Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ካብ እግሪ ጎቦ ስራጅ ዑመር ወሰናስን ዋርዳፊሎ ዝጅምር VIA8 ብምሓዝ ቀጥ ኢልካ ንሪጋ ሶማል ሓሊፍካ ንማዲሽቶ ንምውራድ ንገዛ ቀረጽ ክትውድእ እናደለኻ ንየማን ቁሊሕ እንተልካ እንዳቦይ መሓመድ ብርሃን ካብቲ ክረኣየካ ዝኽእል ገዛውቲ`ዩ። ( ገለ ካብ ኣንበብቲ ነቲ ዝጠቀስኩዎ ቦታታት ኣበ`ዩ? ክብሉ ስለ ዝኽእሉ መልሱ ኣኽርያ`ዩ ዝብል

READ MORE

መርድእ ሓፍትና ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ: ብዓልቲ ቤቱ ንተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት): ብ15/02/2016 ኣብ ሆስፒታል ሞርጅ Morges (ኣብ ስዊዘርላንድ) ብሕማም ምኽንያት ዓሪፋ ከምዘላ ንሕብር። ተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት ምስ ምሉኣት ስድራ-ቤት

READ MORE

ፍትሓውነት ካብ ሰማይ ኣይትነጥብ፤ ካብ መሬት ኣይትቦቁል። እንተኾነ ኣብ ደቂ ሰባት ልቦና ትሰፍርን፥ ሕልናዊ ምምዝዛን ክንገብር ተገድድ። መጀመሪያ ሐደ ሰብ ፍትሓዊ ክብሃል እንተኾይኑ መምዘንን መዕቀንን ግብሩ ብጋህዲ ርእይትኡ ከቅርብ ኣብ ዝኽለሉ ክፉት መኣዲ ምስተሳተፈ ጥራይ ኢዩ ዝፍለጥ። እቲ ግልጹነት ዘየዘውትር ግን ካብ ግልጹነት ክሕባእን ካብ

READ MORE

ብርሃነ እምባየ ዝተባህለ፣ ካብ ኤርትራ ተሰዲዱ ኣብ ጁባ ኣብ ስርሓት ህንጻ ዝሰርሕ ዝነበረ፣ ናይ 90 ተጋዳላይ ነበር ኤርትራዊ፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተታሊሉ ካብ ጁባ ናብ ኤርትራ ኣትዩ ድሕሪ ምእሳሩ 9 ኣዋርሕ ደሃዩ ኣጥፊኡ ከምዘሎ ምንጭታት ንድምጺ ኣሰና ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምትላልን ሽሕጣንን ናብ ኤርትራ

READ MORE

ብዕድመ ሰበስልጣን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ናይ ፖለቲካ-ቱሪዝም ፈጺሞም ዝምለሱ ዘለዉ፣ ናይ ገዛእ ርእሶም ጸቢብ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ዘለዎም ተጻባእቲ ስደተኛታት ዝኾኑ የማናውያን ፖለቲከኛታት ኤውሮጳ፣ ንጸበባን ‘ቲ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ተሓሪሙ፣ ግዳይ ዓመጽን ማእሰርትን ናይቲ ብስስዐ ስልጣን ዝተበልዐ ምልካዊ ስርዓት ብምዃን ቀጻሊ ኣደራዕ ዝወርዶ ዘሎ

