Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከባቢ ናቕፋ፣ ቅድሚ ቤትምህርቲ ዊናን ጻብራን ምብጻሕካ ኣብ ዝርከብ ኣጎላጕል ጽሙው ቦታ ተደኵኑ ኣብ ዝርከብ “ቀይሕ ኮከን” ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ተሓይሮም ዘለዉ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝበዝሑዎም ልዕሊ 600 እሱራት፣ ብቓላት ዘይግለጽ መሪር ግፍዕን ስቅያትን የሕልፉ ምህላዎም ኣብ ሳልሳይ ፈተነ ካብቲ ስርዓት ኣምሊጡ ኣብዚ ቀረባ እዋን

READ MORE

ነዚ ሰኣን ቁዋማዊ መንግስቲ ምትካል ፡ ኣብ ሃገርናን ህዝብናን ፡ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕን ሕሰምን ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ንምዝታይን ንምምይያጥን ዝዓለመ ፡ ዓሕ ክሳብ መዓስ፡ጽባሕ ከይትጠዓስ ብዝብል መርሆ ተሰንዩ፡  ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን ነጻን ዝኾነ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም ኣለና። ነዚ ኣብ ሃገርና ዝወርድ

READ MORE

ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት ኣድላይነት ዕጡቕ ክንፊ ካበይ ንበገስ፣ ብኸመይከ ይተግበር? ኣገባባት ውደባ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንፖለቲካዊ ተግባር ቀጥታዊ ዕማማትን፣ ህዝባዊ ውክልና ዘለዎ መሪሕነት ህዝባዊ ቃልሲ መደምደምታ፣ ጉዕዞ

READ MORE

ህግደፍ ከም ወትሩ ንህዝቢ ኤርትራ ብዅሉ መዳይ ከሳቒ ዝተፈጥረ ሽርሐኛ ጭፍራ ከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ናይ ባጤራ ኣሲሩ ንቍጠባ ሃገር ምሕናቕ ከይኣኽሎ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኵነታትን ቦታን ሜላ እናቐያየረ ኣብ ልዕሊ ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትን ዕንወት ክፍጽም ብርቱዕ ጻዕሪ

READ MORE

European Parliament resolution on the situation in Eritrea (2016/2599(RSP)) The European Parliament,–  having regard to its previous resolutions on Eritrea, in particular those of 7 February 2002(1), 18 November 2004(2) and 15 September 2011(3) on the human rights situation in the country, including the case of Dawit Isaak, –  having regard

READ MORE

ኣረጊት ወለዶ ይሓልፍ፣ ብሓዲስ ወለዶ ከኣ ይትካእ። እቲ ሓዲስ ወለዶ’ውን ይበሊ ብመጻኢ ወለዶ ይሕደስ። እቲ ኣረጊት ተካኢኡ ይፈጥር። ህይወት እዚ እያ። ብዘይካ እዚ ጥራሕ ከኣ ካልእ ትርጉም የብላን። ሞት እውን። ታሪኽ ከኣ፡ ታሪኽ  እዚ ምትኽኻእ ወለዶታት ጥራሕ እያ። ምትኽኻእ ወለዶታት እቲ ቀንዲ ህንጻ ሰብኣዊ ህይወትን

READ MORE

 08.03.16፡                                                                                                                                        2ይ ክፋል ፍርዲ ገበነኛታት። “ኣብ ውግእ፡ ኣብቲ ድቕድቕ ጸልማት ክእቶስ ብጌጋ ምስ ብጾትና ብጥይት ንቖሻመድን ብቡምባ ከኣ ንደራራዕን ክሳብ’ውን ብገዛእን ንገዛእን ብጾትና ንውጋእን ንስዋእን ከምዝነበርና እዝከረኒ። እቲ ከምኡ ጌጋታት ብቀትሩ እንከሎ’ውን የጓንፍ ነበረ። ኣብ ሕድሮ ፓልቶክከ ከመይ ረኺብኩሞ? ኢሳይያስ ድማ ነዚ ጉድለት’ዚ ብከመይ ክጥቀመሉ ይዳሎ

READ MORE

      ስርዓት ህግደፍ ስለምንታይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ እዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ወዮ ድኣ “እናፈለጠ ዝደቀሰ ተነቅኒቁ ነይሰምዕ” ጠባይ ስለዘለዎ’ምበር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ወካሊ ህዝቢ ኤርትራ’የ ክብል ከሕፍሮን ከነውሮን ምተገብአ። ስርዓት ህግደፍ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ክብል እንከለኹ ድማ ካብቲ ህግደፍ ዝፈጥሮ ዘሎ ፉንፉን

READ MORE

ዕውት መኽፈትን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ኣብ ዳላስ፤                                                                       ብይኩኖ ባህታ ላስቬጋስ ትማሊ ዕለት 03/05/2016  ዕዉት Grand opening ( መክፈቲ) ኤርትራውያን  ኣሜሪካን  ኮምዩኒቲ  ዳልስን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን  ተካይዱ። እቲ መደብ ብኣቶ ዳዊት  ኣቦ-መንበር  ኤርትራውያን ኣሜሪካን  ኮምዩንቲ  ዳላስ እንቛዕ ሓጎሰኩም ተሓጎሰና ደስ ኢልና ደስ ይበልኩም፡ ሳላ

READ MORE

ትማሊ ቀዳም፡ 5 መጋቢት፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣሜሪካ ዝመጹ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ዳላስ ቴክሳስ ተረኺቦም ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ፡ ኣኽቢሮም። እቲ ኣኼባ ብምትሕብባር ደቀ-ኣንስትዮ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ናይ ኤርትራውያን ኣመሪካውያን ኮሙኒቲ ኣብ ዳላስ ዝተዳለወ፡ ኮይኑ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ዘለዋ ማሕበረ ኮማት ወኪሎም

