Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰበ-ስልጣን ህግደፍ! ሰበ ስልጣን ህግደፍ ረብሓ ዘዕወረኩም ካብ ጊላነት ምልኪ እንከይተላቐቕኩም እርጋንን ሕማምን ተደራሪቡኩም ታሪኽ ቅያን ዝናን ብሕስረት ቀቢርኩም ብብልሒ *መቓፍር ክትጠፍኡ ምፍቃድኩም                    *ተካል ዚመጋብሩ፡ ተንኮለኛ ልብኹም ደፊኑ እንታይ ዓኒዱኩም? ኣንቱም ሰብ *መልዕሎ ኣባሓጎታትና         *ጡረታ ኣብቲ ፈስቲቫልኩም ዚዳሎ ብስምና ደድሕሪ’ቲ *ፊጌን መጥፍኢ ህዝብና          *ጸዋግ፡ ገታር፡ ንጹል ዘብዘብ እናበልኩም ክትጎዩ ርኢና ከም ከልቢ ምሕሳርኩም ስለኹም ሓፊርና! ንሓርነትን ክብርን ከምዘይተቓለስኩም ደድሕሪ እቲ *ከይሲ

READ MORE

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃለኽትን ብሕልፊ ድማ እቲ ንቡር

READ MORE

ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ።                                            23-08-13፡ ብዛዕባ እቲ ‘ሰነዳት‘ ኢልና ዝጀመርናዮ መደብ እንድዩ፡ ኣብ መወዳእታ መዛዘሚና ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ ክንገብር ብ ዝኣተናዮ ቃል መሰረት ኢና ሎሚ ተቐልቂልናኩም። እቲ በቢእዋኑ ዝቐረበ ርኢቶታት ድሮ ርኢኹሞ ኣለኹም። እቲ ዘይ ረኣኽሞ ገሊኡ ከምቲ ዝቐረበ ገሊኡ ድማ ዝተፈለየ ርኢቶታት ኢዩ በጺሕና ዘሎ። ብትሕዝቶ

READ MORE

ወዲ ገራህቱ ወኻርያ’ዶ ክብለካ ነፋሒቶ ዘመንና ናትካስ ንበይኑ እዩ በዚሑ ኣመና ጭእዶ ክብለካ ሽለት ናይዛ ምድሪ ሹመኛ ወይጦታት ዘይስቈሮ ነውሪ መጋበርያ ጭፍራ ከዳሚ ለዅመኛ ብኸብዱ ዝጥበር ብልሹው ገበነኛ ረሳዒ ስዉኣት ምስ ጠላማት ዘዅድድ ናይ ምሁር ደንቆሮ ናይ ዘመንና ዕቡድ እዚ ዒታ በድኒ ዝጨነወ ውሽጡ ቆምሽጢ መላኺ መረሃጫ ክዳን ለይቱ። ንምንታይ ኢኻኸ ኣብ ጻልጣ ሓሶት ትሕክል ህዝብና

READ MORE

ኣብዛ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትመሓደር ዘላ ኤርትራ ቀንዲ መርመርትን መጋፋዕትን ኮይኖም ሰብ ካብ ዘሳቕዩ ዘለዉ መጋበርያ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ወዲ ምስግና፣ ዕባይ ከረን ወዲ ጋላ፣ ዕባይ ኣስመራ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ወዲ ምቁር፣ ዕባይ ኣስመራ ወዲ ኸበደ(መበቆል ዓዲ ማዕረባ) ወዲ ኻሕሳይ (መበቆል ዓዲ ድባርዋ) ወዲ ሃይለ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ምኪኤል ኢሳቕ (መበቆል ዓዲ፣

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንኢጣልያዊ ኩባንያ Piccini ኣብ ኤርትራ ክነጥፍ ሂቡዎ ንዝነብረ ፍቓድ ስራሕ ብምስራዝ ካብ ኤርትራ ክወጽእ ከምዝኣዘዞ ምንጭታትና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊኡ ኣህጉራዊ እገዳ ሸመታ ኣጽዋር ጸኒዑ ብጉልባብ Piccini እጉድ መሳርሒ ኣጽዋርን ጥረነገራት ናብ ኤርትራ ክእቱ ብምፍታኑ እዩ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት

