡናት (ጳጳስት?) ኤርትራ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቃኤል ካብ ቅንኢ ተበጊሱ ንኣቤል ሓዉ ቀተሎ። እግዚኣቢሔር ከኣ፡ ኣቤል ሓውኻ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ። ንሱ ድማ፣ ኣይፈልጥን፡ ኣነ’ዶ ሓላው ሓወይ እየ? በለ። እንታይ ጌርካ ኢኻ?  ድምጺ ደም ሓውኻ ካብ ምድሪ ናባይ ይጠርዕ

READ MORE

ህዝብና ከይንውጽዕ ምስ ሓራዲና አይንሳዕስዕ Tesfamariame W/giorgis 25/07/2014/Norway ጓይላ ንጓይላ ኮይና ተሪፋ ህግደፍ ዘይምሕር ሕማም ጸላኢና ይጎነፍ ንኣዳም ገረሞ ስንፍና ናይ ህግደፍ ሬሳ ረጊጾም ናብ ጓይላ ሃንደፍደፍ   ኣቲ ከውሒ ልባ ንጽጉም ዘይትሓሊ ደቃ ዘጥፍአት ትነብዕ ንሰኺ ትኳሓሊ ኣየሕፍረክን ምስ ደቂደቅኺ ክትዕውሊ መሕፈረኪኳ ምስ ሕጻና ቆልዑ ክትዘሊ   ዕድሚኤን በሊዑ ህግደፍ ዘጎበጠን ዕለተን ዝወደቐ ተጠቒሙ ዝደርበየን ነብሰን ዘተዓሻሽዋ ቅብኣት ተለኽየን ቆናጁ ክመስላ

READ MORE

ናይ ህዝብና ድምጺ ንኹን                   ታደሰ ኪዳነ          24/07/2014   ኣእዛንና፣ ክትሰምዖ’ውን ዘይእመን ታሪኽ ካብ ዝሰምዓ ሓያሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። “ኤርትራውያን ብራሻይዳ ከም ጠለ-በጊዕ ይሽየጡ ኣለዉ። ኣብ ሲናይ ኮላሊት ኤርትራውያን ይሽየጥ ኣሎ። ኣብ ሳሃራ ክንድዚኦም ዝኣኽሉ ሰባት ብጽምኢ ማይ ሓሪሮም። ካልኦት ድማ ብሸፋቱ ተጨውዮም ምስ ተወስዱ ደሃዮም የለን። ኣማኢት

READ MORE

ሕልፎት ቦሎኛ ባዕለይ ክሓፍረልኩም               ብ መስፍን ባህልቢ  ተራእይኩምድዩዝላወይዕንደራ ሬሳኣሕዋትኩምዶኣይኮነንእዚኩምራ እንታይመምጽኢኹምንቦሎኛ ክትሕተቱይግባእብሕጊብዳኛ ሕልፎትዶተላኢኽኩምወራድመርዓ ዶስቅዱስዮሃንስጥምቀትቆልዓ ብትእዛዝእዩኰይኑእንዳህግደፍጓይላ ይዋእክን እባ ብኣዋጅ ትዕልላ ሕሊናኹም ዝሸጥኩም ብዓል መስከብ ቦሎኛ እንተበሎም ኵድም ኣብዛ መርከብ ግዳያት ላምፓዱዛ ከይለበሱ ሓመድ ኣዳም ሬሳ ተጐዝጕዝኩም ትስዕስዑ ጭፍራ ነውራም እዚ ፈርዖን ሓለቓተዃሉ ኣዚዝኩም ቦሎኛክትድብሉ ሬሳ ኣሕዋትኩም ሓሪምዎ ሓመድ ዓደቦ ብዓል ሰንፈላል ተራእይኩም ሎጋው ስቦ ዘይሓተትኩምግን “ስለምንታይ “ ኢሳያስዝበላስኵላእሺጐይታይ ልሳንህዝቢዶ ኣይነበርኩምንኣብሳሕል ከም ምእዙዝ ከልቢ ኣብ ዘእተወኩም ምጥሓል እንታይደለሕፍረትእንታይደለጋዶ ጀጋኑዶኣይነበርኩምንኣብማዓሚዶ ስለ

READ MORE

ተሳትፎ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ፡ ኣዝዩ ግፍዐኛ ጕጅለ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ቀንዲ ጸገሙ ብዘይካይ ብዛዕባ ጕዳይ ሃገር ዝምልከቶ ሰብ የሎን ብምባል፡ ምሕደራ ሃገር ንበይኑ ክብሕት ምድላዩ እዩ። ንሱ ከይኣኽሎ፡ ነዚ ነገር’ዚ ብሕጋዊ ኣገባብ ዘይኮነ ብደረጃ ውልቀምልኪ የካይዶ። ስለዚ፡ ደለይቲ ለውጢ ነዚ ጋሕማጥ ጕጅለ’ዚ ካብ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሳዋ ናይ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምረቓ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣርባዕተ ሰዓታት ዝወሰደ ካብ ኣዘዝቲ በራጊድ ንላዕሊ ዝተሳተፉዎ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሳዋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኣኼባ ኢሳይያስ ዘተኮረሎም ጉዳያት፣ ኩነታት ሰራዊትን ህሉው ኩነታትን ክኸውን ከሎ፣ ኣብ ሓይልታት ምልክኻል ኤርትራ

READ MORE

Svensk-eritreansk samarbetsorganisation                             För demokratiutveckling   Call for protest Operation Occupy ”HGDFS Festival In Stockholm”   The Swedish- Eritrean partnership for Democracy/ SESADU calls all concerned Eritreans to a huge rally protesting the” Festival” that elongates the Eritrean people’s suffering under the brtual regime. The PFDJs Festival that will be held

READ MORE