Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኣስመራ ‘ኦሮታ ሪፈራል ሆስፒታል’ ዝርከቡ ብ ‘መዲካል ቦርድ’ ኣብ ወጻኢ ክሕከሙ ከምዘለዎም ዝተኣምነሎም ናይ ወሊድ ጸገም ዘለዎም 85 መጻምድትን ሰብ ኪዳንን፣ ንወጻኢ ከይዶም ከይሕከሙ ብሚኒስተር ጥዕና ስርዓት ኢሳይያስ ኣምና ኑርሕሸን ተኣጊዶም ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። እቶም ንልዕሊ ሓደ ዓመት ፍቓድ ተኸልኪሎም ዘለዉ ናይ ውላድ ጸገም

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ትማሊ 1 ሚያዝያ ዕጡቓት ወተሃደራት ብምውፋር ኣብ ዳዕሮ ቃውሎስ 400 ኣባይቲ ከምዘዕነወ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ፈለማ ንህዝቢ ናይቲ ዓዲ ናብ ኣስመራ ገጹ ንኸይወጽእ፣ ካብ ኣስመራ ‘ውን ናብታ ዓዲ ንኸይኣቱ ብምዕጋት እዩ ነቲ ናይ ዕንወት ተግባር ፈጺሙዎ። ብሰንኪ ‘ዚ ኣዕናዊ ተግባር’ዚ

READ MORE

ኣዒንትና ብደም ዝተዓለሱ ሰባት ብቓረዛ ተጸይሮም ክወጽኡን:ኣብ ልዕሊ ዝዓነወ ኣባይቲ ሰባት ዘወን ክብሉን ዘሰክሕ ምርኢት ካብ ዝከታተላ ሰሙን ኮይኑ:: እታ ብፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ትእምርቲ  ሰላማዊ ምስግጋር ናብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት  ዝተባህለላ ሃገረ የመን: ኣብ ከቢድ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ወጥሪ ተኣሊኻ: ዓውደ ኩናት ዞባውያን ሓይልታት ኮይና:: 100

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ተበግሶ ኮሎራዶ ንምድሓን ሃገር! ንሕና፡ ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ ንፍትሒ፡  ንሃገራዊ ስኒትና ዝዓናቕፉ ጉዳያት ክንፈትሕ፡ ቀጻሊ ሰሚናራት  ከነካይድ ተበጊስና።  ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ  ኣካል ናይ`ተን ድሮ ብደረጃ ሰሜን ኣሜሪካ ተጠራኒፈን ዝነጥፋ ዘለዋ ዓሰርተ-ሰለስተ ከተማታት እያ። ዕላማና፡ ኤርትራ ካብ ጥፍኣት ድሒና፡ ቅዋማዊት ሃገር ንክትከውን ቀጻሊ ጻዕሪታት

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ዝርከባ  ናይ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ንምፍራስ ኣባላት ሃሱሳት ሰሪዑ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ብኤምባሲታቱ ኣቢሉ ኣብ ቤተክርስትያናት ተዋህዶ ብፍላይ ኣብ ኣሜርካ ከካይዶ ዝጸንሐ ናይ ምፍራስ  ዘመተታት ኩሉ ስለ ዝፈሸለ፥ መገዲ ቀይሩ ኣብ ውሽጢ እቲ ቤተክርስትያን ብዝርከቡ ኣባላቱ ኣቢሉ፥ ስውር ናይ ምፍራስ ዕላማ ጀሚሩ

READ MORE

ዝኽረይ ብዛዕባ የመናውያን ኣብ ኣስመራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ንእስነትና ንፓላሶ ባሓበሽ ክንርኢ ባህጊ ነበረና:: ኣብ ውሽጢ እቲ ህንጻ ንፈልጦ ሰብ ዘይብልና መሳልል ደይብካ ምውራድን ምውጫጭን መቓልሕ ምስማዕን ዓቢ ባህታ ይፈጥረልና ንእስነት ምቁር:: ካብ ዕዳጋ ሓሙስ ብማእከል ከተማ ሰንጢቕና ናብኡ ንምብጻሕ ብበረንዳታት ናይቲ  ብየመናውያን ዝተሰርሐ ህንጻታት ምዝላል

