Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕጡቕ ተቓውሞ ኣምጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምራሕ ናብ ኤርትራ ከም ዝኣተወ ዝንገረሉ ብርሃኑ ነጋ ዝተባህለ ሓደ ካብ መስራቲ ናይቲ ግንቦት ሰባት ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ስጉምቱ ኣብ መንጎ ‘ቶም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተቓወምቲ ዝተፈላለየ ግብረመልስታት ኣለዓዒሉ። ገሊኦም እህወደግ 100 ካብ ሚእቲ ኣብ

READ MORE

The world economic forum  ኣብቲ ብመጠን ሚእታዊት ሓፈሻዊ ዘቤታዊ እቶተን (GDP) ኣብ ዓለም ዝለዓለ ህዝባዊ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ኢሉ ዘዋደዶ ናይ 20 ሃገራት መዝገብ መበል 6ይቲ ሰሪዑዋ። በቲ ኣብ ጸብጻባት IMF ተመርኵሱ ዝተጻሕፈ ጸብጻብ መሰረት፣ እተን ካብ ናይ ኤርትራ ንላዕሊ ዝለዓለ ዕዳ ኣለወን ተባሂለን ተጠቒሰን ዘለዋ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ናብ ወርሒ ወይ ናብ ማርስ ብምኻድ ነዘን ጠፈራውያን ኣካላት ይድህስሰንን ይምርምረንን ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ጠሊቑውን ነቲ ምስጢራት መዓሙቕ ማያት የጽንዖን ይምርምሮን ኣሎ። ካብዚ ምርመራታትዚ ድማ ብዙሕ ኣርባሒ ዝኾነ ውጽኢታት ረኺቡን ይረክብን ኣሎ። ሽሕኳ ንዩኒቨርስ ምምርማር ከቢድን እተሓላለኸን ኣሸጋርን እንተ ኾነ: ነቲ ናይ ወድሰብ

READ MORE

ደሃይ ካብ ኤርትራ ወልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብ 11 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 28 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ቅድሚ ኣሽሓት ተመረቕትን ህዝብን ኣብ ዝገበሮ መደረ፣ ሚእታዊት ናይቶም ኣብ ሳዋ ተማሂሮም መልቀቒ ፈተና ገይሮም ዝሓለፉ ዝበሎም ተማሃሮ ክዝርዝር ክሎ፣ 14 ሚእታዊት ብዲግሪ፣ 10 ሚእታዊት ብዲፕሎም፣

READ MORE

ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብ እስራኤል ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ትማሊ 19 ሓምለ ንደሓር፣ ኣብቲ ሖሎት ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ክዳጎኑ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣውጺኡዎ ዝተባህለ ሓዱሽ ኣዋጅ ምትግባር ከምዘይጀመረ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከም ልሙድ እቲ ኣብ ከክልተ ወርሒ ዝገብሩዎ ምሕዳስ ቪዛ ሎሚ ‘ውን ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ

READ MORE

ኣብ ጀርመን ከም ኣስተርጎምቲ ስደተኛታት ዝሰርሑ ዘለዉ ኤርትራውያን ተሓባበርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ጀርመን ናይ ዑቕባ ሕቶ ዘቕርቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስክርነቶም ኣዘንቢዖም የስተርጉሙሎም፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክሓብኡዎ የጕባዕብዑሎም ከምዘለዉ ዶቸ ቬለ፣ ንግዱሳት ኤርትራውያን ብምጥቃስ ኣብ ዜናዊ ጸብጻቡ ሓቢሩ። ብሰንኪ እዚ

READ MORE

ዓንደብርሃን  ወልደ ገርግሽ - ሕጂ ኸ ናበይ? ናይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ፕረሲደንት ነበር ዓንደ ርሃን ወልደ ገርግሽ ፡ ኣብዚ መድረኽ እዚ፡ ንስርዓት ኢሳያስ ብምቅዋም ፡ ፕረሲደንት ኢሳያስ ካብ ስልጣን ተወጊዱ ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሓዊ መንግስቲ ንክትከል ከምዝቃለስ ፡ ዘስምዖ  ዘሎ መደረታትን ሰሚናራትን ፡ ዘሓጉስ እዩ ፡፡ ሕጂ ውን

