Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይዛ ሓዳስ ዓመት 2017 ክልተ ኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዑቕባ ከም ዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። እቲ ቀዳማይ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጅቡቲ፣ charge d'affairs ዝነበረ ኣቶ ዑመር ሰርማዕ ክኸውን ከሎ፣ ዝሓለፈ ሰሉስ እዩ ኣብ ኣመሪካ ዑቕባ ሓቲቱ። ንሱ፣

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ                     ታደሰ ኪዳነ       (በርሚንግሃም)      08/01/2017 ተደጋጊሙ ከም ዝተገልጸ፡ ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ስኑ ነኺሱ ክቃለስን ልዕሊ ዓቕሙ መስዋእቲ ክኸፍልን ከሎ፡ ሓንቲ መዓልቲ ንመግዛእታዊ ሰራዊትን ኩሉ ናይ ጭቆናን ዓፈናን መሓውራቱ በታቲኹ፡ ደቃ እትጥርንፍ፡ ስደተኛ ዝምለሰላ፡ ፋሕ - ፋሕ ዝበሉ ዜጋታታ ተመሊሶም ዝተኣኻኸቡላ፡ ውሉድ

READ MORE

ከማኹም የማስለና!  3ይ ክፋል፡   07.01.17፡ ክብርቲ ቻንስሎር፦ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብምኽንያት ልደትን ምጅማር ሓድሽ ዓመትን፡ ናይ እንኳዕ ኣብጸሓኩም መልእኽተይ ከምዝሰደድኩ ልኪ ዝዝከር ኮይኑ፡ እንሆ ድማ ሎሚ ብኣቖጻጽራና በዓል ዕለት ልደተ-ክርስቶስ ብምዃኑ እቲ ናብዚ ዘብጻሓና ፈጣሪ፡ እንኮላይ ከርግኣናን ከማኹም ከማስለናን ምስ ዝትስፎ መልእኽተይ ተቐልቂለኪ እነኹሞ ልቢ ክትገብርሉ ከኣ

READ MORE

ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ኣብ ኣይቨሪኮስት ናዕቢ ዘለዓዓሉ ወተሃደራት ሰለስተ ዓበይቲ ከተማታት ተቖጻጺሮም ኣብ ዘለዉሉ እዋን ኣብታ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ዘይምርግጋእ ከይክሰት ሻቕሎት ተፈጢሩ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቲ ካብ ዋና ከተማ ኣቡጃን 350 ኪሎሜተር ርሒቑ ዝጀመረ ናዕቢ ናብ ካልኦት ከተማታት ኣብ ዝላብዓሉ ዘሎ እዋን

READ MORE

Boston- Eritrean-American Civic Association is Commemorating the life and vision of Dr. Martin Luther King, Jr. Please Join us DATE: Sunday January 15, 2017   TIME:   5:00 to 6:30 PM   LOCATION: EACA Center 590 Shawmut Ave. Boston, MA.   Remarks By:   Mr. Michael Eyob EACA Board Chairman   Ms. Diane Randolph: Director, Community Building Unit - ORI         Please join us

READ MORE

telegraph.co.uk - Laura Hughes, political correspondent Ministers have ended funding for an all-female pop group dubbed Ethiopia’s Spice Girls following a furious backlash from Conservative MPs. Yegna, a five-strong pop group, was promised £5.2million of taxpayer's money to develop a "branded media platform". Priti Patel, the International Development Secretary,

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣሕዋትናን ኣሓትናን፦ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና፡ ከምኡውን ኣብቲ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝጸዋዕናዮ ሕዝባዊ ኣኼባ  ከም ዝገለጽናዮ፥ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ብሕዝቢ ዝተመርጻ ኮሚቴታት ሓድነት ኤርትራውያን ቆይመን ኣለዋ። ኣባላት ናይዘን ሓደስቲ ኮሚቴታት ክንላለን ክንጠናኸርን መዲብና ምንባርና ትዝክሩዎ ትኾኑ። ኣባላት ናይዘን ኮሚቴታት ነንሕድሕዶም ስለዘይፋለጡ፥ ኣብ ሞንጎኦም

