Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኸበርካ መጋድልተይን ወዲ መስርዐይን ስዒድ፡ ፈለማ ኩነታት ጥዕናኻ ክሓተካ ፍቀደለይ። በቲ ኣብ ኣካላትካ ዘሎ ደርዘናት እስኮጆታት ከምትሳቀ ዝስሓት ኣይኮነን። ኣብ ገድሊ እንከለና’ኳ፡ ነቲ ኣብ ነብስና ዝተደኮነን ዝተኻረየን ቁርጽራጽ ሓጻውንን ጠያይትን “ስልማት ናጽነት” ኢልና ኢና ንጽውዖ ኔርና። ገጽ ንገጽ ካብዘይንርእአ ድሮ 30 ዓመታት ኮይኑ’ሎ። ኣነ’ኳ፡ እታ ኣብ

READ MORE

ናብ ራድዮ ኣሰና እዚ ንሰዶ ዘለና ናብ ሓፋሽ ህዝቢ ብዝጥዕመኩም ከተቃልሕዎ ንሰደልኩም ኣለና ፣ሽመይ ንዓኩም ጉዱስ ሓውኩም ካብ ኤርትራ። ተቐማጦ ዓዲ ጋዕቤን ኣውያተናን ጥርዓናን ሰማዒ ስኢኑ፡ንግፋዕ ኣለና። ፍትሒ ተቐቢራ፡ መንግስትን መራሕትን ኣብ ዘይብላ ሃገር ኣመሓዳሪ ን/ዞ/ዓዲ ዃላ ኣቶ ተኽለብርሃን ምሕረትኣብ ብዘይ ኣገባብ ካብ ዕለት 10/04/2017 ክሳብ

READ MORE

እቲ እማመ ምእንቲ ክዕወት ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት “እማመ ንሓባራዊ ዕዮ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ” ኣውጺኡ ኣሎ። እዚ እማመ ብሃንደበት ዝመጸ ዘይኮነ መሪሕነት ሰልፊ በብግዜኡ ካብ ኣባላቱን ዝተፈላለዩ ወገናትን ክቐርብ ዝጸንሐ ለበዋታት ኣብ ግምት ኣእትዩ ክሓስበሉን ከጽነዖን ዝጸንሐ እዩ። እዚ ንርከበሉ

READ MORE

The Eritrean-Canadians Festival for Unity, Reconciliation and Justice in                                    Toronto, Canada July 1-2 2017.  BACKGROUNDER:- “The Eritrean-Canadians Festival for Unity, Reconciliation and Justice” scheduled to be held on July 1-2, 2017 in Toronto, Canada is the first of its kind and is expected to be a major attraction for

READ MORE

ብልሙድ፡ ውድቀትን ሕላገትን ናይ ሓደ ምልካዊ ስርዓት፡ ውሽጣዊ ድኽመታቱን ጸገማት ሕብረተሰብን ንምሕባእ፡ ተዘሪናን ተጻብኦ ገጢሙናን እናበልካ ንኻልኦት ምጥቃን፡ ኣብ በዓላት ጓይላን መደረን ምብዛሕ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዘቁጸልጽሉ ሓደስቲ ጭርሖታት ምዝውታር፡ ኣብ ጎደናታት ዓቢ ወተሃደራዊ ምርኢት ምክያድ፡ መደረ መራሒ ምድግጋምን ምስልታቱ ኣብ ጎደናታት ምንጥልጣልን ከምኡ’ውን ዘይሕማምካ

READ MORE

ርእሰ-ዓንቀጽ ሰደህኤ እዋኑ ኣብ ዝሰሓተ ውድድር ተኣሊኽና፡ ነቲ ቀንዲ ዕማም ዘመንና ዝኾነ ምልጋስ ምልካዊ ስርዓት ዝግብኦ ትዅረትን ክብርን ከሊእናዮ ኢና። በዚ ዘየድማዒ ቀዳምነታት ዘመሳቕል፡ ዓቕምና ኣብ ካልኣዊ ጉዳያት ዘህልኽ ኣገባብ ኣቀላልሳ እንተቐጺልና ዕድመ መለኽቲ ክነውሕ ስቅያት ህዝብና ድማ መመሊሱ ክውስኽ እዩ። በዚ ምኽንያት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ

READ MORE

ጻማ ክቡር መስዋእቲ ክቡር ናጽነት ካብ ዝጥለም፡ እነሆ ናይ ካልኣይ ርብዒ ዘመን ቀዳማይ ዓመት ረጊጽና። ``ማሕበርካ ቦዀረ፡ ሻራኻ ተሳዕረ ኣይበሉኻ `` ከም ዝበሃል፡ ብሰሪ ብትም ምባልናን ተፋናጪልና በብውልቀ ምሕሳብናን፡ ውልቀመላኺ ዓጋቲ ስኢኑ ኣብ ዓለም ብዘይተራእየ ውስጠ ምጽናት መንእሰያትናን፡ ዕንወትን ድሕረትን ሃገርናን ብሚእቲ ዓመታት ዘይሓዊ ስምብራት

READ MORE

  [caption id="attachment_30631" align="alignleft" width="900"] ቤትጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣቡ ደቢ (ኣብ ጐድኑ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ኣሎ) ቤትጽሕፈት ኤምባሲ ህግደፍ (ኣብ የማናይ ሸነኽ ዘላ ባንዴራ ኤርትራ ተዓዘብ)[/caption] ህግደፍ በቲ ሓደ ካብ ሃገሮም ንዝውጽኡ ዜጋታቱ ኣብ ዶብ ሃገሮም ብጥይት ክቐትሎም ከሎ፡ በንጻሩ ሰላማዊ ህይወቶም ክኣልዩሉ ኣብ