READ MORE

ስርዓት መስፍንነት ንጊላነት ስዒሩ፡ ጎይቶት ካብ ህዝቢ ዘሚቶም ዘኻዕበትዎ ሃብትን ንብረትን፡ ዝደለብዎ ሓይሊን ከምዘለዎ ተረስተዮ። ህዝቢ ብንብረቱ ከይሓትት ድማ ረቂቕ ሜላታት ብምህንዳስ ብምስሊ ቁዱስ ጉልባባት ዝተፈላለያ ናይ ዓመጽን ዓፈናን ትካላት ኣቖመ። ናብዚ ዝነጥፉ “መንቓቕሕቲ” መልሚሉ ብምዝርጋሕ ድማ ህዝቢ ናብ ናይ ጨቛኒ መርህኡ ኣርዓሞ። ነባሪ ህዝቢ ብሓፈሽኡ፡

READ MORE

ንገዲም ተጋዳላይ ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም ዝተገጥመ ግጥሚ። ወዲ-ቀሺ ወልደማርያም ሙሉእ ደብተር ቆልዓ ዓዲ-ዃላ ሙሉእ ደብተር ኣጎስማ ሽመጃና ሙሉእ ደብተር ይበል ሊቅነት ምሉእ ደብተር በሊሕ ዜጋ ኣላይ መግደር ነዊሕ ቁመት ብመጽዓን ዘይጥመር ሙዑት ሓርበኛ ብመግዛእቲ ዘይግረር ኣባኻ’ሞ ከመይ ኢልካ ይሕፈር ውሽጠይ ካብ በለኒ ድፈር ፍልጠት ዝሃብካኒ ብኸፈር በሊሕ ሰብኣይ ብዓመጽ ዘይክተር ንዓመጸኛታት ብመጎት ዘብሎም ተር ባዓል ብሩህ ኣእምሮ ዘይብሉ

READ MORE

ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ካብ 1975 ክሳብ 1981፡ ኣባል ሰውራዊ ባይቶን ፈጻሚት ሽማግለ ሓላፊ ናይ ክፍሊ-ዕዮ ዜና ቤት ጽሕፈት ዝነበረ፣ ብዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ክገብር ድሕሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ 27 መጋቢት 2015 ናይ ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መበል 65 ዕድሚኡ ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጆርጅያ ሕቡራት ሃገራት

READ MORE

ምንቅስቃስ መንእሰያት ላስቬጋስ ዕዉት ኣኬባ ኣካይዱ። እቲ ምንቕስቃስ ኣብ ጥርናፈን ተሰማምዕካ ኣብ ከተማካ ብሓባር ምስርሕን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ብምዝታይ፤ ኣብ መወዳእታ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ላስቬጋስ ኣብ ሓደ ጽላል ብምኻን ኩሉ ንጥፈታት ከተማና ብሓባር ንምኽያድ ብምስምማዕ ዕዉት ኣኬባ ኣካይዱ። እቲ ምንቕስቃስን ኩሎም ኣባላት ውድባትን ዝተሳተፍዎ ኣኬባ ብሓባር

READ MORE

ምንቕስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ላስቬጋስ ንሬድዮ ኣሰና$ 1100 ዶላር ኣሜርካ ከወፍዩ እንከለዉ ሓደ ሃብተማርያም ገብረመስቐል ዝተባህለ ግዱስ  ተቐማጢ ሪኖ ድማ $50 ዶላር ኣውፊዩ።እዚ ወፈያ እዚ ናይ መጀመርታ ሓገዝ ኾይኑ 37 ሰባት ድማ ወርሓዊ 10 ዶላር ንሬድዮ ኣሰና ንምውፋይ ተሰማሚዖም። እቶም ተሳተፍቲ ሬድዮ ኣሰና ሬድዮ ህዝቢ እያ፡ ነቲ

READ MORE

ኣብዚ ሰሙን ዚ ፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት፣ ማለት ዝሓለፈ ሰኑይ፣ሰሉስ ረቡዕን ጥራይ 613 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብቲ ኣብ ሱዳን ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት 123 ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን 75 ደቀንስትዮን ይርከቡዎ። እዚ ዝተጠቕሰ ቁጽሪ ስደተኛታት ነቶም ብላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት

