Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቅዋም ናይታ ሃገር ጥሒሱ ንሳልሳይ ግዜ ክምረጽ ዝወሰነ ፕረዚደንት ብሩንዲ ፒረ ንኩሩንዚዛ ኣብ ወርሒ ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ ኣሻማዊ ምርጫ ተዓዊተ ኢሉ ድሕሪ ምእዋጁ ኣብ ብሩንዲ ዝተላዕለ ናዕቢ ኣብ ዘይሃደኣሉ እዋን፡ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ናይታ ሃገር ኣርባዕተ ሰባት ብቶኽስን ነተጒትን ከምዝሞቱ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ

READ MORE

ልብና ደም ይነብዕ ኣሎ ረዳኢ ስኢኑ ሰላም ተሓሪሙ ብጓሂ ቃዚኑ ደምና ተሓሊቡ ብሕማም ማሲኑ ብመንቀኛ ህግደፍ ምስልና ተደዊኑ።   ልብና ደም ይነብዕ ኣሎ ደልዩ ዘጥልሎ ሓጎስ ኣስኒቑ ጥሜቱ ዘዕንግሎ ጽምዋ ከይወርሶ ዝሕብሕብ ዘማእክሎ ሓዘን ወጊዱ ጸጽብቑ ዘዕልሎ።   ልብና ደም ይነብዕ ኣሎ ልቢ ፈተውቱ ስለዝተኾምተሮ ቤተ- ሰቡ ብህግደፍ ብጭካነ ስለዝተቀትሎ ወገኑ ብዘይፍርዲ  ስለዝተሓየሮ ብኽቱር ድኽነት ናብራ ስለዝመረሮ።   ልብና ደም

READ MORE

ካብ ዝሓለፈ ሓሙስ ሰሙን ኣብ ዝነበረ ግዜ ሓንቲ ካብ ተሰነይ `ኣኳ ፍሬሽ` ዝተባህለ ውጽኢት ማይ ጽዒና ናብ ኣስመራ ትጓዓዝ ዝነበረት ዓባይ መኪና ኣብ መንጎ ዓደርደን እንገርነን ብ RPG ተሃሪማ ድሕሪ ምቅጻላ መራሒኣ ብኡንብኡ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እታ ኣብ ተሰነይ ካብ ዝርከብ `ሓሊብ ባርካ`

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ ውጽኢት ጸባን ስጋን ንዘፍርዩ ሓረስቶት ቤትመኻእ ከብቶም ካብ ኣስመራ ክወጽኡወን ዘመሓላለፎ ትእዛዝ፡ ጥሪቶም ዘሚቱ ናብ ዒላበርዕድን ኣለቡን ከምዝወሰደን ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ልኡኻት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ፈለማ ነቶም ዋናታት ከፈራርሑ ኣብ ደምቢአን ከለዋ ነተን ከብቲ ክሓርዱወን ኳ እንተጀመሩ፡ እቶም ከምብቶም

READ MORE

ብሰንኪ ‘ቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዘተኣታተዎ ናይ ኮንትሮባንዳ ቁጠባ፣ ነዳድን ካልእ ከምኡ ዝኣመሰሉ ሃለኽትን ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ምእታው ኣብ ከሰላን ከባቢኣን ክዘዋወር ዝጸንሐ ብብዝሒ ናቕፋ ስለዘሎ፣ ሰበስልጣን ዞባ ከሰላ ናይ ሱዳን ብዛዕባ ቅጥዒ ናይቲ ኣብ ዞባኦም ተኾሚሩ ዘሎ ናቕፋ ንምዝርራብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ባጤራ ናቕፋ ብሓድሽ ወረቐት ንምቕያር ኣዊጁሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ዋጋታት ሃለኽቲ ገሊኡ ብዕጽፊ ገሊኡ ድማ ብሓምሳ ካብ ሚእቲ ንሂሩ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ 2500 ናቕፋ ዝነበረ ዋጋ ኩንታል ፊኖ ዕጽፊ ብምውሳኽ 5 ሽሕ ናቕፋ ክዓርግ ከሎ፣ 40 ናቕፋ

READ MORE

rance has declared a national state of emergency and has closed its borders after scores of people were killed in multiple gun and bomb attacks in Paris. At least 100 people are reported to have died at the Bataclan concert hall in central Paris. Gunmen took many

READ MORE

ማእሰርቲ ኣብ ጋራጅ መንግስቲ ኣብ ኣስመራ ጥቓ በትጽሕፈት ፕረዚደንት ኣብ ዝርከብ  መንግስታዊ ጋራጅ ሓላፊ ናእሽቱ መካይንን ጋዝን ዝነበረ ወዲ-ረድኢ ዝተባህለ ሓላፊ መበል 13 ርእሱ ብምልካዊ  ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ‘ዚ ተኣሲሩ። ምኽንያት ማእሰርቲ ናይቶም ግዳያት ብንጹር ኣይተፈልጠን። ጽኑዕ ሓለዋ ኣብ ኣስመራ ካብ ትማሊ ረቡዕ 11 ሕዳር

