Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዕለት 8-03-1908 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ እቲ ናይ መጀመርያ ሰላማዊ ሰልፊ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንመሰልን ፍትሕን ከም ዝጀመረ መዛግብት ታሪኽ ይሕብሩ። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝን ግን ሎሚ ድሕሪ 105 ዓመታት፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ኣብተን ሓለፋ ኩለን ደቂ ሄዋን ዓለም፡ ሕሰምን መከራን፡ መውጋእትን

READ MORE

ረጋቢት ብስራት ጴጥሮስ ተኽሉ፡ (ሓላዪ) 27/02/2013 ኣውሊዕ ብስራት ዝሓዛ ምስ ዓርከ ምሓዛ ብዓል ኩንብራዛ ዝወጻ ካብ ገዛ፡ ብዓል ሎኻኺቶ፣ ብዓል ሽላ ተጸዋውዓ ዓድምኣ ኹላ ተሸባሸባ ምዓልቲ ኣኺላ ቅጽበት ተበገሳ ቶሎ ኢልክን ንቀላ፡ ናይ ዓይኒ ምስክር ኤርትራ ብዓል ንስሪ፣ ብዓል

READ MORE

ኣርከበ ግደፍ ብኾበሮ፡ ምስ ድሙቅ እምቡልታ ጥዑም ፋል ጥዑም’ዩ፡ ዋላ ናይ ሕሹዅታ ሎሚ እንተ ኣምለጥካ፡ ካብ ቀርኒ ናይ ኣርሓ መን ኾይና እያ ጽባሕ፡ ኣርከበ ዝፈርሓ ግርም ጽርበት ቃላት፡ ኽኢላ ወረጃ ቀውዒ ምስልምና፡ ኽረምቲ ኣውራጃ ትማሊ ንኣዶሊስ፡ ሎሚ’ከ ንባጽዕ ከምኡ ኢልካ ወጋናት ፈሊኻ ክትቀጽዕ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ፡ ንዝበለ ኣቤት ቐርብ ወረዳ ፡ ድሕሪኡ ንማይ-ቤት ኣብትርቲ ኢሰያስ፡ ለከ

READ MORE

ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ ዓሪፉእዛ ትስዕብ ግጥሚ ብዕለት 21 ጥቅምቲ ኣብ (ኤሪትረያን ኣል ሕዋር ኣል ዋጣኒ ሩም1) ኣጋጣሚ ወርሓዊ ዝኽሪ ታሪኻዊት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ጅግና ስዉእ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ(ወዲ ዓሊ) እተነበብት ናይ ደበስ ግጥሚ ኢያ፡ ፡ ሰናይ ንባብ ወ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 21 ጥቅምቲ

READ MORE

መልቀስ ንኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ!!!!!! ወየ!!!!! ወየ!!!!! ወየ!!!!! ስዒድ ኮለነል ተወሊዱ ኣብ ኤርትራ ኣንታ እንታይ ተረኽበ! ኣብ ኣስመራ ታንክታት ሰሪዒወን መጺኡ ብሓበራ ኣብ ፎርቶ ተሰቒለን ኣንቓዕረራ ይብሃል ነበረ ነስመራ መን! ይደፍራ። ንጉስ ኤርትራ በለ ክንመውት ብሓበራ ንኹላትና ይብጽሓና በብታራ ኣንቀጥቂጦም ናይ ህግደፍ ጭፍራ ኣይፋልካን ክትብሃል ውዒላ ሓዲራ ተባህለ ወዲ ዓሊ መጺኡ ዝብዓል ጹሩራ ናይ ጸላም ብዓቲ ከፈተላ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከም መተካእታ ናይቲ ኣብ ማሕዩር ስርዓት ህግደፍ ተዳጕኑ ዘሎ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ነበር ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸን፡ ንኣማሓዳሪት ከተማ ማጽዕ ነበር ፋና ተስፋማርያም፡ ከም ዝመዘዛ ብጎቦ ጎቦ እቲ ስርዓት ኣረጋጊጹዎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዜና ኣሰና ኣቐዲምና ኢሳይያስ ኣማሓዳሪት ዞባት ክትከውን ሓጽዩዋ ከምዘሎ ኣብ

