Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ መንእሰያትን ተቓወምቲ ባእታታትን፡ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ለንደን ከካይዶ ወጢኑዎ ዘሎ ፈስቲቫል ንምቅዋምን ንምልካዊ ስርዓቱ ንምዅናንን ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ ምድላዋት ይገብሩ ኣለዉ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣወሃሃዲት ሽማግለ፡ እቲ ንቀዳም 22 ጥቅምቲ ኣብ ለንደን wood Green ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ሰዓት 11

READ MORE

እቲ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ጥቅምቲ ካብ ዕለት 22 ኣትሒዙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብሰንኪ ጸቕጥን ምጕብዕባዕን 6 ኣባላት ኪዳን ዝኾና ውድባት ንሓደ ወርሒ ከምዝተሰጋገረ ኣባል ኮምሽን ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ሎሚ ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሮ

READ MORE

ንሳ’ያ እታ መፍትሕ ኩቡራት ኤርትራውያን ኣብ ዘለኹሞ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ብዘይ ምግናን እዘን ዝሓለፋ ክልተ ወርሒ፡ ብናተይ መለክዒ፡ ካብ ሊድ ሃገር እንግሊዝ ዝጀመረ መንፈስካን ሞራልካን ስምዒትካን ሰማይ ዘዕርግ ህዝባዊ ተቓውሞ ኣንጻር ህግደፍ፡ ብዓይነቱ ፉሉይ ተርእዮታት ዝገብሮ፡  ብተባዓትን በላሕትን ሰራሕቲ ታሪኽ ሓደስቲ ወለዶ ተካእቲ ዝሓለፉ ሓርበኛታት ኣያታቶም ምንባሩ ጥራይ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ቅነ ኣብ ከተማ ጊሰን (ጀርመን) ኣኼባ ህግደፍን ከምኡ ድማ ኣንጻር እዚ ኣኼባ ህግደፍ ዝቃወሙ መንእሰያት ዝመብዝሕተኦም ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ኔሮም ብሕጽር ዝበለ ክልተ ውራይ ኣብ ሓደ ህሞት ። ቅድሚ ጽሑፈይ ምፍላመይ ነዚ ጽሑፍ “ለብም ኢሰያስ ኣፈወርቂ“ ዝብለ ዘበገሰኒ ሓደ ፈታዊየይ ብስልኪ (ቴሌፎን) ዘዕለለኒ ክነግር

READ MORE

ደሓን ኩኒ ኪዳን ሰላም ቅድሚ ምፍራስኪ፡ ኣደ ኩሉ ውድብ መጓ’ዪ ስልጣን ኔርኪ። ኣይሓሰብናን ንሕና ትወርዲ ብሕፍረት፡ በዓል ተጸበና ምስጋና ብኽብረት። ጣቕዒት ክኸውን ደዊልኪ ኣብ መድረኽ፡ ሹክረን ክትብልዮም ጉባኤ ክባረኽ። መንእሰይ ክርከብ ታሪኽኪ ተንቲኑ፡ ጽቡቕኪ ክወስድ ሕመቕኪ ጠንጢኑ። ኮደብደብ ጀመርኪ ከንፈርኪ ሓቢጡ፡ ቀባሕባሕ ጀመርኪ ዓይንኺ ፈጢጡ። ዓዲምኪ ዓዲምኪ ተኣኪቡ ህዝቢ፡ ምድላው ተኾይኑ ኣለዎንዶ ፈውሲ። ፈጠንጠን!!!!!!!! ኣጋይሽ ዓዲምኪ ገዛ

READ MORE

ዘገርም አዩ ኣላጋጭ ነቲ መሰረታዊ ፍታሕ ንህግደፍ ካብ ስሩ ምሒኻ ናብ ናይ ታሪኽ ጉሓፍ ደርቢኻ ንህዝብናን ሃገርናን ንምድሓን ተባሂሉ ንምሉእ ዓመት ክስረሖ ዝጸንሐ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ብኹሉ ኩርኑዓት ዓለም ጽዑቅ ምንቅስቓስን ናህሪ ተሳትፎ መንእሰያትን ናህሪ ምሁራትን ደቂ-ኣንስትዮን ኣብ ደምበ ተቓዉሞ ተራእዩ ዘይፈልጥ ተሳታፍነት ብሩህ