READ MORE

8 መጋቢት ክብሃል ከሎ ሕብረተሰብና መሰል ደቂ ኣንስትዮ ንምኽባር ዝካየድ ቃልሲ ኣበይ ከም ዝበጽሐ ንምፍላጥ ጻዕሪ ዘካይደሉ እዋን እዩ። ሕብረተሰብና ብፍላይ ብወርሒ መጋቢት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝነብሩን/ራን ኣሕዋት ብዛዕባ መሰል ደቂንስትዮን መሰለን ንምኽባር ናይ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዘይተሓለለ ቃልሲ ዝሓትት ምዃኑ መረዳእታ ረኺቡ ክብሃል ይክኣል።

READ MORE

ሃገር ድዩ ህዝቢ ልዕሊ ኹሉ ? ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሃገር ከም ነፍሱ ዝኸኣለ ህያው፤ ተወሊድና ክሳብ ንሞውት ክንግዘኦ ዘሎና፤ መዓስ ከም ዝጸግብ ዘይንፈልጦ፤እንኩም ዘይፈልጥ ኩሉ ግዜ ሃቡ ዝብል ጌርካ ምቅራቡ። ንባዕሉ ነቶም ኣቅረብቱ ብተግባር ዘይስመዖም ጓንጓ ነገር`ዩ። ዘይስመዖም ጓንጓ ክነሱ ንኻልእ ከም ዝስመዖን ከም ዝኣምኖን ገይሮም ብምጽቃጥ ኣብ

READ MORE

ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ። ሓደ ርእይቶ ወሃባይ “በጃኹም ልቢ አዕብዩ” ብዝበሎ ክጅምር። ኣብዚ “ልቢ ምዕባይ” ማለት “ኣይንተሃወኽ” ንዝብል ትርጉም ንሃቦ። ዘለናዮ ህሞት ብዙሕ ሕልኽላኻት ዝመልኦን ዝተጠናነገ ነገራትን ዘለዎን እዋን ኢና ዘለና። እዞም ሕልኹሉኻትን ጥንግኑጋትን ብሜላን ክንወጾምን ልቢ የዕቢና ክንሓስበሎምን ክንፈትሖምን ጊዚኡ ዝጠልቦ ዕማም እዩ። ኣብዚ እዋን

READ MORE

ተጋድሎ ዕለት 16.03.2015 ኣራእስና ነኹዔ፡ ማእገርና ተመልጠ እናበልና ክሓይሽ’ዩ ፡ናጽነት ምስመጸ እቲ ዝተመልጠ ተጀለጠ እቲ ዝነኹዔ ተሓንፈጠ ደም እናነብዔ አብ ዓዱ .. ተጨፍለቐ ተረምጠጠ መንእሰይ ዉሕስነት ሲኢኑ ነፈጸ.. ካብ ኢድ ሓለዉቱ እናምለጠ ንሓርነት ከማዕዱ ተመሲጠ ነይነይቲ ሓርነት በለኒ.. ኢዱ እንዳዋጣወጠ ናብ ወርሒ ኪድ ኢሉኒ äዓይኑ እናፍጠጠ   ዝተዳራረበ ጓሂ መጸ መንእሰይ ኣብ በረኻታት መኺኑ.. ከይምርዖ ከይሕጸ ከይርኢ ኩሉ ዝበለጸ ከይበልዕ ከይሰቲ ዝተመርጸ ወዮ ማዓርና ከም ሕሞር’ኣ

READ MORE

ወጽዓ ደቂ-ኣንስትዮን መበገሲኡን ቀዳማይ ክፋል ደቂ-ሰባት ከም ሓደ ዓይነት ዘርኢ መጠን፡- ከምቶም ኩሎም ሂወት ዘለዎም ፍጡራት ብኽልተ ጾታ ማለት ብኣንስታውን ተባዕታውን ጽምዶ ዝቖሙ ባህርያዊ ፈልሲ ምኻኖም መብርሂ ዘድልዮ ኣይኮነን። የግዳስ ናብ ሓደ መብርሂ ዘድልዮ መንገዲ ዘእትወና ኣምር ብምኻኑ እዩ። እዞም ምስሎም ክልተ ሂወቶም ግን ብሓደ መጥመሪ ዝተወደነ

