Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓዱሽ ወተሃደራዊ ስትራተጂ ብምስናዕ፣ እቲ ብናይ ‘ዓረብ ምሕዝነት’ ዝፍለጥ ሓይሊ ንልኡላዊ መሬት፣ ክሊ ኣየርን ማያትን ኤርትራ ተጠቒሙ ነቶም ኣብ የመን ኣንጻር መንግስቲ ዝዋግኡ ዘለዉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ሕቱ ንምጥቃዕ ወተሃደራዊ ዘመተ ከካይድ ከምዘፍቀደሉ፣ እቲ ብመሰረት ተልእኾ ባይቶ

READ MORE

.......Eritrea forged a new strategic military relationship with Saudi Arabia and the United Arab Emirates that involved allowing the Arab coalition to use Eritrean land, airspace and territorial waters in its anti-Houthi military campaign in Yemen. The Monitoring Group understands that, as part of the

READ MORE

ሓበሬታ ብምኽንያት ናይ ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም [ ወዲ ቫካሮ] ዕረፍቲ መበል ሓደ ዓመት ንምዝካር ኩላትና ኤርትራውያን  ብሓባር  ተኣኪብና ክንውዕል ብዓቢ ክብሪ ንዕድም። ዕለት፡  ቀዳም 24 ጥቅምቲ 2015 ቦታ፡   Kista träff , Finlandslokalen ግዜ፡  ካብ ሰዓት 14:00 – 17:00 ብደሓን ምጹ። ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ Stockholm

READ MORE

ሓወይ ቀዚፎሞ!!! ሰብ ግዚ ኮይኖም ሓወይ ቀዚፎሞ! ዘኽታም ኮይኑ! ንበይኑ ሪኦሞ! ኣበይ ሓቲቶሞ? ከንቱ ኣጥፊኦሞ? ዓረብ ከም ዘይኮነ! ከመይ ረሲዖሞ!።   ኣበይ ከርክብሉ ትዕቢት በርቲዕዎም ናይ ዓለም ሓገግቲ ኩሉ ባዕሎም ንሰብ! ኒዒቖሞ! ሓታቲ ዘይብሎም ዕቑባ ዝሓተተ!!! ረሺኖም! ረጊጾም ቀዳሞት ስዱዳት ታሪኾም ረሲዕም።   ቀዳማይ ምንስተር ሻሚር !!!!!! ተዝህሉ እንታይኮን ምበለ ነይሩ ተቃላስይ ኮይኑ ኣብ ኣስመራ ሰፊሩ ክህደን ብእንግሊዝ እንዳማርያም ሓዲሩ ህዝበይ

READ MORE

ሃገረይ፡ ዘለኽዮ ቦታ ርሒቁኒ ወንጭፍ ዘየርክቦ ዳርባ እምኒ ስግር ባሕሪ ሰፊርኪ ምርኣይኪ ኣጊሙኒ ኣእዳውኪ ስደድለይ መደያይቦ ክኾነኒ፡   ክምለስ’የ ሃገረይ ምሳኺ ክነብር ኣብ ባይቶ ዓደቦ ቃልኪዳን ክኣስር ስድራቤት ክምስርት ክወልድ ክዝምድ  ንብዓትኪ ክደርዞ ጓሂኺ ክእብድ፡   ሃገረይ ኣይትንብዒ ክምለስ’የ ዕላልኪ ኣይመነኹን ካባኺ ክፍለ ኣይመረጽኩን ኣይፈተኹን ብጽምዋ ተወሪስኪ ወላድ መኻን ክትኮኒ ኣይጨከንኩን ብዘይካ ንዓኺ ካልእ ኣየፍቀርኩን፡   ሃገረይ፡ ጸልማት ጋሪዱኒ መሬት

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ ንዘለዉ ሰብ ስታላ ካብታ ከተማ ክወጽኡ ብምስግዳድ፣ ነቲ ድሮ ጸንኪሩ ዘሎ ቀረብ ስጋን ጸባን የጋድዶ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ቤትመኻእ ዝርከቡ ሰብ ስታላ፣ “ዓድና እዚ እዩ ናበይ ክንከይድ ደሊኹምና ኢሎም” ምስቲ ስርዓት ይከራኸሩ ከምዘለዉ እቲ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ናይ ወሃብቲ ኣገልግሎት ኮነ

READ MORE

እቶም ኣሽሓት ኤትራውያን ብምጭዋይ ናብ በደዊን ሲናይ እናሸጡ ህይወት ዜጋታትና ዘባኸኑ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ራሻይዳ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ዶባት ሱዳንን ዝርከቡ ራሻይዳ፣ ገና ሕጂ ‘ውን ነቲ ዘይሕጋውን ኣረሜናውን ንግድ ደቂ-ሰብ ብምቕጻል፣ ሓያለ ኤርትራውያን ጨውዮም ምእንቲ ገንዘብ የጋፍዑ ከምዘለዉ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣሽሓት ዶላራት ብምኽፋል ካብ ኢዶም

READ MORE

ኣብ ከተማታት እስራኤል ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ገኒኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣  Be’er Sheva  ኣብ ዝተባህለ ኸተማ፣ ኣብ መዓርፎ ኣውቶቡስ ሓደ ዓረብ ዝመበቆሉ ኣጥቃዒ ኣብ ልዕሊ ሓደ እስራኤላዊ ወተሃደር ቅትለት ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ንሓደ ከም “ኣሸባሪ ጠርጢርናዮ” ዝበሉዎ ንጹህ ኤርትራዊ ስደተኛ ብጥይት ወቒዖም ከምዝቐተሉዎ ምንጭታት ካብ እስራኤል

READ MORE

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ክሳተፉ ድሕሪ ምቕናይ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ከምዝረኸቡን ናይ ዑቕባ ጉዳዮም ኣብ ታሕሳስ 11 ኣብ ቤትፍርዲ ክስማዕ ተወሲኑ ከምዘሎን ኣብ ቦትስዋና ዝነብር ጉዳዮም ኣብ

READ MORE

13 October 2015 Quebec City, Canada – PEN International’s Assembly of Delegates, meeting at the organisation’s 81st international Congress in Quebec City, Canada this week, have today called for the immediate and unconditional release of two imprisoned writers Raif Badawi and Amanuel Asrat and justice for murdered Honduran

READ MORE

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ

READ MORE

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018 ንምጽዋት ቦትስዋና ካብ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ10 ኣባላት ትማሊ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ Sunday Standard ዝተባህለ ጋዜጣ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ተጻወቲ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ

READ MORE

ኣበለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ፡ ታሪካ ሕድሶ፡ ውራይካ ኣሳላስል እለዮ ቀልሶ፡ ገዲፍኻዮ ኣይትእቶ ጽባሕ  ትምለሶ፡                ጸበባና ነርሁ  ኣፍዴጌና፡ነርሑ፡                ብቕንዕና፡ልቢ፡ ንስራሕ፡ምዝሰርሑ፡                ኣባጊዕና  ይብላዓ  ኣኽላባት ይነብሑ፡              

READ MORE