Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሕጂ’ውን ዝራብዕ ኣይለምልም መንእሰይ ኣይሳለም!!               28-04-14፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ። ሓንቲ ሓጻር ነገር ንምባል ኢየ ነዚ ኣርእስቲ ተመሊሰዮ። ኩሉኹም ዝበልኩሞ ብንጹር ተረዲአዮ ክኸውን እትስፎ። “ጭሩስ ብዓቕማ ትሕጎም”፡ ከምዝባሃል ሎሚ እንተተባሃሃልና ንዝሓሸት ጽባሕ’ምበር ሰዓርን ተሳዓርን፡ ረታዕን ተረታዕን ኰንና ክንፈ ላለ ኣይኮነን። ብመሰረቱ ሓሳብ ንሓሳብ ክጋጮ ዘድልየሉ ምኽንያት

READ MORE

   ታደሰ ኪዳነ!   ናይቲ መድፍዓጂ ቀዳድ ድርዒ ታንኪ በጦሎኒ ፍትሒ ደሃዩዶ ኣሎኪ? ዋላ ሓደ ይኹን ካብዞም ሰራዊትኪ ጸጸር ካብ ምድርባይ እንተ በዂሩኪ ደሃዩ ግበሪ ኣሰና ቀልጢፍኪ!                ደምበ ደላይ ፍትሒ’ወ ህዝባዊት ኣሰና              ደሃዩዶ ኣሎኪ ናይ ቃልሲ ብጻይና?              ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ድሮ ልደትና              ሕማም ኣውራጃነት ምስ ኣስተምሃረና              ኣዋርሕ ሓሊፉ ካብ

READ MORE

ምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ                                                          ርግጽ’ዩ ህዝቢ ኵናት ኣይደልን’ዩ። ‘ሃየ ተወረርካ!’ ብምባል ከም ዝዋጋእ ክትገብሮ ግን ቀሊል’ዩ። ሓንሳብ ኵናት ምስ ተጀመረ ድማ ነቶም ኵናት ዝቃወሙ ሰባት ከም ትሕተ ሃገራውያን ተጸልሞም።                                                                                  ሄርማን ጐሪን ኣባላት ባዶ ትሽዓተ ምስ ተኣስሩ እንዳ ወንጀል ከም ስርዓት’ያ ተበጽቢጻ። ኣነ

READ MORE

ማሕበር ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ብ ቐዳም 26 ሚያዝያ ኣብ ኣትላንታ ኣብ ዝተኻየደ ልዕሊ 500 ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ ዝተሳተፉዎ ማዕከን ገንዘብ ናይ ምስሳን (ናይ Fundraising Raising) ዕዉት ምሸት ልዕሊ 63 ሽሕ ዶላር ገንዘብ ክዋጻእ ከሎ፣ ህቡብ ድምጻዊ ወዲ ትኳቦ ከኣ ድሙቕ ምርኢት ከምዘቕረበ

READ MORE

ቀዳማይ ሚኒስተር ደቡብ ኮርያ Chung Hong-won ብስንኪ ‘ቲ ብ 16 ሚያዝያ 476 ተማሃሮን መማህራንን ጽዒና እናተጓዕዘት ሓደጋ ገጢሙዋ ድሕሪ ምጥሓላ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ተመሃሮን መማህራንን ናይታ ሃገር ዝወረደ ሞትን ምጥፋእ ሃለዋትን ብወለንታኡ ካብ ስልጣን ከምዝተሰናበተ ማዕከናት ዜና ደቡብ ኮርያን ዓለምን ሎሚ ገሊጸን። በቲ ናይ መርከብ ሓደጋ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝ : ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ሓቢርካ ንምምካትን : ከም ኤርትራውያን መንነትናን ክብረትናን ዝኽበረሉ ብሓድነትና ስለ ዝኾነን ስለዝረጋገጽን ንዕለት 04/05/2014 ንመላእ ኤርትራዊ ደለይ ፍትሒ  ዘስትፍ ክፉት ኣኼባ ስለዘለና ኩሉኹም : ዝተወደብኩምን ዘይተወደብኩምን ብዉልቂ ይኹን ብዉክልና ክትሳተፉ ንዕድም :: [gview

READ MORE

እቲ መብራህቲ ምስ ወሰዱዋ ኣቋሪጹ ዝነበረ ጓይላ ናይ ጎረቤትናውን ብኡ ንብኡ ስለ ዝጀመረ፡ ‘እሞ በሉ ኣቦይ ቀኛዝማች መዓረይ፡ ኣነስ ክገድፈኩም፡ ኣብዛ ጓይላ ቅልቅል ኢለ ክመጽእ፡ ንስኹምውን ኣብ መገዲ ውዒልኩም ደኺምኩም ኢኹም ዘለኹም እሞ ኣዕርፉ፡ ጽባሕ ከነዕልል ኢና።’ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Mesinas_Qenezmach_3rd.pdf"]  