READ MORE

እታ ናይ ቀደም ተስፋ; ብእምነት ተወንዚፋ; ኔርዋ ቅሩብ ሃፋ; እንተ እዛ ናይ ሎሚ' ; ሞ ግደፋ; ዘይምጅማራ ዘይምትንካፋ; ኮራኹር ምልኪ ብዓል ምዓር ኣፋ; ግደፈን ጥራሕ ይግዓራ ይለፍልፋ; ዘይድኻም እንታይ ከየትርፋ ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/መለበሚ.pdf"]

READ MORE

ኣቕሽሽቲ ህግደፍ ተበላሽዮም                                         ኣብ እከይ ግብሪ ተጣላቒዮም ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 20/08/2013 Norway ሓቂ ንገሩ መርገም ከይኮነኩም ዝዓበኹም ዕድመ ዝደፋእኩም ይኣክል በልዎ ብሓባር ኮንኩም ኣይትተሓብኡ ክፉእ ናረአኹም ሕልፊ ኣቱም ናይ ህግደፍ ኣቕሽሽቲ ኣገልገልቲ ቀንጻሊተምሳል ኣጋንንቲ ሕልናኦም ዝሸጡ ንጥፍኣት ጸለይቲ ናትኩም ገዲዱና ካብቶም ቀንጸልቲ   ህዝብኹም እናተሓርደ እናተረሸነ ተሕዝኑ ትሻረኹ ንተካል ኣረመኔ ስለ ምንታዩ ብኣኹም ዘይተኾነነ? ደም ሰብ ሰትዩ ዘይጸግብ ዝጨከነ ኣይተዳናግሩ ናይ ህግደፍ

READ MORE

ወልዱ ባርያ ኣብ ግዜ ቃልሲ፡ ኣብ እንዳ ከቢድ ብረት ዝነበረ ኾይኑ ድሕሪ ናጽነት ኣብ 1993 ብምጥፍፋእ ካብቶም ንመጀመርያ ዝደስከሉ ተጋደልቲ እዩ። ብዘይ ስራሕ ንነዊሕ ቀንፈዘው ድሕሪ ምባል ኣብ ኣስመራ ከባቢ ሆስፒታል ዝርከብ ባር ማራቶን (ክሪስፒ) ብሓገዝ የዕሩኽቱ ተኻርዩ ባዕሉ ዋና፡ ባዕሉ ኣአንጋዲ፡ ባዕሉ ተቐባል ገንዘብ

READ MORE

ሰብኣይ ኩን በሉዎ! ምልኪ ካብ ዚርሕርሕ ከም ሰቡ ተሰዲዱ ደሃይዶ’ታ ኣለኩም ናይዚ ዓሊ ዓብዱ እጃሙ ከየበርክት ንድሕነት እዛ ዓዱ ሚስጢሮም *ከየንጒሕ ግዜ’ምበር ወሲዱ                      *ከይብልል ሕሹኽ ዘይትብሉዎ ኣዕሩኽቱ ኣዝማዱ? ምስቲ *ፋኖ ኮይኑ ዝፈጸሞ ሓጥያት        *ቀይድ በተኽ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ይቕሬታ ብምሕታት ኣንጻር’ዚ መላኺ ኪቃለስ ብትብዓት እንተ ተሰሊፉ ኣብ ጐድኒ ውፉያት ጉዶም ኣቃሊዑ ንጉጅለ *ፈያት            *ሸፋቱ ወለዲ መድሓነ ካብ *ሃይስ ካብ

