Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣውቲስታ ናይቶም ሞይቶም ዘለዉ ሰለስተ ሰበስልጣን ምስኣቶም ከምዝሞተ እንተኾነ፣ ተራ ኣባል ስለዝኾነ ህግደፍ ክዛረቡሉ ከምዘይመረጹ ኣብ ኣስመራ ይወረ ኣሎ። ብ ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝኮነ ኣቶ መዋእል መዓሾ ብዛዕባ ኣብ ስፖርት

READ MORE

ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነቶምን ጅግንነቶምን ፍሉጣት ዝነበሩ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ግን ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን ዝነበረ ደሱ ተስፋጽየን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ  ብ 20 መጋቢት ከምዝዓረፉ

READ MORE

እዛ ስድራ ድሕሪ ጥሪ 21 ፣ 2013 ክሳብ ኢትዩጵያ ዝኣተውሉ ቅድሚ 3 ወርሒ ኣብ ከልበትበትን ስቃን ዮም ኔሮም፡፡ በኺታ ኣብርእሲ ሰባኣያ ምስኣና ስብሓት ኤፍረምን ተኽላይ ማንጁስን ኣሽካዕሊሎምላ ዮም፡፡ ካብ ገዛኣ ብፓሊስ ኣውጺኦም ኣቁሑታ ኣብ ደገ ደርብዮም ህዝቢ ከረን ብጓሂ ከንፈሩ ክመጡ ዝወዓለሉ ኩነታት ዩ ኔሩ

READ MORE

ብክፍሊ ዜናን ባህልን - ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ 15 መጋቢት 2014 ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዳለወ፡ ብውፉይ ጋዜጠኛ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተመርሐ ዕዉት ሰሚናር ተኻይዱ። ኣቲ ሰሚናር ብተቐማጦ ከተማ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን፡ ከምእውን ካብ ከተማ ሲንሰናቲ ኦሃዮ ክልተ ሰዓት ተጋዒዞም ብዝመጹ ተሳተፍቲ ማዕሪጉ። [gview

READ MORE

መንእሰይ: ምርጫ ናትካዩ: ኣነ ግን " ጽናዕ ! ትባዕ ! " ይብለካ ንበል: ኣማኻሪ መላኺ ኤርትራ: ጽባሕ ንግሆ ኣውሮጳ መጺኡ:: "ካብ ሎሚ ንህግደፍ ገዲፈዮ እየ:: ህግደፍ ጨቋኒ እዩ:: ስለዚ ገዲፈዮ ጥራሕ ዘይኮንኩስ: ኣንጻሩ ክቃለስ'ውን እየ" ኢሉ: ኣኼባ እንተዝጽውዕ:: ዝወጾ ዘይብሉ ውርጹጽ ጽሑፍ: ብእንግሊዝ: ብዓረብ ብትግርኛ ጽሒፉን ኣስተርጒሙን ኣብ

READ MORE

ደቂ ሰባት ከም መጠን ብዝሖምን ብቕዓቶምን ነገራት ብዝተፈላለየ ኩርናዕን በብዓይነቱ ግራዲ ዘለዎ መነጸር ጠሚቶም፡ነናቶም ግምትን ሚዛንን'ዮም ዝህብሉ። ዘሎናዮ ኩነታት ከኣ ቅድም ፖለቲካ ህግደፍ ዞኣብለሎ'ዩ።ቀጺሉ ከኣ ምስ ህግደፍ ዘሎና ርሕቀትን ቅርበትን መሰረት ገይርና ግምትን ሚዛንን ንህበሉ።ገለ ኩነታት ሃገርና፡ጸላእትና ማለት ኤሜሪካ፡ወያነ ካል እን ዝፈጠሩዎ ኢልና ነማርር። ገሌና ከኣ ኩነታት

