ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ (ኤ.ማ.ኣ.ጽ.ሰ.ኣ) ጸዋዒት ልግሲ።
ሎሚ’ውን ከም’ቲ ናይ ተበግሶ ሕዳር 2008፡ “ክህብ ዝበለ ብንያት” ዝብል ጭርሖ ኣልዕሊና፡ ናይ ኣካለ-ጽጉማትና ንናይ 2011 ዓመታዊ ባጀት ንምርካብ ናብ ህዝብናን ለገስቲ ትካላትን ጸዋዒት ነቕርብ።