READ MORE

ሾሞንተ መጋቢት ብፍረወይኒ ባይረ/ጀርመን ዕለት  6.03.2016 ንመሰል ንፍትሒ ንማዕርነት ደበኽ ካኣ በለት እዛ ክብርቲ ዕለት ሓርነት ሓቁፋ እናሃ ተቀልቀለት   ዓመት መጸ ዓመት ክትዝከሪ ፍሊይቲ ማዓልቲ ወጽዓ እተለሊ ፈላሚት ናይ መሰል ዓወት ተበስሪ   ናይ ውጹዕ መቓልሕ ካብ ኩለን ክብርቲ ሽግ ክውላዓልኪ ክትኮኒ ፍሊቲ ተባሃጊት ዕለት ከም ጻሓይ ድምቅቲ   ወጽዓይ ተረዲእኪ ንኹሉ ፈንጢዝኪ ክብረት ኣልቢስክኒ ኒሕ ኣቀኒትኪ ፍትሓዊት ዕለት ባርነት

READ MORE

ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) መጋቢት(March) 5፡ 2016 ******** ``ግድነት ሽግር ኪህሉ እንተ ድኣ ኾይኑ፡ ኣብ ግዜይ ይኹን፣ ውላደይ ሰላም ምእንቲ ኪህልዎ።``   (“If there must be trouble, let it be in my day, that my child may have peace.”) -Thomas Paine (***ምስጢር ናይዚ ጥቕሲ ድሕሪ ናጽነት ብወለዲ ፍጹም

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ፍጥረት፡ ዚረአ ይኹን ዘይረአ፡ ቀጻሊ ዚኽተሎ ሕግታትን ኣገባባትን ኣለዎ። ካብኡ ምልጋስ ጸገማት ስለ ዘኸትል ከኣ፡ እዚ ሕግታትዚ ከም ሓቂ ኪውሰድ ይኽእል እዩ። ሓድሓደ ግዚ እቲ ተግባር ካብ ሕጊ ወጻኢ ዚኸይድ ዘሎ ይመስል። ተጋግዩ ክንብሎ ግን ኣይንኽእልን። ንዓና ብዘይርደኣና ተወሳኺ ሕግታት ኪምራሕ ይኽእል እዩ።

READ MORE

ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ጨንፈር ሃገረ ሽወደን ን4ይ ጊዜኡ ዓመታዊ ጉባኤኡ ንዕለት 02 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከተማ ስቶኮልም( Grusås gränd 160 ) ከካይድ ምኻኑ ኣካያዲ ሽማገለ ትሕብር። እዚ ናይ ገበርቲ ሰናይ ዝኾነ ማሕበር ናብ ከተማ ከሰላ ሱዳን ዝርከቡ ዉጉኣት ሓርነትን ብዝተፋላለዩ ምኽንያታት ኣካሎም

READ MORE

  ናቕፋ ምቅይያር ኣስዒቡ ጾምካ ምሕዳር Tesfamariam Wel. 03/03/2016 Worway   ብኢደ ወነኑ ንናቕፋ ቀይርዎ ንዓለም ከደናግር ኣተግቢርዎ ሕማም ርእሲ ንህዝቢኮይንዎ ምናዳ ነቶም ንሕና ናቱ ዝብለዎ ዝተደርዙ ከም ጣኦት ዘምልኹዎ   ብጽብቕቲ ጩጉራፍ ሸሪጥዎም ዒም ከይብሉ ናሰምዑ ኣጽቂጦም ዝተሃገሩ ኣብ ባንካ ዘሎ ገንዘቦም ከም ጥረ እኽሊ ሰፊሮም ዝብዎም   ክሳብ ኣብዚውን ኣረኻኺቦሙልና ቁሩብ ቁራቦ ከይንሕግዝ ንስድራና ብዘይረብሑ ኣጣቓዕቲ ተለኪምና ወይከ ተቋወምትስ ኣይንትንከፍንና   ኺዱ ኣጽንዑ ተዓዘቡ ተመሃሩ ንዘሕዝን

READ MORE

ኣብ ኣስመራ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት ኣብያተ ሻህን መግብን ይዕጸዋ ከምዘለዋ ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም:: ብሰንኪ እቲ ህግደፍ  ብጉልባብ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ዘካየዶ ራስያን: ኣብ ኣጠቓቕማ ባጤራ ዘውረዶ ቅጥዒ ዝሰኣነ መምርሒን ኣብ ኣሰራርሓ ንግዳዊ ትካላትን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ጉድኣት ወሪዱ ከምዘሎ ተፈሊጡ:: ብዘይካዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት መጎዓዝያ

READ MORE

ካብ ዓሊ ግድር ናብ ሱዳን ዝሰገረ ሸሪፍ ኢብራሂም ኣደም ዝተባህለ ወዲ 16 ዓመት ትሕቲ ዕድመ ኤርትራዊ መንእሰይ ዶብ ሰጊሩ ናብ ከባቢ ላፋ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ድሕሪ ምማቱ ሎሚ 3 መጋቢት ኣብ ከሰላ ከምዝተቐብረ ካብ ምንጭታት ኣሰና ካብ ከባቢ ከሰላ ዝበዝሓና ሓበሬታ ኣርዲኡ። ሓደ ምስኡ ዝሰገረ ሰብኣይ

READ MORE