READ MORE

 ዘሐጉስ ዜና ንደለይቲ ለውጢ።                          19-03-14፡ ንህግደፍ ትትክእ ሓዳስ ሳልሰይቲ ሕብእቲ ሰልፊ ተመስሪታ! መቸም ብምኽንያት ዘይወግዓውነቱ ንዝኾነ ሓቀኛ ዛንታ ብልቢ-ወለድ፡ንዝኾነ ክበሃል ዝተደልየ ነገር ብመልክዕ ቤላቤሎ እ ናተመሰለ፡ ረቀቕቲ ኣካወንቱ ድማ ክሳብሕጂ ብባዶ ሰለስተ እናተጠመቑ ከምዝጸንሑ መጠን ኣማስያኦምስ እቲ ሓቀኛ ስራሓ ቶም ክፍለጥ ከምዝተኻእለ ይፍለጥ። እሞ ሃየ በሉ ሎሚ

READ MORE

ተስፋና’በር……… ብ.ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 20/03/2014 ተስፋና’በር ደሚቑ ተወሊዑ ቃልሲ ደቂኣንስትዮ ኣብ ዓለም ኣጒላዕሊዑ ሓይሉ ፣ወሲኹ፣ መሊሹ ተርኒዑ ተላዒልና’ሎና ሃየ ተበገሱ ንዑ፡ ቃልስና’በር ተወንጪፉ ብናህሪ መንእሰይና ይብል ኣሎ ንመክት ኣብ ግብሪ ኣይረሳዕናን ይብል ኣሎ ሰራዊት ሕድሪ ኣጆኺ፣ ምሳኺ’ዩ ሓፍቲ አእጃምና ዝግበር ግበሪ፡ ቆላሕታ’በር ኣንቢሩ ዝበዝሐ ስቕ-በሃሊ ዝጠቕሞን ዝጎድኦን ጀሚሩ ከለሊ ጓልሄዋን ፈንጢሳ ንጸቓጢ ባህሊ መሰለይ ትብል ኣላ ብግቡእ ብዕሊ፡ ኣመንቲ

READ MORE

ኣብዚ ብቓልሲ ዝልለ ዕለታዊ ውልቃዊ  ህይወትን፡ ተወሳኺ ናይ ሞትን ሕይወትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽንኩር እዋናዊ ቃልስናን፡ -ኣብ ዘሎካ እንተ ዝውስኹኻ- ከም ዝበሃል፡ ናይ ቃልስና ሞራል ክብ ንምባልን ሕልናና ንምብርባርን  እወንታዊ ኣበርክቶ ክትገብረልና  እትኽእል  ዝተተርጐመት እትስዕብ ግጥሚ ንቐደም በሉ። ንምምሕያሽ  ወትሩ  ቦታ ኪህሉ ግድን ስለ ዝኾነ፡ ነዚ

READ MORE

ዕለት ናብ ዕለት ከም ነፋሒቶ ክቀያየር ጀሚሩ፡፡ ካብ 1966 (ELF) መጀመርያ ቃልሲ ምስጀመረ ፡ ኢሳያስ ከምዚ ሕጂ ዝገላበጦ ዘሎ፡ ፈጺሙ ኣብ ሓንጎል ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ድሕሪ ምርጫ ናይ 1975 ሰራዊት ህዝቢ ኤርትራ ብእምነት ይስዕቦ ነሩ፡ ስለምንታይ-ሲ, ኣብ ልቢ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ሕልሚ ናጽነትን ሓርንትን ስለ ዝነበረ እዩ፡፡ ኣከያይዳ ፖለቲኩኡ ውን ምስቲ ህዝቢ

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ብቀዳም 15 መጋቢት ኣብ ኢንድያናፖሊስ ንጽባሓይቱ ትማሊ ሰንበት 16 መጋቢት ድማ ኣብ ቦስተን ተረኺቡ ኣብ ዘካየዶ ተኸታታሊ ሰሚናራት፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣድማዒ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ብምውዳብ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጨፍላቒ ምልካዊ ስርዓት ክልውጡሉ ብዛዕባ ዝኽእሉ ስልትታት ኮነ ጭቡጥ ተራ ኣሰና ኣብ ምድንፋዕ