READ MORE

ከምቲ ኩሉ ዝፈልጦ፡ ኣካል ወዲሰባት ብተፈጥሮ ካብ ዝተፈላለየ ውሽጣዊ መተሓንቲን፣ ደጋዊ ክፍሊ ኣካላት ተዋዋሂዱ ዝተሃንጸን ዝቖመን ብምኻኑ ከም ሐደ ጥርኑፍ ኣካል ዝሰርሕ ፍጡር ይገብሮ። ንሰብ ከአ ፉሉይ ባህራዊ ኮነ ደጋዊ ገጽታ ረኺቡ ክልለ የኽእሎ። እንተኾነ ብዘይ ፈሳሳዊ ደምን ማይን፣ ከም’ውን ኣየር ብውሽጡ ምንቅስቃስ ንሙሉ ኣካል

READ MORE

                                                  ኣይትንብዒ ሃገረይ ሃገረይ፡ ዘለኽዮ ቦታ ርሒቁኒ ወንጭፍ ዘየርክቦ ዳርባ እምኒ ስግር ባሕሪ ሰፊርኪ ምርኣይኪ ኣጊሙኒ ኣእዳውኪ ስደድለይ መደያይቦ ክኾነኒ፡   ክምለስ’የ ሃገረይ ምሳኺ ክነብር ኣብ ባይቶ ዓደቦ ቃልኪዳን ክኣስር ስድራቤት ክምስርት ክወልድ ክዝምድ  ንብዓትኪ ክደርዞ ጓሂኺ ክእብድ፡   ሃገረይ ኣይትንብዒ ክምለስ’የ ዕላልኪ ኣይመነኹን ካባኺ ክፍለ ኣይመረጽኩን ኣይፈተኹን ብጽምዋ ተወሪስኪ ወላድ መኻን ክትኮኒ ኣይጨከንኩን ብዘይካ ንዓኺ ካልእ ኣየፍቀርኩን፡   ሃገረይ፡ ጸልማት

READ MORE

ሎሚ ንወደብ ዓሰብ ጽባሕ ንዓና ንደቅሰብ Tesfamariam Wel. 10/11/2015 Norway   ሃገርና ናብ ዋጋ ዕዳጋ እናኽደት ዓሻ ህግደፋዊ ብኮቦሮ ይጻወት ዘይግድሶ ዋላ ህልም እንተበለት ኣማዕድዩ ይሪኢ ዓሰብ ናተሸጠት   ተቐኒና ብዙሕ ተኣምር ክንሪኢና ይቀራረብ እዩ ዘሎ ክሸጣ ሃገርና መሬትና ንባዕዳውያን ከረክበልና ንዓና ባራዩ ናይ ዓዕራብ ክገብረና ኢሰያስ ክፍኣት ጥራዩ ዝሓልመልና   ብግዲ ከም ንገድፋ ንፈትዋ ሃገርና ንዝተረፍና ብዝደለዮ ዋጋ ክሕርጀና እንስሳ ምበር ከም

READ MORE

ተመስገን ፌጋቶ ያኢ ጽላል ክትኮኖ ተጎዝጒዙ ኣባኻ መታን ክገላገል ካብ ናይ ጭንቀት ካባ ናባኻ እንተሃደመ ናባኻ ኣብ ጥርሙስ ሕነ ሓፋሽ ፈዲኻ ኣቢልካዮ ሕምስ ርምስ ኣባኻ ተሓብኡ መሲልካዮ ዋልታ ደም ጀጋኑ ረሲዕዎ ከምዘሎዎ ዒሕታ ፍርቂ ዘመን ኮይኑ ድቃስ ካብ ዝስእን ደም ንጹሃት ኣሕዋት ከሊእዎ ምቅሳን ኣንታ መስተ ሰለይ እንዳበልካ ፈጢርካሉ ረጽሚ ዘራይ ሓፋሽ ዄንካ ክዒኻሉ ስሚ ካብ ሓይሊ

READ MORE

IMPORTANT NOTICE: "Due to overwhelming interest from the public, the venue of the concert has been changed to Profile Event Center at 2630 University Avenue SE Minneapolis, MN 55414 to accommodate more people expected to attend the event.  For any question please contact Semere 651.336.7316 | Tekel 651.274.3988 | Yohannes 612.250.8308 Snit hosting committee ኣገዳሲ ሕበሬታ፥ ብዝሒ ተስተፍቲ ኣብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ቕንያት ‘ዚ ባጤራ ናቕፋ ብሓዱሽ ወረቐት ክቕየር ምዃኑ ድሕሪ ምእዋጁ ኣብ ህዝቢ ተፈጢሩዎ ዘሎ ሸገርገር ብኢሱ ኣብ ዝለዓለ ጥርዚ በጺሑ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ ዜና ከምዝጠቐስናዮ፣ እቲ ስርዓት፣ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ፣ ሓደ ውልቀሰብ 20 ሽሕ ናቕፋ ጥረ ገንዘብ ጥራይ ክቕይር ከምዝፍቀደሉ