READ MORE

Save The Date ! “On Dialogue and the prospect for peaceful change in Eritrea” ንሃገራዊ ዕርቅን ሰላምን ዘስፍን ዕዙዝ መባእታ ስጉምቲ ! ሃገርና ኤርትራ ከም ሓንቲ ልዑላዊት ሃገር ብሰላምን ብፍትሒ ርትዒ ክትመሓደር ናይ ኩልና ደለይቲ ሰላም ባህግን ትምኒትን ኢዩ: ነዚ ትምኒትን ባህግን ክውን ተግባራዊ ክኸውን ናይ ኩልና ኤርትራውያን

READ MORE

ብጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ) 20/07/15   ተንስእ ተበራበር እናበለ ዝንቁ ደርሆ ኣብ ጥዑም ድቃሰይ ጋሕጋሕ ንግሆ ኣይሰማዕክዎን ሎሚ ረፋድ ካብ ጉዩይ ምዓል ምሓዝ-ክሳድ፣   ግህዶዩ  ኣይኮነን ሕልሚ ነጻ ወጽየ ማለትዩ ሎሚ ኣቲ ነብሰይ ክሓዲ እመኒ ሞቑሐይ በቲኸዮ እመስለኒ፣   ክብል ይደሊኣሎኹ እሱር ብጻይ ነጻ ክወጸለይ ካብ ተጻይ ብዘይ ገበን ብዘይ ፍርዲ ዝተሓየረ ኣብ ናይ ዓመጽ ዕርዲ፣   ካብ ስቓይ ክመሓር እቲ ብሕልናኡ ዝመሃር ስለዝበለ መሰል ንሰብ! ተሓይሩ

READ MORE

ዕድመኦም ኣብ 70’ታት ዝገማገም ጸጉራም ተቀማጣይ ጾሮና ኣቦ፡ ኣብ 1999፡ ብዛዕባ ኩናት ኣብ መንጎ ኤርትራን እትዮጵያን ነዕልለሉ ኣብ ዝነበርና እዋን “ጅግንነት ተጋደልቲ ኣብ በረኻ’ዩ ነይሩ’ምበር ዓዲ ኣቲኹም መንግስትነት ምስሓዝኩምስ ኣይግድን፡ ምምሕዳር ኣይክኣልኩሞን፡ ምኽሪ ዓበይትን ወራዙትን ድማ ኣይትቅበሉን” ዝበልዋ ሓሳብ እናሻዕ’ያ ትዝከረኒ። እቶም ኣቦ፡ ብህይወት ከምዘለዉ’ኳ

READ MORE

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት የመን ትማሊ ቐዳም፡ እታ ካልኣይቲ ከተማ የመን ዓደን፡ ካብቶም ብ ኢራን ዝድገፉ ተቓወምቲ ሑቱ ሓራ ከምዝወጽአት ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተዓቒቦም ዝጸንሑ ሚንስተራት የመን ብመንገዲ ኤርትራ ኣቢሎም ብጃላቡ ናብ ዓደን ከምዝተመልሱ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ AFP ሓቢሩ። ተቓወምቲ ሑቱ ኣብ ወርሒ መጋቢት ናይዚ

READ MORE

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዝሓለፈ ሳምንታት ንፓርላማ ሃገሩ ኣብ ዘቕረቦ ንኤርትራ ዝምልከት ጸብጻብ: ኤርትራ ንኢትዮጵያን ጂቡቲን ምህዋኽ ከምዝቐጸለቶ ገሊጹ:: ንሱ ኤርትራ ካብ’ዚ ተግባራት እንተዘይተቖጢባ መንግስቱ ንህዝቢን ዓለምን ኣፍሊጡ ተመጣጣኒ ስጉምቲ ንምውሳድ ከምዝግደዱ ኣጠንቂቑ:: ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ኣብ ስልጣን ኣብ ዝመጽኣሉ ማዕረ ናብ ኣስመራ ከይዱ ምስ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ንምዃኑ ወድሰብ: መሰል ዚብሃል ኣምር ካበይ ዘምጽኦ እዩ? ኣለዎ ድዩኸ? መን ዝሃቦ? ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ በረኻታትን ጫካታትን ኪነብር ከሎን ነንሓድሕዱ ድማ ከም ኣራዊት ኪባላዕ ከሎን እቲ ብሓይሉ ንኹሉ ዘሰነፈ ሰብ እዩ መሰል ዚብሃል ኣምር ኪፈጥር ዝኸኣለ። ናይ ባዕሉ መሰል። መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ ማንም ከይትክፈኒ