READ MORE

እዚ ሎሚ ኣብዚ ተኣኪብናሉ ዘሎና ማዓልቲ (8 መጋቢት)፡ እቲ  እምቢ ንዓመጽ፡ ዘበት ንተምበርካኽነት ብምባል፡ ብዓለም ደረጃ ነጋሪት  ዝተሃረምሉ፡ቃልሲ ንጸረ ኩልንትናዊ ወጽዓ፡ ዝተወሰነሉ ማዓልቲ፡ ሓቢርና ክንዝክሮን ከነኽብሮን ምኽኣልና፡ እንካዕ ናብዚ ኣብቅዓና ይብል። ኣብዚ ማዓልቲ’ዚ ዝተተለመ ፍትሓዊ ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣንጻር ዓማጽን ጨፍላቒን መርሆታት ደው ብምባል፡ ንማዕረ መሰል

READ MORE

ዳግመ- ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን። ``ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፤ ንናጽነት ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ ዳግመ -ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን`` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ንመበል ሳልሳይ ዓመት ኣብ ከተማ ኣትላንታ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ንዝቃናዕ ዳግመ-ርኽክብ፡  ዘብርህ፡ ዝሕብርን ዘረድእን ድሕረ-ባይታን፡ ናይ ተሳታፍነት መጸዋዕታን። ``ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ታሪኽ  ዕጥቃዊ ቃልሲ

READ MORE

ኣስመራና ጻዕዳ! መበገሲ ጽሑፈይ፡ እዚ ትማሊ ረቡዕ 12 መጋቢት 2014 ኣብታ ብጉጅለ ህግደፍ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ብመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብመደብ ክትዓኑ ተፈሪዱዋ ዘሎ ምጭውቲ ከተማና ኣስመራ ዝዘነበ (ዝናብ ኪብሃል’ኳ ኣይከኣልን) ምኽንያቱ፡ ከምዚ ዓይነት ዝናብ፡ ዝናብ ኣይጽዋዕን’ዩ። ጭፍጨፋ’ዩ ዚብሃል። እዚ ኣብ ውሽጢ ሰዓትን ፈረቓን ክሳዕ ሓደ ሜትሮ

READ MORE

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ምስ ማሕበር ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ሊድስ ብምትሕብባር፣ ብምኽንያት 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ “ክብሪ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ንዓቅብ፣ ኣደ ዳግም ኣብ ቅርዓት ትጽበ’ላ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዕዉት ሰሚናር ተሰላሲሉ። ሰሚናር ብዝክረሰማእታት ተጀሚሩ። መራሒ መደብ ኣቶ ዳዊት ሰበይ ንተሳተፍቲ እንቋዕ ድሓን መጻኩም ድሕሪ ምባል ኣውሎ

READ MORE

ብስራት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና እታ ድምጽኹም ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና፣ ርእይቶታትኩም ብናጽነት ከተስምዑ እተካይዶ ዘይሕለል ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ብቴለፎን ደዊልኩም መልእኽቲ እትህቡሉ ሳንዱቕ ርእይቶ ኣዳልያትልኩም ከምዘላ ብሓጎስ ተበስር። ኣብ ማዕከን ርእይቶ ድምጺ ኣሰና ካብ ሓደ ደቒቕ ዘይነውሕ መልእኽትኹም ንምሃብ እቶም ካብ ኣመሪካ ወጻኢ ዘለኹም ብቅድሚት ክልተ

