Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንመጀመርያ ግዜ ብጃላቡ ካብ ኤርትራ ተበጊሶም ዝሓለፈ ሰሙን ምብራቕ ሱዳን ዝኣተዉ፣ ሓደ ወዲ 6 ዓመት ቆልዓን 9 ደቀንስትዮን ዝርከባኦም 32 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኤሚግሬሽን ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ሰዋኪን ኣብ ዝርከብ ቤትፍርዲ ድሕሪ ምቕራቦም ናብ ኤርትራ ‘ክጥረዙ’ ስለዝተወሰነሎም ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ብመሰረት

READ MORE

ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! ሃገረይ፣ እዚ መበል 24 ዓመቱ ክጽምብል ክልተ ሰሙን ተሪፉዎ ዘሎ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተገላገልክሉ 24 ግንቦት፣ ምስቲ ኣብ ኤውሮጳ ቅድሚ 70 ዓመታት ብዓወት ሓይልታት ኪዳን ዝተዛዝመ ካልኣይ ኵናት ዓለም ኣብ ሓደ ወርሒ እዩ ዝዝከር ዘሎ። እዞም ክልተ ፍጻሜታት ምዝዛም ኵናት ብመጠን ተሳተፍቶምን ዝጸለዉዎ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ግዜ ነጻነት፡ ተጋደልቲ ኣብ ኣስመራ ኪኣትዉ ኸለዉ፡ ህዝቢ ነቲ ጎደና ብኽልተ ወገኑ ብምምዕራግ፡ ሰብኡት የጣቕዑ፡ ኣንስቲ ድማ እልል ይብላ ነበራ። ይኹንምበር፡ ገለ ሰባት ብድሕረና ኾይኖም "ሕጂ ትስሕቃ ኣሎኽን፡ ደሓር ግን ክትበኽያ ኢኽን" ብምባል ትንቢታዊ ምኽሪ ኪልግሱልና ከለዉ ይዝከረኒ። ጀብሃ ዝነበሩ እዮም ዝኾኑ ብምባል

READ MORE

24 ግንቦት 2015 በዓል ናጻነት ኤርትራ ህግደፍ ንመበል 24 ዓመት በዓል ነጻነት ዳንኬራን ትልሂትን የዳሉ!! መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሳህራን ማእከላይ ባሕሪን ይቕዘፍ!! ህግደፍ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ ግን ኣይክህሉን ኢዩ። ብዋጋ መስዋእቲ ዝተረኽበ ናጻነት ዋናኣ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንዘለዓለም ከኣ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክዝከራን ከብዕላን ክነብር ኢዩ። ህግደፍ

READ MORE

መጸዋዕታካብ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ   እንቛዕ ናብ መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣብጻሓና፡ ብምኽንያት መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ  ንእነማሓላልፎ መልእኽቲ  ህዝብና ኣብ ሓዘን ንስቅይ ከለና፣ ደቅና ኣብ ባሕርን ምድረበዳ ብጃምላ እናጠፍኡ፣ ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ኣመንቲ ክርስትያን ምኳኖም ብአኽረርቲ  እስላም ISIS  ብኻራ ከም

READ MORE

ኣብ መዋእል እዞም ሎሚ ብህይወትና ዘሎና ወለዶ፡ ኣብ ሃገርና ዝኽሰቱ ዘለዉ ኣዝዮም ዘሰክፉን ዘተሓሳስቡን ጉዳያት ብዙሓት’ዮም። ካብኡ ናብኡ ግን፡ እቲ ንመጻኢ ህላወናን ታሪኽናን ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ጉዳይ፡ ክቱር ድኽነት፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ዘይስከም ምልካዊ መንግስቲ፡ ስደት መንእሰያት፡ ምህሳስ ወይ ምብሕጓግ ሃገራውነትን’ዩ። ስርዓት ኢሳያስ፡ ኣብ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ብቱርኪ እዩ ጀሚሩ እቲ መግዛእቲ ኤርትራ። ጸኒሑ ናይ ዓረብ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡ እንግሊዝ፡ ናይ ኢትዮጵያ መግዛእትታት ተኸታቲሉ መጺኡ። ርግጽዩ እቲ መግዛእቲ ንኹላ እዛ ሎሚ ኤርትራ ኢልና እንጽውዓ ዘሎና ሃገር ዚጥርንፍ ኣይነበረን። ገሊኡ ኣብ ከባቢ ምጽዋዕ ተሓጺሩ ተሪፉ፡ ገሊኡ ድማ ናብ ከበሳ ደዪቡ ነይሩ። እቲ ጽልዋኡን

READ MORE

                     A SWIFT, EFFECTIVE AND  LASTING SOLUTION TO                                    THE ERITREAN NIGHTMARE!!                                      A Short Thesis on Strategy                                                        By                                                 Our Voice (Dear readers, we invite you to read this document with full attention, patience and utmost seriousness.  We believe that it is significant and may hopefully be a

READ MORE

“እቲ ሕጊ ዋናኡ ህዝቢ ኢዩ” --- ሚኒስትሪ ፎውዚያ።                          15-05-2015፡ ክብርቲ ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዚያ ሃሺም ነዛ ጥቕሲ ክትብል እንከላ ብእምነታ ከምትኸውን ኣይተጠራጠርኩን። ስለ’ ቲ ንመሳርሕታ ዘቕረበቶ ምስጋና ድማ ብወገነይ’ውን ከመስግና እፈቱ። እንተ ንትግባረ ዝተዳለወ ሕግታት ኤርትራ ዝምልከ ት ግና ህግደፍ ብሕጓ ኣብዘቖማ ፍሉይቲ ቤት ፍርዲ ክሰርሕ