READ MORE

ብቐዳምነት እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ነቶም ንግፍዐኛ ጕጅለ ህግደፍ ትቃወሙ ተቓለስቲ ኣሕዋት ምስጢር ስለ ዘይኮነ፡ ነቶም መሳኪን ደድሕር’ቲ ዝተፈንፈነ ስርዓት ኰለል ዝብሉ ዘለዉ ንመነቓቕሒ ተባሂሉ ከም ዝተጻሕፈ ክትግንዘቡለይ እፈቱ።ኣብ ታሪኽ ንድሕሪት ምልስ ምስ እንብል፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓምሳታት ከይተረፈ ደሞክራሲ ፈሊጡስ ኣብ ሃገራዊ ባይቶኡ ብስልጡን መንገዲ ይካታዕን

READ MORE

http://www.youtube.com/watch?v=gqDGIj36kf8&width=200&height=200 Samuel Berhane ( Medehamed Shatr), one of the instigators of the 'great escape' from  the infamous Wi'aa, PFDJ prison in Eritrea, tells the untold story of the prison break, in which himself along 456 inmates freed themselves from the harsh detention, in June 15, 2009.

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ በቲ አብ 21 ጥሪ 2013 ብዘጋጠሞ ህዝባዊ ናይለውሃልሃልታ ሰንቢዱ፡ ከም ኣመሉ  ንሰራዊት ብብብብብናይ ሓሶት መብጽዓታት ንምትላል ነቲ ዝርካቡ ቁጠባዊ ትሕዝትኡ መእመኒ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳኡ ክጥቀመሉ ናብ ሰራዊት ስለዘዝበሎ ፡ እቲ ድሮ ብክብርን ምረትን መነባብሮ ክሳቐ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ መዓልታዊ መነባብሮኡ ኣዝዩ ሓሲሙ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብሰንኪ’ዚ

READ MORE

ኣየ ህግደፍ ድሑር ክንደይከ ይቐልል በቲ ዝቖንቆነ ፖለቲካ *ዋጭል         *ንእሽቶ ህበይ ነዚ ዓቃል ህዝቢ ብተስፋ ከታልል ብሃብቲ መሬትና እኖሆ የሽካዕልል! ዘውዲ ናይ መላኺ ብናዕቢ ከይደፈር ድራማ ደሪስካ ህዝቢ ንኪጥበር ሓንሳብ ኣውቶቡሳት ንሓንሳብ ትራክተር ብዓይኒ ካሜራ ምስ ኣበለልና ተር፡ ማና ከም ዘምጽአ ድኻ ንኽድረር ሽሻይ ራሕሲ እናልካስ ብኸበሮ ይዝመር! ብስርሒት ፈርቶ ህዝቢ ተስፋ ጌሩ ቃልሱ እናጓሃረ ኣብ ሓደ

READ MORE

ብ ወርሒ ሰነ 2009 ኣብ ዊዓ ተኣሲሮም ዝነበሩ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ጠያይጢ እናተተኮሰሎም ጽኑዕ ሓለዋ ፈንጢሶም ከምዘምለጡ፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ኣብ ኣሰና ከም ዜና ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ኣብ ናይ ጽባሕ ሰኑይ ድምጺ ኣሰና መደብና፡ ንሓደ ካብ ወጠንትን መራሕትን ናይቲ ደማዊ ግን ከኣ ዕዉት ጅግንነታዊ ስርሒት- ሓርነት፡ መንእሰይ