READ MORE

መንግስቲ ሱዳን፣ ነቶም ናስታት 2 ሰሙን ኣሲሩዎም ዝቐነየ ኣቦወንበር ተቓዋሚ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ፣ ከምኡ ‘ውን ን ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላሂ ሓምዶይን ትማሊ ከምዝፈትሖም ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ኣረጋጊጾም። ኣቦ ወንበር ናይቲ ውድብ ሑሰን ከሊፋ፣ ድሕሪ ምፍትሑ ብኡንብኡ ናብ ኢትዮጵያ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ፍጥረት ምስ ንጥፈታቱን ምዕባለኡን ኣብ ጕዕዞኡ ኪኽተሎ ዘለዎ ፍሉይ ዝኾነ ናቱ መገዲ ኣለዎ። ወድሰብ ድሒሩ እተፈጥረ ኣካል ብምዃኑ፡ ቅድሚ ሰብ ምፍጣሩ መንግስቲ ማዕድንን መንግስቲ ቡቕልን መንግስቲ እንስሳን ነዛ ዓለምና ብሒቶምዋ ነይሮም እዮም። እቲ ማዕድን በቲ ናቱ መገዲ ይምዕብል ነይሩ፡ ማለት ገለ ማዕድን ብብዝሒ መሬታዊ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፥ ንጳጳሳት ተዋህዶ ኣብ ከቢድ መዋጥር ኣእትዩ፡ ነቶም ወጊዞም ዝሰጎግዎም ክልተ ዑስባቱ ግርማይን ካሕሳይን እተባህሉ ሰለይቲ፥ ክመልስዎም ኣዚዙ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ታሪኻ ኣጋጢምዋ ዘይፈልጥ፥ ዕንወትን ኣደራዕን ይፍጽመላ ኣሎ። ዮፍታሄ ድሜጥሮስ ቀሺ ሃብቶምን ቀሺ ሳሙኤልን ንዓሰርተ ዓመታት ድሂኾማን ረሚሶማን ጸኒሖም እዮም። እዚ ዝመረሮም ገድማት

READ MORE

Release veteran Eritrean freedom fighters – Mr. Hussein Kelifa and Mr. Abdella Hamdoi Open letter to the Sudanese President   President Omar Hassan Ahmed al-Bashir Office of the President Khartoum, Sudan   Your Excellency, On January 31, 2016, Sudanese security forces detained two prominent veteran freedom fighters - Mr. Hussein Kelifa, chairman of

READ MORE

መግለጺ 6 ውድባት ኤርትራ ብጉዳይ ማእሰርቲ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ኣቦ መንበር ውደብ ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን፡ ዓብደላ ሓምዶይን ኣብ'ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ከም ዝተገልጸን፡ ካብ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም ዝተረጋገጸን፡ ነባር ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋ ኣቦ መንበር ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን፡ ኣባል ፈጻሚት ዓብደላ ሓምዶይን፡ ብሓይልታት ጸጥታ

READ MORE

“The ultimate measure of a man is not where he stands in moments of comfort and convenience, but where he stands at time of challenge and controversy.” --- Martin Luther King, Jr. --- ብዕለት 01/31/2016 ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ (Washington, DC) ብወካሊ መድረኽ ብዛዕባ ናይ ኣኼባ ናይሮቢ-ኬንያ

READ MORE

መስትያት ቃልስና??????? ምእሳር ተጋደልቲ ኣብ ሱዳን። ኣቦሓጎ ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን ኣቦ ተጋዳላይ ዓብደላ ሓምዳይን፡ ኣብ ሃገር ሱዳን ብ31 ጥሪ 2016 ተኣሲሮም ዝብል ዜና ሰማዕና። ዘሕዝንን፡ ዘስደምምን፡ ዝገርምን፡ ዘሰንብድን፡ ዘጨንቕን፡ዘንዕቕን፡ዘሔፍርን፡ መግለጺ ታሪኽ ቃልሲ ደምበ ተቓዉሞ ከምዝኾነ ከስምረሉ ይደሊ። “ኣናፍራ ቖቓሕ፡ ዘይፈልጥ፡ኣይ ሃዳናይን” ከምዝብሉ ሓረስቶት ዓድና፡ ኣስዕብ ኣቢሎም “ዘይሓስብ! ኣይንገድ” ይብሉ።

READ MORE

  1'   ኤዉሮፓ ሕብረት ንህገደፍ ዚገበሮ ዘሎ ምድንጋጽ እዚ መግለጺ ዘድልዮ ዘይኮነ ኣብ ዓለም ሙሉእ ዝረእይ ዘሎ ሲደት ኤርትራዉያን ቀንዲ ዋንኡ ህገደፍ ክነሱ ኤዉሮጳ ሕብረት በየናይ ሞራል እዩ ምስ ህገደፍ ኪደናገጽ ዝገርም እዩ እቲ ዝገርም ከም ደለይቲ ፍትሒ ዋላሓንቲ ስጉምቲ ዘይምዉሳድና ኢዩ ብሕልፊ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘለና ኤርትራዉያን ከሙኡ ድማ

READ MORE