READ MORE

አዛ ጽሕፍቲ'ዚኣ ን 2 ይ ጊዜ አትወጽአ ዘላ 'ያ፡ ኣብ 1 ይ ብቛንቋ አንግሊዝኛ ተጻሒፋ ብሓው ዳኘው ኣስፍሃ፡ ኦስሎ ኖርወይ፥ትርጉም ናይ ትግሪኛ ተገይሩላ ኣብ archive.assenna.com ተዘርጊሓ ነይራ። አንተዀነ ግን ኩነታት መንአሰያትና በብውልቆም አኳ ለውጢ አንተኣርአዩ፡ ብሓፈሻ ክርአ አንከሎ ግን ብዙሕ ስራሕ ከም ዘድልዮ ኢዩ።ነዚ ካኣ

READ MORE

ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት 2014 ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ምዃኑ እዩ፣ ሓደ ካሕሳይ መኮነን ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣብ ‘ቡርገር ፓርክ ‘ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቦታ ኣብ ብረመን (ጀርመን) ዝርከብ ብኣግራብ ዝተሸፈነ ጫካ ተሓኒቑ ተረኽበ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/01/kahsay-mekonen-1.pdf"] Oneworld.NL. YouTube Video: https://www.youtube.com/watch?v=8Rh2Stx4OlE  

READ MORE

ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ እንተተመሊሶም በቲ ስርዓት ጸገም ከምዘየጋጥሞም፣ European Asylum Support Office ዝተባህለ ትካል  ሕብረት ኤውሮጳ ዘውጽኦ ጸብጻብ ምሕባሩ ኣሩዥ ሺቫ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ እስራኤል ጠቒሱ። እቲ ናይ እስራኤል ጋዜጣ፣ እቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2016 ዝወጸ፣ ብ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ዝኾና ሃገራት ገምጋም ዝተገብረሉ ጸብጻብ፣ እቶም

READ MORE

ተራ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ሕብረተሰብ ብሓፈሻ: ኣብ ምእላይን ምምሃርን ስድራቤት ድማ ብፍላይ፡ እምነ-ኩርናዕ ምዕባለ፡ ስኒት፡ እሩም ጠባያትን ክብርታትን ምዃና ዘጠራጥር ኣይኮነን። ኣብ ሕብረተሰብና ግን፡ ግደ ኤርትራዊት ጓለ-ኣንስተይቲ ብዘይካ’ቲ ልሙድ ምሕብሓብ ስድራቤትን ቁጠባዊ ኣበርክቶኣን፡ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብ ምጽራግ ማዕረ ወዲ ተባዕታይ ንስለ ናጽነት ክቡር ህይወታ ከፊላ፡

READ MORE

ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዓዲ ሓርሽን ማይ ዓይኒን ዝነብሩ ኤርትራውያን ምስ ኣብ ከባቢኦም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሓባራዊ ናይ ምዝንጋዕ መደብ ኣካይዶም። እቲ ብዕለት 25 ታሕሳስ 20016 ዝተኻየደ ናይ ምዝንጋዕ መደብ ኪንዮ ምዝንጋዕ እቲ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዘርኣይዎ ተፋቒርካን ተሓጋጊዝካን ናይ ምንባር ባህሊ ከም መርኣያ ተወሲዱ ክልቲኡ

READ MORE

ማእሰርትን ስቅያትን ሕሰምን ከምኡውን ማእለያ ዘይብሉ ስደት ተሪፉ ፣ ፍትሕን ሰላምን ዝሰፈና፡ ዜጋታታ ብናጽነትን ብሓርነትን ሕውነትን ዝነብሩላ ምዕብልትን ብልጽግትን ኤርትራ ንክትህልወና ኣብ ዝግበር ቃልሲ ሓቢርካን ተወሃሃድካን ምስራሕ ወሳንን ይዋዓለለይ ዘይባሃሎ ጉዳይ ምኻኑ ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ ንግንዘቦ ኣዩ። በዚ መሰረት ኣብ ከባቢና ሓቢርና ንሰርሓሉ ህዝባዊ መድረኽ

