Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ንዕለት 3 ታሕሳስ 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። እዚ ኣኼባ`ዚ ናይቲ ዝሓለፈ ኣኼባታት መቐጸልታ ወይ`ውን ሥሩዕ ኣኼባ ኾይኑ፥ ህልው ኩነታት ሕዝቢ ኤርትራን ዝጽበዩና ዘለዉ ብድሆታትን ኣልዒሉ ክዝቲ ኢዩ። እዚ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተራእየ፡ ኣብ ውሽጢ

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ታሪኽ ኤርትራ: ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቒ ነዛ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍላ ሃገር     ብዘይ ቅዋምን ህዝባዊ-ምርጫን ባይቶን፡ ምስ ውሑዳት ተማእዘዝቱ ዝተፈላለዩ ውዲታት እንዳተጠቕመ ቐስ-ብቐስ ዲክታተርያዊ ስርዓት ኣማዕቢሉ፡ ሃገርና ከም ብሕታዊት ጥሪቱ እንዳ ኣማሐደረ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ናብ ርእይዎ ዘይፈልጥ ሕሱም ናይ ራዕዲ መነባብሮ ጅሆ

READ MORE

ትብጻሕ ናብ ዝተፈተኻ ተናፋቒ ክቡር ወላዲየይ ካብ እንፈላለ  እንሆ 40 ዓመት ኮይኑ። ኣርብዓ ዓመት ማለት ቀሊል ዕድመ ኣይኮነን።  ፍርቂ ዕድመ ናይ ሓደ ረቢ ዝባረኾ በዓል ጸጋ ዕድመ እዩ። ሎሚ ከምቲ ኩሉ ሳዕ ዝገብሮ ኣብ ኢድካ እትወሃብ ደብዳበ ዘይኮነት፡ ኩሉ ሰብ ዝርእያን ዝሰምዓን ቅልዕቲ ደብዳበ ክልእከልካ’የ ወሲነ። ከም ቐደመይ 

READ MORE

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኣብ ፐንሲልቫንያ፡ ደለዌርን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲን ዝነብሩ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንፍትሒ   ዕላማ ኣኼባ፡ ኩልና ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድመና ኣብ ፐንሲልቫንያ ደለዌር ስተይት ከምኡ’ውን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲ እንነብር ኤርትራያን ተቓለስቲ ንፍትሒ፣ ዝውክሉና መራሕቲ ንኽንመርጽ ዕለት፡ ቀዳም ሕዳር 18፣ 2017 ሰዓት፡ 3:00 ድ.ቀ. ቦታ፡ University of the Sciences Rosenberger Hall, Room 102 600

READ MORE

ትግባረ ፖሊቲካዊ ናዕቢ ኣንጻር ምልክነት ኣብ ኤርትራ ከመይ ክኸውን ኣለዎ Applying Political Defiance in Eritrea ብፍስሓ ናይር ሕዝቢ ኤርትራ ብኩሉ መነባብሮኡ በቲ ዘስካሕክ ጭቆናን ወጽዓን በቲ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሕጅስ ይኣክል ኢሉ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ብምግባር ዘርኣዮ ተባዕ ተቃውሞ ብመን ካበይ ተበጊሱ ብዘይገድስ እቲ ሕቶ ሕዝባዊ ሕቶ

READ MORE

ሰራዊት ዚምባብወ ንዋና መደበር ቴለቭዥን ዚምባብወ ከምኡ `ውን ቤተመንግስቲ ዝርከቡዎም ኣገደስቲ መንግስታዊ ትካላት `ታ ሃገር ብምቊጽጻር ንፕረዚደንት ዚምባብወ ሮበርት ሙጋበ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ይሕብራ ኣለዋ። ብመሰረት `ቲ ካብ ዚምባብወ ዝወጽእ ዘሎ ሓበሬታታት፡ ሰራዊት ዚምባብወ ትማሊ ምሸት 14 ሕዳር ኣብ ሃገራዊ ቴሌቪዥን ቀሪቡ ኣብ

READ MORE

እቲ ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ማእከል መዋፈሪ ተንኮል ስርዓት ህግደፍ ዝተኻየደ ተባዕ ህዝባዊ እምብይታ፡ ልቢ ደለይቲ ፍትሒ ዘበራበረንን ንጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ራዕድን ምድንጋጽን ዝፈጠረ’ዩ ነይሩ። ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ከምቲ ካብ ቆፉኡ ወጺኡ ብዘይ ሽም ዘዕገርግር ንህቢ፡ ካብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ተሓግሒጉን ተፈንፊኑን