READ MORE

 ሓወልቲ ሓርነት ታሪኽ ጅግንነትካ ብ መስፍን   ባህልቢ ኣንበሳ ፎርቶ ሓርማዝ ናይ ጾሮና ንዓኻ ኣጥፊፍእናስ ደቂስና ሓዲርና ወጊሑ ክንትስእ እንታይ ኣቐሚጥና ዋይ ልቢ ምስጠፍአ ኣየ ድንቍርና ዓይኑ ከይትርኢ ሕሰም ናይ ኣሕዋቱ እዝኑ ከይትሰምዕ ብኽያት ኣዴታቱ ናብ ዲክታተር ኣቕኒዑ ብረቱ ሰመርመር ኢልዎ መብጽዓ ብጾቱ ድሓን ኩኑ ኢሉና ኣምሪሩ ሓሞቱ ሓሪሩ ደብርህ ውፉይ ኰዀብ ሰማይ ቀኒዕካ ዘይጥመት ሓያል ጩራ ጽሓይ ምስጢራት

READ MORE

ኣብ ዝባን ደቂ ህዝቢ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ  ናይ ኢሳያስ ስርዓት፡ ብምንታይ’ዩ ካብ ናይ መንግስቱ ስርዓት ክፍለ ዚኽእል። እዚ ኣብ ኤርትራ  ዝግበር ዘሎ ቅዝፈት ኣብ ኣፍሪቃ’ውን መዳርግቲ የብሉን።ስለዚ እዞም ፍትሒ ዝሕላገትና፣ ዲሞክራሲ ዝኣርማና፡ ነዛ ኣብ ፎርቶ ዝተወለዐት ሽግ ከይትቅህም ፡ ነዚ ብእከይ ተግባራቱ ዚፍለጥ ናይ ኢሰያስ ስርዓት ብምሉእ ዓቅምና

READ MORE

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ                            10ይ ክፋል                23/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት እቲ ጎነጻዊ ቃልሲ ምስቲ ፖሊቲካውን ዲፕሎማስያውን ቃልሲ ተሳንዩ ዝኸደሉ መንገዲ ሓቢረ ነይረ። ኣብ ተመክሮ ናይቲ ንህግደፍ ዝወለደ ውድብ ህዝባዊ ግንባር እንተርኢና፣ እቲ ብዓንቶቦኡ’ውን ጽኑዕ ምትእስሳር ዘይነበሮ፣ ብሳበ ዝምራሕ ሲቪላዊ ጉጅለ፣ ኣብ 1976 ዓ.ም. ብወግዒ

READ MORE

ብምኽንያት በዓል 8 መጋቢት ንዕለት 09.03.2013 ኣብ ከተማ ካሰል ሃገረ ጀርመን ከነብዕል ስለ ዝመደብና: ንኹሉ ደላይ ለውጢ ኤርትራዊ ብተገዳስነት ኣብዚ እንገብሮ በዓል ሓቢርኩም ምሳና ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። መደባትና መጀመርያ ብቓል ኣደ ወንበር ነጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን - ጨንፈር ጀርመን፡ ወይዘሮ ምልእተ ተስፋጋብር ዝኽፈት

READ MORE

ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንኢሳያስ ሕቖኡ ምስ ጎዘዞ፡ርእሱ ከቕንዕን ቆለኡ ክለዓልን ሰለስተ ቅነ ተጀሊጡ፡፡ኣብ በዓል ስርሒት ፈንቅል ከይተቐልቀለ ደሃይ ኣጥፊኡ ድሕሪ ምቕናይ ብ14 ለካቲት ፡ኣብ ቅድሚ እታ ብሕታዊ ዋኒኑ ተለቪጅን ተኾዲሙ፡ካብ በዓቲ ከምዝወጽአ ዝብኢ ኣዒንቱ ቀባሕባሕ እናበለ ተዋስኦ ጀሚሩ፡፡ንሱ ነቶም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ክፍትሑን ዝጠለቡ

READ MORE

ካብ በርሚንግሃም፡ ማንቸስተር፡ ሊድስ ዝኣመሰላ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ናብ ለንደን ብውቶቡሳት ንሓያለ ሰዓታት ዝወሓዙ ኣማኢት ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንሳልሳይ ግዜ፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኣዝዩ ቆራሪ ዝነበረ ኩነታት ኣየር ከይዓጀቦም ኣብቲ ንስርሒት ፎርቶ