READ MORE

ከምቶም ሰብ ሕድሪ መብጽዓና ነኽብሮ ‘ሞ፣ ንሰብን እንዝግን ክጥዕሞ! ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሎሚ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2017፣ ኣብ መሰጋገሪ ክልተ ኣገደስቲ ዓመታት፣ መዛዘምን መጀመርያን ቃል ከስምዕ፣ እዝንኻ ክተለቅሓኒ ብትሕትና እሓተካ። 2016 መዛዘሚት ርብዒ ዘበን፣ 2017 ድማ ፈላሚት ካልእ ርብዒ ዘበን ከም ምዃነን መጠን፣ ብቕድሚ ዓይነይ ከም ሓዊ ለይቶ ውልዕ ጥፍእ፣ ብጎኒ እዝነይ ከም ጽንጽያ ዚዝ ዝብሉ ዘለዉ ግንታት ንገሊኦም ኡፍ ንገሊኦም ኡሽ እናበልኩ ይዛረብ ስለዘለኹ፣ “እንተ ዘረባ ‘ሞ ዝገደፍኩም የብልኩምን እተን ኣሓ ‘ሞ ተዘሚተን ‘የን’ ከይበልካ፣ ጽምም ኢልካ ግዜ ክትህበኒ ፍቓደኛ ክትከውን እትስፎ። ከም ኣካል ናይዚ ወለዶ’ዚ፣ ነቲ ልውህትካን የዋህነትካን ሓዋዊሱ ዝበደለካ ረዚን እዋን ክዕዘብ ዕድል ስለዝረኸብኩ፣ ዝሓሸ መጻኢ ክገጥመካ፣ ህውከትን ዓመጽን ኣብቂዑ ብሰላምን ፍትሕን ክትብረ ባህገይ ክገልጽ፣ ሰናይ ክምነየልካ እዩ ድሌተይ። ኣብዚ ዝሓለፈ ዘበን፣ እቲ ሕድሪ ዝተቐበለ መብጽዕኡ እንተዝገበር ዕላል ባህግና ካልእ ምኾነ ነይሩ። እንታይ ‘ሞ ዕድልና እንዶ ተሰይሩ! ሕጂ ‘ውን፣ ብዛዕባ ፍኒስትራን

READ MORE

ኣረጊት ክወጽእ - ሓዲሽ እንክኣቱ ገለ ኣብ ስደት - ገለ ኣብ ምድሪቤቱ ገምጋም ክገብር -  ኣብ ሕሉፍ ሕይወቱ ህሉው እንታይ ይብል - ንድሕሪት ጠሚቱ?   በረካዶ ኔሩ - በዱ ዝሓለፈ? ወይስ ለምለም - ሳዕሪ እተነጸፈ? ዕንባባ ዶ ኔሩ - ንህቢ ዝሃረፈ? ወይስ ተዋጋኢ - እሾኽ ዝዓንደፈ?   ሃሩር ዶ ኔሩ - ቑሪ ዝቐዘፈ? ወይስ ህዱእ ንፋስ

READ MORE

ሓዲስ ዓመት 2017፡ ራኢ ፍትሒ ብግብሪ እነረጋግጸሉ ዓመት ይግበረልና!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ታሕሳስ 31፡ 2016 ********* መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮም ይመጹ ከም ዝበሃል፡ እነሆ ሎሚ ከም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ልዳት ሓዲስ ዓመት ንርከብ። ሓዲስ ዓመት ኩሉ ጊዜ መጻኢ ተስፋ ዝሓቘፈ ስለ ዝኾነ፡ ብትፍስህቲ ክትቅበሎ ግቡእን ባህሪያውን ኢዩ። ህይወት