READ MORE

ነሓሰ 2013 ካብ ቀጽሪ ሚ/ሪ ዜና   ኣብ 2007 ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሕርሻ ኣፍሂንቦል ዑደት ኣካየደ፡፡ እቲ ሕርሻ ቃንጫ ሽኮር ንኸተኣታቱ መደብ ስለዝነበሮ ኣየናይ ዓይነት ኣገባብ ኣተኻኽላ ኣብቲ ቦታ ከምዝሰማማዕ ንምምራጽ ንፈተነ ዝኸውን ተተኺሉ ነበረ፡፡ ፕረዚዳንት ንፈተነ ዝኸውን ቃንጫ ሽኰር ተተኺሉ ከምዘሎን እቲ ምርምር ምስ ተዛዘመ

READ MORE

ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝን መሻርኽቱን፡ “ህይወት ስደተኛታት ንምቕያር ዘዝከኣለና ነበርክት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ትማሊ 16ን ሎሚ 17ን ነሓሰ ኣብ ኣደራሽ ኣምኒስት ኢንተርናሺናል ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ተጋቢኡ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Make_diffrenceL.pdf"]

READ MORE

ቀስተ-ደበና ረቡዕ 18 ሓምለ 2001. ቀደም ዘመን፡ ስልጣን ንፍሉያት ስድራ-ቤታት ጥራይ ተሓዚኡ እንከሎ ዝተመሰለ ብምዃኑ ሽዑ ዓማጺ ህዝቢ ከምዘሎ ኣይተፈለጠን ወይ ኣይተደፍረን ይኸውን። ኣብ ታሪኽ ሕ/ሰብ ቁጠባዊ ረብሓ ብፖለቲካን መንግስታዊ መሳርሕን ተሰንዩ ካብ ዝነጣጠፍ ዓመጽ ካብ ቀንዲ ጠባይ ኮይኑ ኣሎ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Weditureta.pdf"]

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፣ ነቲ መሪሕነት ባይቶ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ሽማግለ ዶክተር ዮሱፍ ብርሃኑ ዝወሰዶ ስጉምቲ ብዝምልከት፣ ምስ ዶር ዮሱፍ ከምኡ ‘ውን ነቲ ስጉምቲ ምስ ዝወሰዱ መሪሕነት ባይቶ (ኣቶ ጸጋይን ወሮ ፍረወይንን) ከምኡ ‘ውን ምስ ምኽትል ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ሽማግለ

READ MORE

እቶም ‘ተኣኪቦም መኽደን ድስቲ ከልዕሉ ዘይከኣሉ ድኹማን‘ ተባሂሉ ዝባጨወሎም ዘሎ ግዳያት እምባአር፡ ክሳብ ሎሚ ድምጾምን ኣውያቶምን ይንድር ይጭድር ኣሎ። ሓንቲ መዓልቲ ከምዝስማዕ መቸም ፍጹም ኣይጠራጠረሉን ኢየ። ‘ስለምንታይ እቲ እናሰምዐ ዘስቀጠኸ ጸሚሙ‘? ድማ ግዜ ክምልሶ ኢዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/qestedebena.pdf"]

READ MORE

aseye.assenna@googlemail.com ናብ ኣቶ ኣማኑአል ኢያሱ፡ ንጉዳይ ናይ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ብመሪሕነት ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ምውራዱ ዝተዋህበ ውሳነ ኣመልኪትካ፡ ምስ ኣቦ መንበር ባይቶ ኣቶ ጸጋይ ዮውሃንስን፡ ምክትል ኣደ መንበር ወ/ሮ ፍረወይኒ ሃብተማሪያምን ኣብ ዝገበርካዮ ቃለ መሕትት፡ ካብቲ ዝሃብዎ መልስታት ብዙሕ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ

READ MORE

 ውጉዛት ጳጳሳትን ካህናት  ሽሞኛታት ናይ ፖሊቲካን ንቅዱሳን ካህናት ምስ መእመናን ክውግዙ ክንርኢ ዊዒልና ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ August 10, 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ፡ ገለ ካብ ታቦት ዮሃንስ መጥምቅ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ተፈንጭሎም ዝወጹ ጉጂለ፡ ብስም ቅዱስ ጴጥሮስ ኢሎም ነብሶም ዘጠመቁ፡ ብፖሊቲከኛታት ዝተሸሙ ጳጳሳት ካብ ሕቡራት ሃገራት

READ MORE