READ MORE

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ስጳኛ ሃገሩ ከም ናይ መጀመርያ ስጉምቲ፣ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊቶም ኤውሮጳ ዝኣተዉ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያንን ሶርያውያንን ስደተኛታት ንምጥያስ ተቐሪባ ምህላዋ ምግላጹ ኣሾሼትድ ፕረስ (AP) ሓቢሩ። ንሱ ስጳኛ ነቲ ሕብረት ኤውሮጳ ነቶም ድሮ ኣብ መሬት ኤውሮጳ ኣትዮም ዘለዉ ስደተኛታት ናብ ኩለን ሃገራት ንምምሳሕ ንዝወሰዶ ውሳነ

READ MORE

ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ብህሰምን ጭቈናን ክግረፍ ካብ ዝጅምር ኣይወሓደን ርብዒ ዘመን ኣቝጺሩ ኣሎ። ኣብዚ ርብዒ ዘመንዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ደገ ዘካየድናዮ ተቓውሞ እንታይ ኣፍርዩ ኢልና ምስ እንሓትት ግን በቲ ዝድለ መጠን ከም ዘይኮነ ርዱእ ይመስለኒ። ምኽንያቱ ዛጊት ክግበር ዝጸንሐ እዚ ዝስዕብ’ዩ። ክንገብሮ

READ MORE

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽቡቕ ዝምነ ህዝብና ጽቡቕ ከም ዘይተፈደየ ብመጠኑ ዳህሲስና። እዛ ዓለም ብምህለላን ልመናን በጃኻን ዘይትምእዘዝ ምዃና ንዓመታት ብዝወርዶ ዝነበረ ወራራትን ብደቀይ ዝብሎም ዝነበረ ዝወርዶ ዘሎ ዝመረረ ግፍዕን ክፈልጥ ተገዲዱ። ንቱርክ፡ ግብጽ፡ መሳፍንት ትግራይ፡ ጥልያን ከከም ኣመጻጽኣኦም ይምክቶም ከም ዝነበረ ካብ ታሪኹ ክፈልጡ ዝኸኣሉ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሓድሽ ናቕፋ ከተኣታቱ ድሕሪ ምእዋጁ ኣብ ህዝቢ፣ ብሕልፊ ድማ ኣብ ሰብ ገንዘብ ዕግርግርን ሕንፍሽፍሽን ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ኣብዚ ዝሓለፈ ሓያለ ዓመታት፣ ቁጠባ ኤርትራ፣ እቲ ስርዓት ብቐንዱ ካብ ዘዋፈረን ትካላት ህግደፍ ጀሚርካ ክሳብ ውልቀ ነጋዶ ዝዋስኡሉ ናይ ኮንትሮባንዳ ቁጠባ ኮይኑ ስለዝጸንሐ፣

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ «ሓሚሙ ዶ ተጸሊሉ» ዝብል ወረ ኣብ ከም ፈይስ ቡክ ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገኒኑሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ኤሪ ቲቪ ትማሊ ንኢሳይያስ ብዝምልከት ዝዘርግሓቶ ብደረቕ ስእሊ ዝተሰነየ ዜና ነቲ ፈኸም ክብል ዝቐነየ ወረ ላምባ ወሲኹ ዘብእስ ኮይኑ ተረኺቡ። መደበር ቴለቭዥን ናይቲ ስርዓት፣ ኣብ ናይ ትማሊ

READ MORE

ኣብ ኤውሮጳ ብሰንኪ ስድተኛታት ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ከይብእስ፡ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ድሌት እንተለዎ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸቕጢ ክገብር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣዘኻኺሩ፡፡ ንሱ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠይቕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ሃገሮም ንዝሃደሙ ኤርትራውያን ኣብ መዳይ ትምህርቲ፡ ስልጠና ከምኡ እውን ኣብ ስራሕ ምምዳብ ከም

READ MORE

እወ! ሓቂ’ዩ፡ ስዓት ንመገሻ በጺሑስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ይሽባሸብ አሎ። እንተኾነ ነዚ ናይ ህዝብናን ሃገርናን ኣደራዕ ብናይ ሓንቲ መዓልቲ ምትእኽኻብ ዝፍታሕ ኣይኮነን። ንነዊሕ እዋናት ክንዕዘቦን ክንዛረበሉን ዝጸንሓና ሽግር ብዘይ ጥርኑፉን ድልዱል መሪሕነት፡ ናይ ህዝቢ ተቋውሞ ጥራይ መዕለቢ ፍታሕ ከምጽእ ኣይክእልን፤ ኣይከኣለን’ውን። ቃልሲ ብዘይ ዋና፥ ኣለይን

READ MORE