Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን) ኣብ ሓቀኛ ዝኽርታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ዛንታ ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ሃለው ባሕሪ(2ይ ክፋል) በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ወዲኡ ነይሩ። “ድሕሪ’ቲ ናይ ሓለፍቲ መብርሂታት ናይ ብምልኡ ብርጌድ ኣኼባ ተኻየደ። ሓጻር መግለጺ እዩ ሂቡ። “ ብጾት ሕጂ’ውን ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና። ነዚ ኣብ ቅድምና ዘሎ ጸላኢ ጸራሪግና ከረን

READ MORE

ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዮውሃንስ ትካቦ “ወዲ ትካቦ” ንህ.ግ.ደ.ፍ. ራሕሪሑ ምስ ተቓዋማይ ህዝቢ ወጊኑ ከምዝነበረ ዝዝከር’ዩ። ንዝተረኽበ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ዕድል ብምጥቃም፣ ወዲ ትካቦ ጋሻና ኰይኑ ምሳና ክሓድር ተዓዲሙ፣ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝተቐበሎን ክመጽእ ምዃኑን ምስተረጋገጸ፣ ብኣሳናዳእቲ መደብ በዓል፣ ሰፊሕ ናይ ዕድመ መልእኽቲ ንህዝቢ ተዘርጊሑ ቀንዩ። ኤርትራውያን

READ MORE

ርሑስ በዓል ልደት 2014 ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንሓይልታት ምክልኻል፡ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ዓይነታዊ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ዝቓለሱ ዘለዉ ሓይልታት፡ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ይግበረልና ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ልደት 2014 ኣብ ኤርትራ ኣፍደገ ሰላምን ራህዋን

READ MORE

ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ ጨቆንቲ ፖሎቲካዊ ስርዓታት፡ ኣብ ልዕሊ

READ MORE

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ፡ ዶክተር ጽጋብ ምንቅስቓስ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (ስ.ኤ.መ.ለ. ሰሜን ኣሜሪካ) ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ከም ንጡፍ ኣባል፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ወርሓት ኸኣ ከም ኣቦ ወንበር  ኰይኑ ከገልግል ጸኒሑ እዩ። ንሱ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሓት ዘሳላሰሎም ንጥፈታትን መጻኢ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝቃለሱ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብ  ዓዲ ኢንግሊዝ ዝቖመ ማሕበር ተጋደልቲ፡ ትማሊ ቀዳም 04 ጥሪ 2013 ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ምስ ዝነብሩ  ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ብሙኻን ንዓመተ 2014 ጸምቢሉዋ። እቲ ብማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዝዓተዓደመ ናይ ድራርን ምዝንጋዕን

READ MORE

African migrants protest against Israel's new open-ended detention law Demonstrations in Tel Aviv prompt rare and strongly worded condemnation of policy by UN high commissioner for refugees Thousands of African migrants, many holding banners demanding freedom for compatriots jailed by Israel, have staged a protest in Tel Aviv

READ MORE

ልዕሊ 30 ሽሕ፣ ሓያለ ኤርትራውያን ርከቡዎም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል፣ ሎሚ ንጉሆ፣ ኣብ ተልኣቪቭ፣ እቲ ሓዱሽ ናይ ማእሰርቲ ሕግታት ክውገዝ፣ ብዓቢኡ መሰል ዑቕባኦም ክሕሎ ዝጽውዕ ዕዉት ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ፣ ኣብቲ ዕዉት ውዕሎ ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ንድምጺ ኣሰና ሓቢሮም። ጸጥታ ከኽብሩ ዝወዓሉ ፖሊስ እስራኤል፣ ኣብ ታሪኽ ናይዛ