READ MORE

ነጻነት ኤርትራ ተረጋጊጹ፡ ህዝቢ ብዓወቱ ሓጎሱ ከይወደአን፡ ብመስዋእቲ ደቁ ሓዚኑ ከይተደበሰን፡ መብጽዓ ስውኣት ተጠሊሙ፡ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ብሕጊ-ኣልቦ ውልቀ ምሕደራ፡ ኣብ 21 ክፍለ-ዘመን መዳርግቲ ኣብ ዘይርከቦ ጭቆናን መግዛእትን ወዲቓ ትርከብ። እዚ ሕጊ-ኣልቦ ውልቀ-ምሕደራ’ዚ፡ ጸጋታት ሃገር ተጠቂሙ፡ ወተሃደራዊ ዓቕሙ ኣደልዲሉን ናይ ስለያ መጋበርያታቱ ኣዋፊሩን፡ ስድራ-ቤታት ኣብ ምብትታንን

READ MORE

እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣  ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊጻቶ። መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብወገና ነቲ ተፈጺሙ ዝተባህለ ደብዳብ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ብዘካየደቶ ጻዕሪ መሰርት፣

READ MORE

ብመሰረት ሓበሬታ ብዓረብ ዝሕተም ሱዳናዊ ጋዜጣ ሳሓፋ ነፈርቲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመደበር ዕደና ወርቂ ቢሻ ድሕሪ ምድብዳበን፣ ኣብቲ ቦታ ቃጸሎ ኣጋጢሙ። ጋዜጣ ሳሓፋ ግምታት ተዓዘብቲ ጠቒሱ ኣብ ዘስፈሮ ዜና፣ ኤርትራ ብመንገዲ እቶም እትሕብሕቦም ዘላ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ነቲ ዝመጽእ ምርጫ ንምዝራግ ውጥን ኣለዋ ዝብል እምነት ስለዘለዋ ዝወሰደቶ

READ MORE

ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ዓርቢ ንመዕደኒ ወርቂ ቢሻን ኣብ ማይዕዳጋ ዝነበረ መኽዘን ኣጽዋርን ደብዲበን ከቢድ ዕንወት ከምዘውረዳ ኣይጋ ፎረምን ትግራይ ኦን ላይን ዝተሰምያ ወብ ሳይታት ገሊጸን:: ቅድሚ ዘን ወብ ሳይታት ግን ረዲዮ ወጋሕታ ነቲ ፍጻሜ ኣብ ትሕቲ ሕጂ ዝመጸና ሓበሬታ  ብ 20 መጋቢት ” መንነቶም ብዘይተፈልጡ

READ MORE

ብዕለት 12 መጋቢት 2015 ዓ፡ም ፈረንጂ ዶ/ር ብርሃኑ ነጋ ኣብዚ ሕጂ ናይ ኣርበኞች ግንቦት ሰባት ዝበሃል ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ውህደት ዝፈጸመ ዕጡቕ ውድብ ተቃዋሚ ኢትዮጵያ ኣቦ መንበር ኮይኑ ዘሎ፡ ምስ መደብር ዜና ዝገበሮ ቃለ መሕትት፡ ዝተዛረቦ  መስደመምን መሕፈሪን ዝኾነ መደረ መዲሩ ‘ዩ

READ MORE

ካብ 10 ምስቍርቋር፣ ሓደ ፍረ ምግባር ‘ዩ እቲ ሰናይ ተግባር! ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ህቡብ ተሰማዕነት ዝነበሮ ፈነወ ድምጺ ኣሰና ብሳትላይት ንምቍራጽ ድሕሪ ምውሳና፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት እትርከቡ ግዱሳት ተኸታተልትን ደገፍትን ኣሰና፣ ብኣካል፣ ቴለፎንን ኢመይልን ከምኡ ‘ውን ኣብ መኣዲ ዘተ ፓልቶክ

READ MORE