READ MORE

ካብ ኣስመራ ተበጊሶም ብሞልቍ ሓሊፎም ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ፣ ወዲ 8 ዓመት ምኪኤል ክብሮም ሓብቱ ጓል 12 ዓመት ዮርዳኖስ ክብሮም ከምኡ ‘ውን ኣኽበረት ፍረዝጊ ዝተባህለት ጓል 25 ዓመት ኣሞኦም፣ ወላኹ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሬሳኦም ብኣራዊት ተበሊዑ ከምዝተረኽበ ምንጭታት ሓቢሮም። መንነት ናይዞም ንኽልተ ኣዋርሕ ደሃይ ኣጥፊኦም ዝጸንሑ

READ MORE

Fetsum: Light inside the darkness of the Vaccaroian movement of unification; Part I Narrative: I will discuss brother Vaccaro’s latest message by assenna on April 20, 2014 (ሃገራዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ካብ ሓውኹም ካቫ. ዶክቶር ተወልደተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ)) in two parts. There is only one reason that agitated me to share my opinion on his message in Assenna: It sounds very

READ MORE

ዝራብዕ ኣይለምልም፡ መንእሰይ ኣይሳለም።                23-04-14፡ ኣቐዲመ ንብሙሉኡ ህዝብናን ሃገርናን ርሑስ ፋሲካ ክኾነልና እምነ። ፈጣሪ ነዛ ዓለምና ሰላም ከውርደላ’ውን ምሒር እጽሊ ። ቀጺለ ከምሓደ ኣረጋውን ኣማኒ ኦርቶዶክስን ፍትሓተ-ጾመ-ልጓም ንምጽምባል ኢለ ቤተ-ክርስትያን ክስዕም ምስከድኩ ብ ዛዕባ ዘጓነፈኒ ከዕልለኩም ብምንቃደይ ምክትታሉ ናትኩም ይኹን። ካብ ብዓርቡ ኣትሒዘ ነቲ ስነ-ስርዓት ስለዝቐነኹሉ ከም

READ MORE

ብሳልሕ “ጋዲ” ጆሃር ትርጉም፡ ማሕሙድ ሳልሕ መእተዊ፡ እዛ ትስዕብ ጽሕፍቲ ሓው ሳልሕ “ጋዲ” ጆሃር ነቲ ብመጋቢት 29፡2014 ብስም “ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-መታሕት” ኣብ ለንደን ዝተጋብአን ዘውጸኦ መግለጽን ኣመልኪቱ ብእንግሊዘኛ ዝጸሓፎ ርኢቶ ትርጉም እያ። እቲ መበቆላዊ ጽሑፍ ብሚያዝያ 17፡2014 ኣብታ ንሱ ዝመስረታን ዘካይዳን ዓዋተ.ኮም (Awate.com) ኣውጺእዎ። ብእንግሊዘኛ ክተንብብዋ ንእትደልዩ ኣብዚ

READ MORE

‘ኣብቲ በረኻ ግን እኮ እዞም ተጋደልቲ ኣቦይ ቀኛዝማች፡ ብሓንቲ ክዳን’ዮምይናበሩ ኔሮም!’ ደገምኩ ኣነውን ባህሊ በረኻ'ዩ ንምባል። “ችላ ስቕ በል! በዛ በረኻትብሃል ዘረባ’ኮ መዓንጣ ከብድና ወጺና! ካን እቲ በረኻ ቅድሜና፡ ቅድሚ ወለዶምዝፈለጡዎ መሲሉዎምሲ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Qenazmach_Mesinas_2.pdf"]  

READ MORE

ሃገራዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ካብ ሓውኹም ካቫ. ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ)  ክቡራት ኤርትራውያን ኣቦታትን ኣደታትን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ መንእሰያት ደቅናን ብሓባር ኣቐዲመ ዝዓዘዘ ሰላምታይ የቕርበልኩም። ኣስዒበ ነዚ ህጹጽ መጸዋዕታ ንኽትቅበሉኒ ብትሕትና ይላቦ። እዚ ህጹጽ መጸዋዕታ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዲክታተራዊ ስርዓተ- ኣልቦ ዝኾነን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ

READ MORE

The mysterious breakaway of the Eritrean former pilot, Dejen Andehishel, from high-security prison in Asmara (Carchelli) and his subsequent disappearance is still unresolved and a matter of great concern to the senior security authorities in Asmara according to demo.archive.assenna.com sources from Eritrea. After more than one

READ MORE

ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ምኽንያት ከም ዝዓረፈ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓንቲ ሰዓት ኢዩ ተረዲኡ። ተቐቢሩ ዝተርፍ ምስጢር ስለዘየለ፡ ውጩ ብሕማም ድዩ ዓሪፉ ወይስ ናይ ዓሊ ሰይድ ከኒና ኢያ ረኺባቶ ዝግ ኢልና ክንፈልጥ ኢና። ልዕሊ ሞት ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ገዳይም መራሕቲ ግን፡ ሃገር ብምልእታ ትመውት ከም ዘላ

READ MORE

ብቀዳምነት ንብሉእኩም አምበብቲ ፤ ምስጋናይ ክገልጸልኩም ይፈቱ። ብዝሃብኩምኒ ርእይቶታት አምቢበ ዕግበት ውን ፈጢሩለይ። ዝያዳ ክሰርሕን ፤ ብዓሚቑ ተገንዚበ ፤ ክቅጽልን ድማ ለብዋኹም ዳግማይ አይፈለየኒ። ዘለኩም ሓበረታ፣ ነቀፈታታትን ርእይቶታትኩምን ድማ ፤ ሃናጺ ስለ ዝኾነኒ፤ ሓደራ ከም ወትሩ ፤ ሃገዝኩም አይፈለይኒ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/ኤሪትራውያን-ካብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ-5ይ-ክፋል..pdf"]

READ MORE

ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15                                                       ንዓለም ረስዑዋ። ኣብዚ ህይወት ካልእ ትርጕም’ዩ ዘለዋ። እዛ ሃገር’ዚኣ መዓስከር’ያ።  ኣብ ናይ ጆግራፍ፡ ናይ ስነኣእምሮ፡ ወይ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ የላን። እዛ ሃገር’ዚኣ፡ እታ 99% ካብ ህዝባ ክነብዕ ከሎ ሓደ ሰብ ዝስሕቀላ ሃገር’ያ።                                                                                ኣለክሳንደር ሾልዘኒስቲን  4. ዓብደላ፡

READ MORE

ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልኩም እናተመነና፣ ብምኽንያት ኣውድኣመት ፋሲካ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለምን ኣብ ኤርትራን ንዘለዉ ቤተሰብኩም፣ ኣዕሩኽትኩም ከምኡ ‘ውን ብሓፈሻ ንህዝቢ ኤርትራ ብራድዮ ኣሰና መልእኽቲ ከተመሓላልፉ እትደልዩ ግዱሳት በቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ተለጢፉ ዘሎ ቁጽሪ ቴለፎን ክትድውሉልና ነዘኻኽረኩም። ራድዮ ኣሰና

READ MORE

መን’ዩ ጅግና ዝባሃል እቲ ኢዱ ዝሃበ ወይስ እቲ አብ ዕላምኡ ዝሞተ ? ሎሚ ንርእዮ ዘለና ቡዙሓት ሓለፍቲ ይሓልፉ አለዉ ብዘይ ቁምነገር ዝተቃለሱሉ ዕላማ ረስዔም ትማሊ ንሃገር ከምዘየገልገሉ ከምዘይሰርሑ ትማሊ ጀጋኑ ከምዘይተባሃሉ ሎሚ አገልገልቲ ናይ ውልቀሰብ ኮይኖም ዓገብ ከይበሉ ንሃገሮምን ንህዝቦምን ጠሊሞም ሑሱር ሞት ይመቱ አለዉ፡፡ አብዞም

READ MORE

“ኣንታ እንታይ ደኣ ኣብዚ ንበይንኻ ኮፍ ኢልካ!?” በለኒ’ቲ ንሓደ ሽማግለ ኣቦ መሪሑ ናብ ሳሎንና ዝኣተወ ሳምሶን ዓርከይ፡ ተገሪሙ ዓይኒ ዓይነይ እናጠመተ። ኣብ ነጸላ ገዛና፡ ሕሙም ዘበራብር ጓይላ እናሃመመ ከሎ፡ ኣነ ንበይነይ ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢለ ቲቪ ክርኢ ምስ ተዓዘበኒ፡ ተገሪሙ ዘቕረበለይ ሕቶ’ዩ ነይሩ። ‘ኣብኡ’ንድየ ጸኒሐ

READ MORE