READ MORE

    ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር   ኣብ ሳልሳይ

READ MORE

ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብ እስራኤል ንምኽባር፣ ኩሉ ዘድሊ ሕጋዊ ስጉምታት ንምውሳድ እጃምና ነበርክት። ኣብ ሃገረ እስራኤል ካብ ልዕሊ 60, 000 ስደተኛታት ኣፍሪቓውያን፣ ኣስታት 35, 000 ስደተኛታት ኤርትራውያን ምኻኖም ወግዓዊ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ገለ ግዝያዊ ናይ ስራሕ ወረቐት ዘለዎም ገለ ዘይብሎም እዮም። ኩሎም ግና

READ MORE

ሕድገት ዘይፍቀዶ ጥልመት! ዝሞተስ ይቕበር እምበር ኣይጽገንን “ካብ ሽሕ ቃላት ሓንቲ ስእሊ” ዝብሉዎ ብሂል መቸም መወዳእታ ዘይብሉ ኣብነታት ኢኻ ትረኽበሉ። ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት፣ ሓደ ኣበርካቲ ኣሰና ከም መሰነይታ ግጥሙ፣ ኣብ ሰድያ፣ ስደያ ብሰድያኡ ኸኣ ብዕንጨይቲ ኣውሊዕ ዝተሰርሐ ዘይኮነስ፣ እቶም እንተ ቆርበቶም ጸሓይ ከውቅዑ፣ እንተ ክፈዅሶም ምስ መሓዙቶም

READ MORE

ደምዳሚ ኣዋጅ ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ሳልሳይ ምዱብ  ኣኼባ ኣብ ታሕሳስ 21፤ 22፤ 28 2013 ዓ.ም  ኣካይዱ።  ሰልፋዊ ስርሓትን፤ ህሉው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ስርዓት ህግደፍን፤ ተራና፡ አብ ምቅልጣፍን ምውዳቕን ስርዓት ህግደፍ፤ ኩነታት ደንበ ተቓውሞን ኣተሃላልውኡን ገምጋምን ኣካይዱ። ኣብ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ጸረ ህግደፍ ምልዕዓላትን ቃልስታትን

READ MORE

እዞም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት እንርከብ ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ዓማጺ ስርዓት ንምቅዋም ብተፈላለየ መገዲ ሃገራዊ ጉቡእና ክንፍጽም ጸኒሕና ኣሎናን:: ሎሚ መቐጸልታ ናይቲ ንኣስታት ሓደ ዓመት ከነካይዶ ዝጸናሕና ኩሉንትናዊ ቃልሲ ካብ ዕለት 01|01|2014 ጀሚርና ብወግዒ ንእዉጅ ምህላውና ንኹልኹም ደለይቲ ለዉጢ ክንሕብር ንፈቱ:: ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ነዉሕን

READ MORE

ንኹሉኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ : እዋኑ እዋን ሓድነት እዩ : ነዚ መለኸት እዚ ክዉን ንምግባርን ኣብ ሓደ ንምምጽኡን ብኣቦናን ሓውናን ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ ) ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ክገብሮ ዝጸነሐ ሰሚናር መቐጸልትኡ ኣብ ዙሪኽ ንዕለት 04/01/2014 ዝተሓስበ ሰሚናር ብምምሕዳር ካንቶን ዙሪኽን ፖሊስ ዙሪክን ኣብ ዉዱእ ሰዓት ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ ጉዳይ ሎሚ

READ MORE

“ጎቦታት ጽንዓት” -ሃሎው! ሃለው! ሓለዋ፥ -ሓለዋ ሃለው… መን ክብል? -ንመን ትደሊ ኣለኻ ሓለዋ? -መን ኢኻ ንስኻ? -ንመን ትደሊ… ሓለዋ’የ ዝብለካ ዘለኹ? -ሐደ ካብቶም ጎቦታት ጽንዓት ደልየ ኣለኹ ብህጹጽ፥ -ንምታይ ደሊኻዮም? መን ኢኻ ንስኻ ትዳህይ ዘለኻ? -ዘድለየኒ ጉዳይ ስለዘሎ ቀልጢፍካ ኣራኽበኒ ግዳይ፣ -ስማዕ ናበይ ኢኻ ደዊልካ? ቁጽሪ ወይ ዓዲ ተጋጊኻ ከይትኸውን ኣታ ሓወይ፣ -ኣይተጋገኹን ኣታ ሓወይ፥