READ MORE

  ኣቦ መንበር ኣሳናዳኢት ሽማግለ  ኤርትራዊ ሃገራዊ  ባይቶ ንደሞክራስያዊ  ለውጢ  ዶ/ር በሺር ኢስሓቕን ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ዮሱፍ  ብርሃኑን እቲ ንነዊሕ  እዋን   ብተደጋጋሚ  ክናዋሕ  ዝጸንሐ  መስርሕ  ምስንዳእ 2ይ ጉባኤ ሃገራዊ  ባይቶ ኣበይ ኩነታት በጺሑሎ  ንክጁሎም  ንኣባላቱን  ደገፍቱን ኤ  ሃ ባ ንዲ  ለ ኣብ  ጀርመን   ንምሕባርን  ምብራህን 

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ ነዛ ሓጻር መልእኽቲ ብትዕግስቲ ክተንብቡዋ እምሕጸነኩም። ብቀዳምነት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክኾነልኩም እምነ። ብምቕጻል፡ ኣብዚ ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ኣዝዩ ተኣፋፊ ኵነታት ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ኣብ ወጻኢ እንነብር ኤርትራውያን፡ ነፍስወከፍና ክንገብሮ ዝግብኣና ንገብርዶ ኣለና ኣይንገብርን ኢልና ንነፍስና ክንሓትት ይግብኣና። ናይዚ መልሲ ንምርካብ ድማ ብዙሕ ኰለል ዘድሊ

READ MORE

------------------------------------------------------------------------------------------------------ 2016 ወዲእና ሓዲሽ ዓመተ 2017 ኣብ እንቕበለሉ እዋን ብዘይካቲ ልሙድ ምንዮት ናይ ወዲ ሰብ፡ ጥዕና፡ ቅሳነት፡ ብልጽግና ወዘተ፡ ኣብ  ኣእሙሮ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ብጸሎት ይኹን ብሓሳብ ዝወርድን ዝድይብን ነገር ኣሎ። 2017 ስደትና የብቅዕዶ ይኸውን? ዝወለድናዮም ደቅና ሓቚፍናዶ ንነብር ንኸውን? ዝቓደረ ግራውትና ንዘርእዶ ንኸውን? ጠዋሪ ዝሰኣኑ

READ MORE

ናብ ቻንስሎር ፈደራል ረፑብሊክ ሃገረ-ጀርመን ክብርቲ ኣንገላ መርከል፡ Angela Merkel; Bundeskanzlerin der Bundesrepublik Deutschland.                                             2ይ ክፋል፡  30.12.2016፡ ክብርቲ ቻንስሎር! ኣብ ዝሓለፈት ሰሙን ብምኽንያት በዓል ልደተ-ክርስቶስ ብኣፍ’ቶም ብሂወቶም ኣብ ቤተ-ማሕቡሳት ተሓይሮም ካብ ም ዉታት ንላዕሊ ካብ ህሉዋት ንታ ሕቲ ኮይኖም ድምጾም ከስምዑ ዘ ይኽእሉ ዜጋታተይ ናይ እንኳዕ ኣ ብጻሓኪ

READ MORE

ኤርትራ እትርከበን 48 ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ምዕባለ ዝርከባ ሃገራት ዓለም ካብ ቀጽሪ ድሕረትን ድኽነትን ክወጻ ሓያል ጻዕሪ ከምዘድልየን ዋዕላ ንግድን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNCTAD) ኣተሓሳሲቡ። እቲ ትካል ብዛዕባ እተን ኣብ ዝኸፍአ ድኽነት ዘለዋ LDC ተባሂለን ዝፍለጣ ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2016 ጸብጻብ ዓልማዊ ድኽነት ኣብዘን

READ MORE

ሓደ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓትት ዝነበረ ሙኒር ሓሰን መሓመድ ዝተባህለ ወዲ 35 ዓመት ኤርትራዊ፣ ምስ ሓንቲ ጓል 35 ዓመት ጓል ኣንስተይቲ ብግብረሽበራዊ ውዲት ተኸሲሶም ኣብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተታሒዞም ዘለዉ ጥርጡራት ነቶግቲ ንምጽዋድ ዘገልግል ስነቀመማዊ ጥረነገራት ሒዞም

READ MORE