READ MORE

ደምዳሚ መግለጺ ባይቶ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ሽዱሽተ ወርሓዊ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 17-20/02/2013 ኣካይዱ። ባይቶ ስምረት ኣብ ኣኼባኡ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንጥፈታቱ ገምጊሙ ካብ ኩሉ ክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ብምስማዕ ስፍሕ ብዝበለ ኣገባብ ዘትይሉ።  ብክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ምስ ገምገመ ናብ ናይ ዞባታት ወከልቲ ብምሕላፍ ካብ

READ MORE

ኢሳያስ ፍጥር ካብ ዝብል ምሕሳው መፋጥርቱ እዩ እንተ ተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ምህሳው ሓጥያት ወይ ጌጋ ምዃኑ ጠፊኡዎ ዘይኮነ ግን ኣብ ስልጣን መታን ክጸንሕ ከደናግር ስለ ዝደለየ ጥራይ። ብዝኾነ፡ ድሕርቲ ታሪኻዊ ፍጻሜ ስርሒት ፎርቶ፡ ንሰለስተ ቕነ ተሓቢኡ ድሕሪ ምቕናይ፡ ነቲ ኵነታት ብዝጥዕሞ መነገዲ ኣቃሚሙን ብሃሶት ላዕጢጡን

READ MORE

ብ21 ጥሪ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ ፎርቶ ኣብ ዝርከብ ሚኒስተሪ ዜና ብትብዓት ኣትዮም መረረ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ተለቪዥን ብቐጥታ ብኣስመላሽ ኣብርሃ ከምዝንበብ ዝገበሩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዘሎ ሓቀኛ ኤርትራዊ ሓያል ፍናን ሓበንን ተስፋን ሂቦም እዮም። እዞም ሰባት እዚኦም ደኣ ብኸመይ

READ MORE

ኣብ ካርቱም 200 ዝኣኽሉ ኤርትራውያን፡ ላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበረሎም ጻውዒት መሰረት፡ ብዕለት 19 የካቲት ብዛዕባ ኹነታት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ንምዝታይ ኣኼባ ከምዘካየዱ ምንጭታት ካብ ካርቱም ንኣሰና ሓቢሮም።እቲ ወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማዕከን ቆልዑ (ዩኒሴፍ) ከምኡ’ውን ዎርልድ ቺልድረን ዝተሳተፉዎ ኣኼባ፡ኣብ ጉዳይ መንነት ወረቐት ስደተኛታት፡ ትምህርትን

READ MORE

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38 ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን ዝፈጠሮ ስሚዒትን ዘጠቓልል’ዩ፡፡ ንኣድላይነቱ ብዝምልከት፡ ብመንግስቲ ይካየድ ንዘሎ ጎስጓስ እንታይ ከምዝመስል፡

READ MORE

ሳላ እቲ ዲፋኖ! ሳላ እቲ *ዲፋኖ ስውእ ሓርነትና     *ገንሸል፡ ተባዕታይ በጊዕ ሳላ እዛ ፎርቶ’ወ ከፋቲት *መንቀና   *ዓብዪ ናይ ቀጽሪ ማዕጾ እቲ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰልና ወዮ ማይን ልችን ጃሕጃሕ’ኳ ኢሉልና! ውዕሎ ናይ ጀጋኑ እዛ ስርሒት ፎርቶ እዛ ክብርቲ ዕለት ከመይ ደሓን ትእቶ እቲ ብኩፖን ህግደፍ ዝተዓደለቶ ቁንጣሮ መሸላ ኣደ ዝለሰቶ መጎጎ ኣናዲያ ጣይታ ክትስንክቶ ብሒቚ ተሰኪማ ምዛር ገዲፋቶ! ሳላ

READ MORE