READ MORE

ኣቕዲመ እንኳዕ ፍሉይ ተስፋ ኣብ እነማዕድወሉ ልዳት ሓዲስ ዓመት ኣብጽሓና ክብል እፈቱ። ናይ ሎሚ ሓዲስ ዓመት ኣበዓዕላና፡ መጀመርያ ንስለ ዝኽሪ ኣማኢት ግዳያት ማያት ላምፓዱሳ፣ ኣብ ጐድኑ ዝህሉ ዝዓበየ ምኽንያት ከዓ፡ ጠንቂ ናይቲ ኩሉ ኣበሳታት ኮይኑ፡ ብቐጻሊ ኲናት ዕንወትን ሞትን፡ ጥፍኣትን ስደትን ዕለትዊ ህይወት ህዝቢ ጌሩ፡

READ MORE

ኣለዳ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 01-01-2014 ኣሓና ክወፍራ ወጋሕታ ኣለዳ ሮማዲ ክበልዓ ፋሕ ኢለን አብ ሜዳ ገዛ ይምለሳ እንዳበላ እምባሕ ሰቲኻ ዘይውዳእ ክንሕንፍፎ በራሕ……. (ትብል መዝሙር ነይራትኒ 1975)   ሕጂኸ? ተዓዊትና ንምለስ ዶኾን ንኸውን? ከመይ ዘይንምለስ ምምላስ ተበሉኹምከ!   ከመይ ዘይንምለስ እንዳበልና ዕሰል ስመር ጭሖና ንቃለስ ንመሰል ንኽእሎ’ኮ ኢና ከመይ ዘይንምለስ ኣይ ጀጋኑ እንዲና ደቂ ጥዑም ምለስ ሰብ ኣደራሽ ኢና ሰብ መደበ

READ MORE

ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመት ማሕበረሰብ  ከሎንን ከባቢኣን ድሙቕ  ዝኾነ  ባህላዊ ምሸት ብወናማት ዝኾኑ ደረፍቲ ዝተሰነየ ኣዳልዩ  ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ዕለትን ኣድራሻን ብኽብሪ ይዕድም  ኣሎ ። ዕለት    ቀዳም  4 January, 2014 ሰዓት     ካብ  ሰዓት  17,00 ኣድራሻ    Turm str.  3 -

READ MORE

ኣዋልድ በጠል እንትን ረአስክን ርፍዓሁ ማሕሙድ ሳልሕ ሓጥር ዘዓት ልብል፡ ጃእር ኢፈትያ ሓጥር ምስዳር ነስእ፡ ጋድር ኢረድያ በጠል ክፋያ ልብል፡ ወቆሉ ወድያ ገያድ ቀንጽ ወመርሕ፡ ስድት እግል ላ’ርህያ እቡክን ሓጥር ቱ፡ በጠል ቱ ወ ገያድ ኣቡክን ቀንጽ እት ፍዕል፡ ኣለቡ ኣትባራድ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/Mahmud_W-Ali.pdf"]       ም ቀርእዎ እንዴ ወዴኮ ካትቡ ሀሌኮ።

READ MORE

ባሩኽ ኣባ!                            ትፈልጦዶ?      31-12-2013። Welcome       ברוךהבא          !وسهلا أهلا   እግረይ ኣብ ሃገረ-እስራእል ክረግጽ ናይ መጀመርታይ ነበረ። ዝጸዓነትና እርቡናለ ናብቲ መቖሚኣ እናተጸግዐት በቲ ዝተጸ ጋዕኩዎ ጸጋማይ ወገን መስኮት ንግዳም ተቛመትኩ። ኣብ ል ዕሊ ናይቲ ሰጣሕ መንደቕ “ናብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተ ል-ኣቪቭ እንዃዕ ብደሓን መጻእካ” ዝብል ፍሩይ ጽሑፍ ተገ

READ MORE