READ MORE

ንዕለት 25 ቀዳም ሓምለ 2015 ምሸት ዓቢ ናይ ሕድሕዳዊ ምትሕቑቓፍ ድራርን ምዝንጋዕን (ዲጀ) ብደቂንስትዮ ኣባላት ቢይ ኤርያ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩልና ተኣኻኣኪብና ክነምሲ ንዕድመኩም ፡፡ ቦታ Shuttk  &55th good hope church. ስዓት 7፡00 ምሽት ይጀመር። ብድሓን ምጹ፡ ዓወት ብሓድነት፡፡

READ MORE

ኩላትና ከም ንፈልጦ እቶም ብኢሰያስ ዝምወሉን ዝስልጥኑን ዝነበሩ ብስም ሑቱ ዝፍለጡ ተቓወምቲ መንግስቲ የመን፡ ሃንደበት ንየመን ዳርጋ ኣብ ምቍጽጻር ምስ ኣተዉ፡ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብመሪሕነት ዓረብ ንዕብለላ ኢራን ኣብዚ ከባቢ ክቈጻጸራ ግድነት ኮይኑወን። ስለዝኾነ፡ ኢሰያስ ብህጹጽ ናብ ርያድ ተጸዊዑ። ሽዑ ከምኡ ዝብል መምርሒ ግዲ ተዋሂቡዎ

READ MORE

መበል 11 ርእሱ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ከምልጥ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ኣብ ዶብ ብዝተተኮሰሉ ጠያይት ብኸቢድ ዝተወግአ ወልድኣብ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ደሃይ ናይቶም 10 መማጽእቱ ከምዘይብሉ ምዝራቡ ካብ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብቲ ሓደጋ ጉዕዞ ስደት ኤርትራውያን ናብ ኤውሮጳ ኣብ

READ MORE

ብኢትዮጵያ ኣቢሎም ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 15 ኤርትራውያን፣ ብፖሊስ ሱዳን ኣብ ካርቱም ናብ ዝርከብ ኤምባሲ ስርዓት ኢሳይያስ ተረኪቦም ንሓደ ሰሙን ኣቢሎም ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ስርዓት ምስ ጸንሑ ብኣስገዳድ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም፣ ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ እዋናት፣ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት

READ MORE

ብዕለት 15 ሓምለ 2015 ካብ ዞባ ማእከል ብሓይሊ ተገዲዶም ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ተምሃሮ ካልአይ ደረጃ ናብ ሳዋ ወሪዶም። እዞም ናይ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ትምህርቶም ወዲኡም ናይ ዓስርተው ክልተ ክፍሊ ትምህርቶም አብ ሳዋ ንኽመሃሩ፤ ከምኡ ድማ ናይ መበል 29 ዞርያ ሃገራዊ አገልግሎት ኮይኑም አገልግሎቶም ንክቕጽሉ ብዝብል

READ MORE

ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን።         2ይ ክፋል፡   15.07.15፡ ድሕሪ ናይ ዕለት 26 ሰነ 15፡ ኣንጻር ህግደፍ ዝተገብረ ዓለማዊ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሰልፊ እንታይ ስዒቡ”? እንተትብሉ እቲ ስ ርዓት ብሓያል ውቃዕ ከምዝተቦኽአ ብዝምስክር ሰምቢሩስ እንሆ ክሳብ ናብ ሙሉእ ለይቲ ብተሌፎናት ዘሕሸኹሹኽ ማእለ ያ ዘይብሉ ማይ ዘይጠዓመ ናይ መምሰልን መዘንግዕን