READ MORE

ኣብ ሽወደንን ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ካብ ነርወይን ካልኦት ሃገራት ስካንዲነቭያን ንሰዓታት ተጓዒዞም ናብ ስቶክሆልም ምስ ዝመጹ ሓያለ ኤርትርውያን ደለይቲ ለውጢ ተሓባቢሮም፡ ማዕከናት ዜና ሽወደን ምእንቲ ናጽነት ፕረስን ዲሞክራስን ኣብ ኤርትራ ንዘካይዳኦ ቀጻሊ ጎስጓሳት ዝድግፍ፡ ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝዅንን፡ ውዕዉዕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ሎሚ 7 ጥቅምቲ

READ MORE

ብምጽናት ዓሌት ተኸሲሶም ንሕልፈትን ሞትን ተፈሪዶም ካብ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበስልጣን ደርግ 16 ነጻ ከም እተለቁ ጋዜጣታት ኢትዮጵያ ገሊጸን። ብምጽናት ዓሌት ተኸሲሶም ንሕልፈትን ሞትን ተፈሪዶም ን20 ዓመታት ኣብ ማሕቡስ ካብ ዝጸንሑ 23 ላዕለዎት ሰበስልጣን ደርግ 16 ትማሊ ሓሙስ 6 ጥቅምቲ ነጻ ከም እተለቁ ጋዜጣ ሪፖርተር ናይ

READ MORE

ውርይቲ ደራፊት ኤልሳ ኪዳነ ኣብ ወርሒ ሰነ 2011 ምስ ወዲ ትሕቲ ሓደ ዓመት ዕሸል ውላዳ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ቤት መኻእ ኣብ ዝርከብ ቤት ማሕቡስ ከምተኣስረት ደንጕዩ ካብ ምንጭታት ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቶም ምንጭታት፡ ኤልሳ ኪዳነ፡ ሓደ ዓቢ ወዳ ናብ ሱዳን ኣህዲምኪ

READ MORE

ብስም ኩሉ ደላይ ሰላመን ደሞክራሰያዊ ለውጥን ኣገናዕ ምንቅስቓስ መናእሰያት  E.Y.G.M. ኣመሪካ፡፡እቲ ኣብ ልዕሊ ማፍያዊ  መሪሕነት ህ.ግ. ደ.ፍ. ኢሳይያስን መሰልቱን ዝወሰድኩሞ ተባዕ ተበግሶ፡ ውጹዓት ወገናት ጸባ ዘስተየን ባብ ለውጢ ምሉእ ብምሉእ ንኽርሓው ንዝተታኸስና ዘበራበረን እዋናዊ ጉዳያትና ኢዩ፡፡ኢሳይያስን መሳስይቱን ድሕሪ ደጊም ገጽ ኒውዮርክ ኣይክርእዩን ኢዮም፡፡ ዘይከም ሓሶታዊ

READ MORE

ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00--16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና

READ MORE

ኣብዚ ታሪኻዊ ዝኾነ ሃገራዊ ዋዕላ ንምእታው ንሽባሸበሉ ዘሎና ህሞት ሓደ ሓደ ኣገደስቲ ዝኾኑ ነገራት ብጥንቃቀ ክንርእዮም ዝግባእ ይመስለኒ። እቲ ብወገን ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ዝተፈጸመ ዘይንፁር ኣገባብ ኣወኻኽላ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ቦታኡ እንዳሃለወ--መምርሒ ሃገራዊ ኮሚሽን ብጀካ ነቶም ኣብ ጽፍሒ መሪሕነት ፖለቲካዊ ዉዱባት ዘሎዉ ንተራ ኣባላት ብማዕረ

READ MORE

                                                                                                                                                                                                                                                                                         

READ MORE

ካብቶም 365 ብመንግስቲ ሱዳን ኣብ ሽማሊያ ፍሉይ ስሙ ድንጓላ ዝባሃል ቦታ ተኣሲሮም ካብ ዘሎዉ ኤርትራዉያን ስደተኛታት 5 ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተጨዉዮም ከምዘሎዉ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። እቶም ኣስታት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣቢሉ ምስ ዘይሕጋዉያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ብሔረ ራሻይዳ እንዳተጓዕዙ እንከለዉ ምስ ፖሊስ ሱዳን ተኹሲ ድሕሪ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ናብ ጀርመን ዝወሓዙ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ፡ ኣብ ከተማ ጊሰን ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝዅንን ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ከም ዘካየዱ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ እናተኻየደ ኸሎ ምስ ድምጺ ኣሰና ብቐጥታ ኣብ ዘካየዱዎ ዝርርብ ሓቢሮም። እቶም ኣብ ውሽጢ ሳልስቲ ብዝተገብረሎም መጸዋዕታ ካብ ስዊዘርላንድ፡ ሽወደን፡ ሆላንድ

READ MORE