Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣሽባይዶ ዘተባብዖን ዝመርሖን ኣካል ረኺቡ፡ ብመን ሕራይን ውሽጣዊ ዓቅሙ ብምውህሃድን ተኣምር ክሰርሕን ንሓድሕዱ ክደጋገፍን ሽግራቱ ክፈትሕን ክእለት ኣለዎ። ጽጉማትን ኣካላዊ ብቅዓት ዘይብሎምን ዜጋታት፡ ተበግሶ ጨቢጡ ብወፈራ፡ ብገንዘብን ብንዋትን ምሕጋዝ፡ ሕዙናትን ሕሙማትን ምጽንናዕ፡ ብኡሳት ምዕራቅ፡ ንኣረጋውያንን መራሕቲ ሃይማኖትን ምኽባር ገለ ካብቲ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ

READ MORE

ናጽነትከ መናውርዶ ትነብር?  3ይ ክፋል ፖለቲካዊ መናውር፡ 09.04.17፡ የማነ ፍሻለ፡ ስነሓሳብ መሸጣ ደቂ-ኤርትራ! ግዜ ዝወስድ ነገር መሊሱ ዝጥዕምን ዝምንግንን ከምዘሎ እናተረዳእኩ፡ ጀሚረ ክዛዝሞ ዝግባእ ጽሑፍ ከይፈጸምኩ መደንጎ ዪየይ ብግልጺ ንምብራህ እቲ ኣጽዳቒ ኣካል ነቲ ዓያዪ ክፍሊ ኣእምሮይ ዝሰርሖ ኣብቲ ኣርእስቲ ዘተኮረ ክሳብ ሸሞንተ ዝበጽ ሕ ክስዕብ ዝነበሮ

READ MORE

  ኣብ  ስቱትጋርትን  ከባቢኣን / ጀርመን  እንነብር ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራውያን  ድሕሪ  እቲ  ብዕለት 23 ሰነ 2016 ዓ.ም.ፈ  ብዓይነቱ ኮነ ብብዝሒ ተኻፈልቲ መወዳድርቲ  ዘይርከቦ  ድሙቕን  ሰፊሕን ኣብ ዙርያ ቀጽሪ ህንጻ  ውድብ  ሕቡራት ሃገራት ዓለም ጀነቫ/ስዊዘርላንድ ዝተኻየደ ኣዎንታዊ  ሰላማዊ ሰልፊ፡ ሽዑ ንሽዑ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሮም ክሳብ

READ MORE

ሎሚ 9 ሚያዝያ ኣብ ግብጺ ኣብ ከተማታት ኣለክሳንድርያን ታንታን ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ክልተ ኣብያተ ክርስትያን ንዝተኻየደ ብውሑዱ 44 ንጹሃት ኣመንቲ ክርስትና ዘህለቐ፣ ልዕሊ 100 ዘቝሰለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ እቲ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ‘ኢስላሚክ ስቴት’ ከምዝፈጸሞ  ምግላጹ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ከተማ ታንታ፣ ናይል ደልታ፣ ኣብ

READ MORE

ኣበው  ኣቦታትና  ክምስሉ  ንዝገበረልካ  ወይ  ግበረሉ  ወይከኣ  ንገረሉ  ኢዩ`ሞ  ናይ  ስደተኛታት  ኣብያተ  ትምህርቲ  ካቶሊካዊት  ቤተ ክርስትያን  ከሰላ  ዕውት  ድርብ  በዓል  ኣካይደን ዝብል  ጽሑፍን  ስዕልታቱን  ምስ  ረኣኹ  ዝተሰምዓኒ  ሓጎስን  ደስታን  ደረት  ኣይተረኸቦን። እቲ  ምንታይሲ  እዚ  ቤት  ትምህርቲ  እዚ  ሀ  ኢሉ  ክጅምር  እንከሎ  ሽዑ ጊዜ  ብኣካል  ምስ

READ MORE

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣዚዩ ሰላማዊ ኮይኑ ዝጀመረ ፤ ዳሓር ብምድፍፋእ ስርዓት ኣሰድን ሸለልትነት ሕብረተ- ሰብ ዓለምን ናብ ጎንጻዊ ዝተሰጋገረ ሰውራ ህዝቢ ሶርያ፤ ንዓለምና ዕርቃና ዝቀለዔ፤ ጸማም ክሰምዕ፤ ዕዉር ክርእይ ዝገበረ፤ ኣብ ሳሕራ ጭርጭር ዓበደ  ምጽዋት ከም ዘይምችእ ዘርየና ሰውራ`ዩ። ኣብ`ዚ 6 ዓመት`ዚ ንህዝቢ ሶርያ ዝወረዶ መከራ ሰድት፤ ዕንወትን

READ MORE

ሰበስልጣን ሊብያ ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ‘ኢስላሚክ ስቴት’ ኣብ ሲርተ ዝብሃል ከተማ ከም ገላዩ ተታሒዞም ንዝነበሩ ደቀንስትዮን ቆልዑን ዝበዝሑዎም 28 ኤርትራውያንን  ሸውዓተ ናይጀርያውያንን ስደተኛታት ነጻ ከምዝለቐቑ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቶም ብዘይካ ክልተ ደቂ ተባዕትዮ፣ ኩሎም ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑን ዝኾኑ ግዳያት፣ ገሊኦም ኣብ ጉዕዞ ስደት ናብ ኤውሮጳ እናሃለዉ በቲ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ኣቐዲምና ብመራኸቢ ብዙኃን ገሊጽናዮ ዝነበርና፥ ብቀዳም ዕለት 25 መጋቢት 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ተኣኪብና፥ 14 ዝኣባላታ፡ ብደረጃ ሃገር ብርጣንያ እትነጥፍ ኮሚቴ ሓድነት ኣቚምና ኣለና። ነዛ ዓባይ ኮሚቴ`ዚኣ ኬቑሙ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሃገረ ብሪጣንያ ዝተወከሉ ኣባላት ናይተን ንኡሳን ኮሚቴታት ተረኺቦም ኔርም።