READ MORE

ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣጥምዩን ኣድኪዩን ብራዕዲ እንዳገዝኤ ንኸጥፈኦን ክበታትኖን፡ ብስልቲ ካብ ዝሰርሓሉ ዓመታት ከምዘቝጸረ ካብ ኤርትራውያን ዝተኸወለ ኣይኮነን። ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዝገብሮ ሽበራን፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን፡ ብማሕበረ ሰብ ዓለም ኣቓልቦ ከይረክብ ዝጥቀመሉ ሜላ፡ ምስ ገረባብቲ ሃገራት ኩናት ብምጽሕታርን ንግብረሽበራውያን ብምሕጋዝን ፡ሃገራት ብዛዕብኡ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ስማዊ ዝኸነ ናይ ምልኣኽን ምምጻእን ናይ ንግዲ ፍቓድ ሊቸንሳ፤ ናይ ፍቓደ ምሃብ ደወ አቢልዎ አሎ። እቲ ብቀይሕ ባሕሪ ኮርፕሪሽን ዝፍለጥ ናይ ህግደፍ ናይ ንግዲ ትካል፤ ብሙሉእ ናይ ምምጻእን ምልኣኽን ንግድን ባዕሉ ክቆጻጸሮ ምኻኑ ካብ ኤርትራ ዝመጹ ሓበሬታት ይሕብሩ። እቲ ሰርዓት

READ MORE

ወርሒ ሰነ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ኣገዳሲ ምዕራፍ ኣለዋ :: 20 ሰነ ነቶም ምእንቲ ናጽነት ሃገር ክብርቲ ሂወቶም ዝወፈዩ ሓርበኛታት ብመንፈስ እንዝክረላ ረዛን ዕለት ኢያ:: ነቶም ምእንቲ ናጽነት ኣብ ዱር ኣብ ገደል ምስ ከበድቲ ኣጽዋር ጸላኢ ገጢሞም ሂወቶም ዝወፈዩ: ኣብ ከተማ ተወዲቦም ንሂወቶም ከይበቐቑ ምስጢራዊ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ሓላፋይ እዩ፡ ትዕግስቲ ጥራይ ይሃሉኻ፡ ዚብል ሰብ ብዙሕ እዩ። ኣብዚ ምኽርዚ ክልተ ሕቶታት ኪለዓሉ ይኽእሉ፤ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ክንብል ከሎና፡ እንታይ ማለትና ኢና? ዘይሓልፍ ፈተና ኸኣ ኣሎ እኮዩ፡ ማለት ክሳዕ መቓብርካ ደድሕሬኻ ዚስዕብ ፈተናን መከራን። ትዕግስቲ ክንብል ከሎናኸ ነቲ ናይ እተፈላለዩ ሰባት ናይ

READ MORE

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ ሓለፋ ዘሳፍወሉ ዳስ ምልኪ፤ ንፍትሒ ይትረፍ ከም ኣሳፋዊ ከም ዕዱም ይህሉ`ዶ  ይኸውን ኢልካ ሃሰው ምባል ግዜኻ ምቅታል`ዩ። ፍትሕን ሓለፋን ብሓደ ክነብሩ ማለት ዘበት`ዩ።  ናይ ሓዲኦም መፈጸምታ ናይቲ ካልኣይ መጀመርታ`ዩ ፡ከም ኣወጻጽኣን ኣተኣታትዋን ቀትርን ለይትን። ናይ ቀትርን ለይትን ካብ ኣምጻእና፤ ልክዕ`ዩ ቀትርን ለይትን ብሓደ ኣይነብሩን`ዮም፤

READ MORE

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ብቲቪ ኤረ ኣቢሉ ዝቀርብ መደብ መርሓባ ንወ/ሮ ለተሃንስ (ኣደ ኣርባዕተ ስዉኣት) ዓዲሙ ፤ ነቲ ከምዘይወለዳ፤ ወሊደን ከምዘይሰዋኣ ፤…….. ክሳብ ገባር-ሰናይ ነጋሲ ገ/ሚካኤል መጺኡ  ዘድሕነን " በይነይ ኣብ ገዛ ተዓጽየ፤ ኣብ ጎልጎል ዝኽደኖ ዘይብለይ፤ብጸሓይ እናነደድኩ ብቁሪ እናተቀርፈድኩ እነብር ነይረ  ….. " ወዘተ ዝብል ኣብ ዓዲ

READ MORE