READ MORE

ነቐፌታዊ ትዕዝብቲ ኣብ ኣስተምህሮ ዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ከተማ ለንደን ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ዝተጸወዐ ህዝባዊ ሰሚናር ንዕርቕን ሰላምን ሃገርና ምርኩስ ብምግባር ከምዝተኻየደ ምናልባት ገሌና ካብቲ ኣብ ክልተ ክፋላት ኣብ ራድዮ ኣሰና ዝቐረበ ቅዳሕ ናይቲ ኣስተምህሮ ተኸታቲልናዮ ንህልው።  ዶ/ር ምስግና ኣብ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ቅልውላው

READ MORE

ሃጸይ ኢሳያስ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ካብ ዝሓኩር፡ ብፍላይ ድማ ካብ 1970 ክሳብ ለይቲ ሎሚ፡ ብስም መንካዕ፡ የሚን፡ ጸረ ሰውራ፡ ከድዓት፡ ሃሱሳት፡ በላዕቲ ጉቦን ካልእ ሰበብን ብምጥቃን፡ ንተቃወምቱን ካብ ናቱ ኣተሓሳስባ ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ንዘቅረቡን ዜጋትታ ብምቅታል፡ ብምእሳርን ብምርዓድን’ዩ ዝነብር ዘሎ። ኩሎም’ቶም ብሃጸይ ኢሳያስ ብዘይ ፍርዲ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ነገር ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ናብቲ ናይ ጥንቲ ባህርያቱ እዩ ኪምለስ ዚደሊ። ማለት ንሓደ ስፍራ-ኣታኽልቲ ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ግዜ ወሲዱ ናብ እንዳ ኣትማንን ኣናጹን እዩ ዚልወጥ። እቲ ኣብኡ ቦቒሉ በነበረ ግሩም ፍረታት ድማ ብኣእሻዅን ካልእ ተሰማሚዑዎ ዝበቖለ ጻህያይን ቆጥቋጥን ይትካእ። ጻዕሪ ዝጎደሎ ኩሉ

READ MORE

ኖርወይ ብልፍንቲ ዝተፈላለያ የማናውያን ሰልፍታት ትምራሕ ኣላ:: ሓደ ካብቶም ነቲ ልፍንቲ ዘቖሙ ሰልፍታት ገስጋሲ ሰልፊ ዝተሰምየ ኢዩ:: እዚ ሰልፊ እዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣኼባ ኣካይዱ ነይሩ:: ኣብቲ ኣኼባ ቀንዲ ዛዕባ ዝነበረ ጉዳይ ስደተኛታት ምንባሩን ብፍላይ ኖርወይ 10 ሽሕ ሶርያውያን ስደተኛታት ክትቅበል ዝወጽአ መደብ በቲ ገስጋሲ ሰልፊ

READ MORE

መሸጣ ናትተን ብሓደ ብሕታዊ ኖርወጅያዊ ትካል ናብ ህግደፍ ዝተሸጣ 17 ናይ ጽዕነት መካይን ሕጋዊ ከምዘይነበረ ኣብ ባይቶ ኖርወይ ኮሚተ ምቁጽጻር ሰደድ ገሊጹ:: ሚኒስትሪ ምክልኻል ነተን መካይን ግቡእ መረጋገጺ መዓላአን ከይቀረበሉ ምሻጡ ርኡይ ጥሕሰት እገዳ ኢዩ ብምብል ኣብ ባይቶ ኖርወይ ወኪል ምቁጽጻር ሃንስ ፍረደሪክ ግረቨን ወቒሱ:: እተን

READ MORE

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሽበራ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ኣብ ዝተፈላለየ እምነት ዝኣምን ህዝቢ ክረኤ ዝጸንሔ ዝኾነ ይኹን ሃይማኖታዊ መንነት ዘይብሉ ኣብ ፍትሒ ዝጎድሎ ባይታ ዝበቁል ሓንሳእ ብስሰዔ (ምግባት) ሓንሳእ ብተስፋ ምቁራጽ ዝተባባዕ፤ ብውልቀ-ሰባት፡ ብእኩባት፡ብመንግስታት ክፍጸም ዝኽእል ተርእዮ እዩ። ብውሑዱ ነቲ ዝደሓረ ዳርጋ መብዛሕቲኡ ህዝቢ ኤርትራ

READ MORE

ናይ ሕጊ ምሁርን ብዓል ጸጋ ዕድመን ስለዘይኮንኩ፡ ብዛዕባ ዘመናዊ  ወይ እንዳባ ሕጊታት ብዙሕ ክዛረብ ኣይክእልን’የ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝዓበኹሉ ከባቢ፡ ዓዲ እትምሓደረሉ ሕግታት እንዳባ (ልምዳዊ/ባህላዊ) ንኣብነት ሕግታት ሳዕሪ ብላዕ፡ ሕዛእቲ፡ መጓሰ፡ ቀለብ ቆልዓ፡ መንገዲ ኣርብዓ፡ ምጥዋርን ምኽባርን ዓበይቲ፡ ጤሳ፡ መውስቦ፡ ፍትሕ፡ ዕርቂ ብኡሳት ዝኣመሰሉ ጉዳያት

READ MORE

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ናስታት 35 ዓመት ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ተቓለሰ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ያውጅ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። ካብ 1980 ኣትሒዙ ኣብ ማሕበር ተማሃሮ ኤርትራ ብደረጃ መሪሕነት ኣባል ባይቶ ከምኡ ‘ውን ኣባል ፈጻሚት

READ MORE