READ MORE

CALL FOR PAPERS   EMDHR WORKSHOP   THEME: STRATEGIC THINKING ON POLITICAL AND SOCIOECONOMIC CRISES IN ERITREA: IMPLICATIONS, SCENARIOS AND RESPONSES   09-11 May 2014, Pretoria, South Africa Introduction Eritrea attained its de facto independence in 1991 and de jury in 1993 after a protracted war of independence that lasted for thirty years. At the centre of the

READ MORE

ትብጻሕ ናብ ኣሰናዳእቲ መደብ ራድዮ ኤረና (2) ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ገለ ሰባት ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሒ ሓዊ ንምእጓድን ነቲ ደለይቲ ፍትሒ ክንሃንጾ እንደሊ ዘለና ነቐፌታን ርእይቶን ናይ ምጽዋር ባህሊ ንምኹላፍን ኢሎም፡ ንዓለቐይ ኣብ መደባት ራድዮ ኤረና ድሕሪ ምርኣዮም፡ ድሕሪ ምንባቦም’ኳ ክብል ኣይክልን’የ፡ ምኽንያቱ፡ እንተዘንብብዎ

READ MORE

ደምበ ተቓውሞ፡               ጉዕዞ መርከብ ብዘይ ኮምፓስ:                                                                             12 መጋቢት 2014                                     ሃብተማርያም ኣብራሃ                                    ለንደን - ዓዲ እንግሊዝ ‘ምስ ሕሱም ኣይትቑጸር ስንቅኻ፡ ቅድም ተሰከመን ደሓር ከኣ በርኩተን ይብለካ’ ኢዩ ኮይኑና ዘሎ ጉዳይ ኢሰያስ። ንሕና ኤርትራውያን ምስ ሕሱም ስንቅና ዝቋጸርና ህዝቢ ኢና። ሰላም ዝዓበኹም መጓዕዝቲ ዝነኣስኩም መንእሰያት ድማ ተኸተልቲ፡ ኣብ

READ MORE

ፍንጫሕ መሰንገለይ፡    2ይ ክፋል፡                            08-03-14፡ “ኣብ ድሮ ዝኽሪ በዓል ደቂ-ኣንስትዮ እዝን መሰሉን ምጽሓፍን ምዝራብንሲ ምስምንታይ ይቑጸር”? ዝብል ብድሆዶ መጺእኒ ሓቀይ? አእ፡ ዝነደየ ድኣ’ሞ እንታይከ ዘይሓስብን ዘይብልን? ካባይ ካብ ቃና ስዑራት የድሕንኩም ከሲረ  ………….     ብዝብል መሳገሪ ሃሳብ ኢና ተፈላሊና ቀኒና። ሓቝፈያ ዝጸናሕኩ ጓለይ ድንገት ኣምሪራ ስለዝበኸየት ብኸመይ ከምዝእብዳ

READ MORE

መደብ ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ መጀመርያ ሰላምታና ተቐበሉ። ቀጺልና፡ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ኣብ ቦስቶንን ከባቢኣን ንዝመጽእ ሰንበት16 መጋቢት (March 16) 2014 ሰዓት 6 pm ኣማኒኤል ኢያሱ፡ እቲ ሓርበኛን ውሩይ ጋዘጠኛን ከምኡ’ውን ወናኒ ኣሰና ረዲዮን ኣብ ሞንጎና ተረኺቡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ንምግላጽ ብዝገበርናሉ ዕድመ መሰረት ምሳና ከምሲ ምዃኑ

READ MORE

አገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ሃገርናን ህዝብናን ዝሐልፍዎ ዘለዉ ኩነታት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ብሩህ ስለዝኾነ ምሕባር ዘድልዮ አይኮነን። ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ንነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝምልከቶን ናቱ እጃምን አበርክቶን ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ  ናቱ ዘለዎ ርእይቶን እምንቶን ብነጻ ብዘይ ተጽዕኖ ከሳትንፍን ከዋስእን ከም ዘለዎ’ውን ውሁብ ጉዳይ ኢዩ። አብዚ እምንቶ’ዚ

READ MORE