Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወርሒ መስከረም! ብተስፋ’ዩ ህዝብና ዝጽበየኪ ሎሚ ዘበንከ! እንታይ ኮን ይኸውን ብስራትኪ!   ተላዒሉ’ዩ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ይኣክል! ንኢሳያስ ኣብ ዝፈሓሮ ጉድጓድ ከጥሕል   ስለዚ ኣሕዋት! ካብ ሎሚ ጀሚርኩም ሃ-ሰ-ስ! በሉ ንኢሳይስ ዝቕድም ዳህሊሉ ከይህሉ ነዚ ብሰይጣን ዝተላእከ ተዃሒሉ ናይ ወዲሰብ ርሕራሐ ዘይብሉ ንህዝቢ ዘጽነት ሓላዪ መሲሉ ንኣመንቲ ምስልምና ክርስትና ዘጥፍእ ከፋፊሉ ካብ ኣቡን ዝለዓለ ኣቡን ዝኸውን ቅሽነት

READ MORE

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝካየድ ዘሎ መንቅስቃስ  ዙር-ፈንቅል መጀመርታ ናይ መወዳእታ ስዕረት  ህግደፍ እዩ  ናይ ይኣክል  ደገፍ ግን ኣድላይ እዩ ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ናይ ጌዜ ገደብ ዘይብሉ ሀገራዊ ኣገልግሎት   እቲ ዝኸፍኤ ግህሰት መሰል ህዝቢ ኤሪትራ እዩ። ብሰበቡ  መጻኢ ዕድል መንእሰያት በርዒኑ ቀንዲ ምኽንያት ስደት ኾይኑ ይርከብ ።   መንእሰያት ኤርትራ

READ MORE

  ዋዕላ «ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን» ካብ ዕለት 23.08-25.08.2019ኣብ ከተማም ፍራንክፈርት ሃገር ጀርመን ተኻይዱ። ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝተገበረ ዕድመ መሰረት ኣብቲ ዋዕላ ውልቀሰባትን፣ ኣባላትን መራሕትን ሲቪካዊ ማሕበራት፣ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት፣ናይ ኩለን ላዕለዎት መራሕቲ ውድባትን ዝተፈላለዩ ሙያውያንን ናይ ዜና ማዕከናትን  ዝተሳተፍዎ ኣገዳሲ ዋዕላ ከምዝነበረ ተራእዩ። ኣብዚ ዋዕላ'ዚ ካብ ኣውስትራልያን

READ MORE

እቲ ዘይንቡር፡ ንቡር ይኸውን ኣሎ ኣብዚ እዋን’ዚ ብሰሪ’ቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ድኽነትን ገደብ ኣልቦ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ዝበዝሑ ካብኦም መንእሰያት፡ ኣብ ስደት ይነብሩ ኣለዉ። ካብቶም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ተሰዲዶም ዘለው ኤርትራውያን፡ ካብ ደቆም ተረሓሒቆም ዝነብሩ፡ ሰብ ሓዳርን ዝወለዱን ክኾኑ እንከለዉ፡

READ MORE

Subject:  ATV: ዋዕላ ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ተኸፊቱ፡ ኣዴታት `ይኣክል፡ ሓደ ኮይንና ኢና` ይብላ – መንእሰያት ድማ ይዕልላ ኣለዋ ኣዴታት መናእሰይ ክብሉ ይቕበሉወን,  Augusr 24 2019, www.archive.assenna.com Having failed by the usual masculinity of the Eritrean population, it is about time that Femininity should try to SAVE ERITREA. They can do it. They have a way and inner strength of galvanizing regardless of their composition of identity. They can do

READ MORE

  ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ተቓውሞ ኤርትራ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከካይዱዎ ዝጸንሑ ቃልሲ ሰሚሮም ብኣድማዕነት ንኽቕጽሉዎ ዝዓለመ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ዝጀመሮ ናይ 3 መዓልቲ ዋዕላ ሎሚ ንኻልኣይ መዓልቱ ይቕጽሎ ኣሎ። ዋዕላ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ሃገርን ህዝብን

READ MORE

ንኢሳያስ ዝፈልጥዶ’ሎ ኣብ ማእከልና? ስለ ምንታይ? የጥፍኦ ከም ዘሎ ንህዝብና!   ንኢሳያስ ዝፈልጥዶ’ሎ! ኣብ ማእከልና! ነዚ ሕድሕድ ዘጣፋኦ ዘሎ ንህዝብና ዘበን ድዩ ዘሪዩዎ? ሓጥያቱ’ዩ ምውዳእ ኣቢዩዎ! ንህዝብና   ሰማዩ’ኳ ዝረሓቖ ደመና ንነብሶም ዝሓደሩ መራሕቲ ሃይማኖትከ እንታይ ወረዶም! ንኣረመኔ ዘግልግሉ ናብ ፈጣሪ ዝመርሑ መሲሎም!   ኢሳያስ፣ ስለ ምንታይ ንህዝብና የጥፍእ ከም ዘሎ ንምፍላጥ ብዙሓት ይጽዕሩ

READ MORE

ኣመሓደርቲ ሱዳን፡ ድሕሪ ደጊም ምስቲ መወቀፍ ዘይብሉ፡ ኣብ ውዕል ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን `ውን ዘይተዓደመን ዘይተረቚሐን ውዲተኛ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ናይ ቀደም ዕሽሽታ ዝበዝሖ ዝምድና ክገብሩ ቅሩባት ከምዘይኮኑ ብምግንዛብ፡ ድሕሪ ውራይ ደጋፊ ክመስል ንዘካይዶ ዘሎ ወጠምጠም ከምዝነጸጉዎ ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ቀዳም ወተሃደራዊ

READ MORE