READ MORE

እቲ ዋና ተልእኾ ፥ ማሕበር ምጥርናፍ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ፡ “ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን ልዕላውነትን ብምርግጋጽ ፥ እዋናዊ መድረኻዊ ቃልስና፥ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ስቓይ ንምድሓን  ኣብ ዝሰፍሐ ንህዝብና ዝእክብን ዝጥርንፍን ዓውደ መቃለሲ ኣብ ትሕቲ ንጹርን ግሉጽን ሓባራዊ ባይታ ኣንጻር እቲ ጸረ - ፍትሒ ዝዀነ ስርዓት

READ MORE

ኣብ ከተማ ለንደን፣ ብሓንቲ ‘ቫን’ ሰባት ብምርጋጽ ፣ከምኡ ‘ውን ብናይ ካራሩ ብግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ትማሊ ምሸት ህይወት ሸውዓተ ሰባት ድሕሪ ምሕላፉን 48 ሰባት ድሕሪ ምቝሳሎምን፣ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ዓዲ እንግሊዝ ትሬዛ መይ 'enough is enough' (ደጊም ይኣክል) ብምባል እስላማዊ ግብረሽበራ ደው ንምባል ሓያል ግብረመልሲ ከዘድሊ ምግላጻ ሮይተርስ

READ MORE

መዓልቲ ስዉኣት ብምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ክትዝከርን ክትክበርን ዘለዋ መዓልቲ ምዃና ዝስሕቶ ሰብ የሎን። የግዳስ ምስ ምንዋሕ ግዜ ይኹን፡ ምረት ናይቲ እዋን፡ ክብሪ ናይዛ ታሪኻዊት ዕለት ከህስሱ ዝፍትኑ ሰባት ኣይተሳእኑን። ውልቀመላኺ ኢሳያስ ንመዓልቲ ስዉኣት ብቓላት’ምበር ብግብሪ ዘየኽብራ ክነሱ፡ ዓመት መጽአ ስምዒት ህዝቢ እናተንከፈ ከም መሸቀጢ ክጥቀመላ

READ MORE

ዋና ዳይረክተር ሃገራዊ ቦርድ ላዕለዋይ ትምህርቲ ኤርትራ ኮይኑ ን ኣስታት 10 ዓመታት ክሰርሕ ዝጸንሐ ዶር ታደሰ መሓሪ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ምንጭታት ሓቢሮም። ዶር ታደሰ መሓሪ ዝደስከለሉ ምኽንያት ብልክዕ ኳ እንተዘይተፈልጠ፣ እቲ ስርዓት ንኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሪሱ፣ ቆእቲ ስርዓት ንኣካዳምያዊ ውጽኢት ዓሊሙ

READ MORE

(ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ)  ዝኸበርኩም አሕዋትን አሐትን ደቂ ሃገር!! ሎሚ መዓልቲ መበል 26 ዓመት ጽንብል ነጻነት ኤርትራ ከነብዕል ከለና፣ ብሐደ  ወገን ህዝብና ከይተሐለለ ተስፋ ከአ ከይቆረጸ  አቐዲሙ  ብሰላማዊ ፖለቲካዊ አቀላልሳ፣ ቀጺሉ ከአ 30 ዓመታት ዝወሰደ መሪር ብረታዊ ተጋድሎ  ጸረ ባዕዳዊ ሐይሊታት ብሰዓርነት ነጻነቱ

READ MORE

ካብ 2017-18 ክኸውን ዘለዎ መድረኻዊ ዕማም ፖለቲካዊ ውድባትን፣መንእሰያትን፣ ህዝብን (ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ) ኣቐዲመ ንማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ፣ ሓድሽ ውደባን ኣሰራርሓን ኣማዕቢላ፣ ንዝተፈላለየ ሓሳባት ዘለዎም ጸሓፍቲ ከተተኣናግድ ብዝገበረትልና ዕደመ ዝለዓለ ምስጋናይ አቕርብ። ኣስዒበ ከኣ ንኹልኹም ኣባላትን ኣጋይሽን ዕድሜና ኣኽቢርኩም በዓል ነጻነትና ብፍሉይ ኣገባብ ንምብዓል

READ MORE

(ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ)   ኤርትራ እኳ ጥንታዊትያ ብቐደማ መሬተ ነገስታት ፑንተ ነበረ ስማ ምድረ ባሕሪውን ተባሂላ ካብ ፈለማ ባሕረ ነጋሲ ትሸይም ከም ስማ ድባርዋ ነበረ መናገሻ ከተማ መግዝእቲ ቱርኪ ን300 ዓመታት ተጸሚማ ግብጺውን ን 17 ዓመታት ደገማ ከይዕረፈት ብዘይ ፈውሲ ንሕማማ ፋሺሽቲ ጥልያን መጸ ዝረግጽ ብጫማ።   2ይ ውግእ ዓለም ንጥልያን ኣባረረ መግዛእቲ ቀጸለ

READ MORE

ብቐዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕካ። ኣብ ሂይወትካ ዝተማልኤ ጸጋ-ጥዕናን ሰላምን ቅሳነት ንኽህልወካ ናይ ወትሩ ትምኒትና እዩ።  ንሕና ብዘይካቲ ናይ ኩልና ሻቕሎት ኮይኑ ዘሎ ሃገራዊ ጉዳይ  እንተዘይኮይኑ፡ ካልእ ጽቡቕ ኣለኹ። ዝኸበርካ ረድኢ፡ ኣብ መደብ ህይወትና ምስ ራድዮ ድምጺ ኣሰና ዝገበርካዮ ቃለ-ምልልስ ክንሰምዖ ክኢልና፡፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሓሙሻይን

READ MORE