READ MORE

The Wad Sherifey elementary school for Eritrean refugee children ended its 32nd academic school year on 21 March 2017 in the presence of invited honour guests, parents and residents of the refugee township near the Eritrea-Sudan border. [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/04/Wad-Sherifey-School-Ends-32nd-Academic-Year-E.pdf"]  

READ MORE

ኣደይ ምሕረት ገብረሚካኤል፣ ኣዲኡ ነቲ ኣብ ምስጢራዊ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን ልዕሊ 15 ዓመታት ደሃይ ኣጥፊኡ ዘሎ ሓርበኛ ተጋዳላይ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣብ መበል 95 ዓመተን ብቕድሚ ትማሊ ረቡዕ 29 መጋቢት ዓሪፈን። ሎሚ 31 መጋቢት ድማ ኣብ ኣስመራ ሓመድ ኣዳም ለቢሰን። ዘፍቅራኦ ወደን ተጋዳላይ ጴጥሮስ ኣብ

READ MORE

ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ካብ ቸክ ሪፓብሊክ ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ዓዲ እንግሊዝ ንዝኣተዉ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ኬምብሪጅሻየር ዝብሃል ከባቢ ዓዲ እንግሊዝ ከምዝሓዙዎም ‘መይል ኦን ላይን’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። እቶም ስደተኛታት መራሒ እቲ መራሒ ናይታ ናይ ጽዕነት መኪና ተጠራጢሩ ፖሊስ

READ MORE

ብምኽንያት መበል 68 ዝኽሪ መስዋእቲ ሸኽ ዓ/ቃድር ከቢረ ብኣወልኼር ዓ/ ሓፊዝ ሸኽ ዓ/ ቃድር ከቢረ ኣብ`ታ ብፍልጠትን ብሃብትን ብሃገራውነትን ሙቅልልነትን ጸብለል ኢሎም ዝተራእዩላ ከተማ ኣስመራ፤ ዋላ ንሓንቲ መዓልቲ`ውን ትኹን ንመግዛእቲ ተማእዚዞምን ጃጂዮምን  ካብ ዝነብርዋ፤ሓንሳእን ንሓዋሩን በጃ ሃገሮምን ህዝቦምን ብምዃን ሰንበት 27/03/1949 ብደሞም ኣርውዮማ፤ ዘይመሓው ኣሰር ተወፋይነት ገዲፈሙላ

READ MORE

ልዕሊውነት ሃገርና ኤርትራ ብከቢድ መስዋእትን ስንክልናን ከምዝተረጋገጸን ፥ ክንዕቅቦ ዘሎና ክቡር ታሪኽና ምዃኑ ዘማትእ ኣይኰነን። ንክቡራት ስዉእትና ሞጐስ ፥ ነዞም ናጽነት ሃገር ንምውሓስ ሕይወቶም ብስንክልና ዝኸፈለ ጀጋኑ ድማ ኣለናልኩም ክንብሎም ኤርትራዊ ሕልና እዩ ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/03/Kassala-disabled-veterans.pdf"]

READ MORE

መበል 26 በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ ሃገር ደንማርክ - ኮፐንሃገን ብዓቢ ድምቐት ኣብ ዕለት 20 ግንቦት 2017 ንምጽንባሉ ልዑል ምድላዋት ይካየድ ምህላዉ ንሕብር። ነዚ ክቡር ሃገራዊ በዓል እዚ ክብ ብዝበለ ድምቐት ንምጽንባሉ ንኹሎም ብጉዳይ ሃገሮምን ህዝቦምን ዝግደሱ ዜጋታት ብፍላይ፣ መሓዙትን ፈተውትን ህዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ

READ MORE

ብጉዳይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ጸገም ብዙሕ ተዘሪቡን ተጻሒፉን እዩ፡፡ ዋና ጠንቂ ናይዚ ጸገም’ዚ መንግስትን ህዝቢን ዝቕየደሉ ሕጊን ሓጋጊን ዘይምህላው ምዃኑ’ውን ብዙሓት ደቂ ሃገርን ናይ ደገ ተዓዘብትን ተንቲነሞ እዮም፡፡ እቲ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣዚዩ መዛረቢ ኮይኑ ዘሎ፡  ዝበዝሕ ህዝቢ ኤርትራ ጸገሙን ጠንቂ ጸገሙን ፈሊጡ

READ MORE

Chris­tine N. Umu­toni UN Resident/ Humanitarian Coor­di­na­tor & UNDP Res­i­dent Rep­re­sen­ta­tive Asmara, Eritrea Dear Ms. Umu­toni, This is to reg­is­ter my deep­est regret at repeated state­ments you’ve made in sup­port of the Eritrean regime, the most bru­tal sys­tem of gov­ern­ment our peo­ple have had to endure for more than

READ MORE