READ MORE

ሃይለ ገብረ ትንሳኤ ዘብሄረ ሰራየ! ኢንድያናፖሊስ፡ ኢንዲያና 13 ሕዳር 2017   “ሻንጆርጆ ፈሪሳ!!ወይ ዓንያ???????? ሕቶን፡ ርእይቶን ንክቡር ዶክተር ተስፋ ገርግስ ገርብረ መድህን ወስት ቪርጂንያ!!!!!! (ዕባይ ዓድ ወግሪ)!!!!!! “ዘየደቅስ ነጊሮም ድቅስ ይሓድሩ” ስለ ዝኾነኒ ኣብዚ እዋን ክጽሕፍ ተገዲደ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ዘበነ ጸነተ፡ ዘበነ ድንቁርናን፡ ዘበነ ማአሰርትን፡ ዘበነ ስደትን፡ ዘበነ ባርነትን፡ ዘበነ ዕብሰትን፡ ዘበነ ጥምየትን፡

READ MORE

መዓስ ሎሚ ዄይና ተደፊርና!! ሜዳ ክንስለፍ ቀለቤት ቃልኪዳና ምስ ተሓደግና፣ ሮሜር ሰዓትካ ንሓላፊ እያ ትግባእ ተባሂሉ ምስ ተሃገርና፣ ድያቖናት ካብ ኣብያተ ክርስትያናት ኣድባራትን ወርቅን ብሩርን መሳቕልን ሒዞም ክስለፉ ምስ ተገብረ፣ ኣዴታት ብሃገራዊ ስምዒት ኣረሳሲንካ ወርቀንን ጨርቀንን ምስ ተገፈ፣ ኣቱም/ኣንትን{ ኣቦይ ዓቢ ኣደይ ዓባይ ዝብል

READ MORE

ኣብ ዓበይቲ ጎደናታት ሲያትል ዋሽንግተን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ። እቲ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣስመራ ደጊፉ ብህዝቢ ሲይትልን ከባቢኣን ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ሲያትል ሓድነታዊ ስኒት ኤርትራውያን ዝተንጸባረቐሉ ፣ ባህጊ ሓድነት ዝደመቅሉ ባህ ዘብል ዕለት’ዩ ነይሩ ። ኩሎም ተሳተፍቲ ሰልፊ ነፍሲ-ወከፎም ባህጊ ኩሉ ኤርትራዊ ጭርሖ ሒዞም እዮም ወፊሮምን ኣቃሊሖምን

READ MORE

እዚ  ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ቤት ትምህርቲ ኣል እስላሚያ ኣማኺሉ ኣብ ኣስመራን ዝተፋላልየ ክባቢታት ኤርትራን ዝተራእየ ህዝባዊ ምልዕዓል ነዚ ንምብትታን ንምርዓምን ዝተወስደ ጨካን ስጉምትታት መርኣያን መቐጸልታን ናይቲ ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝተገብረን ዝቕጽልን ዘሎ ቅሉዕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ህዝብና እዩ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ብኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር

READ MORE

ብድሆ ናይ ኣቦና ሓጂ ሙሳ፡ ውጽኢት ናይ`ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክወርድ ዝጸንሐን ዘሎን መጠኑ ዝሓለፎ ጭቆናን ምልክን ህግደፍ`ዩ። ንህይወቶም ከይሰግኡ ኣብ ምንጋጋ ዘይምሕር ህግድፍ ክኣትዉ ምዃኖም እንዳፈለጡ፣ ሕልፈት! ይሓይሽ ኢሎም መሪጾም። ``ሕሱም ሰጓጓይ፡ ኣብ ቃልዕ የብጽሕ``  ከምዝብሃል፡ ምሒር ምልካዊ ተግባር ህግደፍ፡  ንኣቦና ሓጂ ሙሳ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ከምቲ ኩሉም ፉንፉናትን ኣረሜናውያንን ስርዓታት ስልጣኖም ንምሕላው ኣብ ድሮ ሞቶም ዝኽተልዎ ጽዩፍን ኣዕናውን ተግባራት ይፍጽም ኣሎ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ይትረፍ ንሰብ፡ ንጽላለቱ’ውን ክኣምኖ ስለዘይክእል፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጥምዩን ብዕሩቁን ብብልዮናት ዶላር ዝተራቀቀ መጽናጸንን መህደንን መሳርሒታት ምሽማትን ክኢላታት ብምስልጣንን፡ ዕድመ

READ MORE