Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ሰብ ሕልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መበል 14 ዓመት ማእሰርቲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ለውጢ ክተኣታቶ ብዘቕረቡዎ ጻውዒት ኣብ ምስጢራዊ ቦታ ተሓይሮም ዝሓቁ ዘለዉ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፣ ሎሚ ንጉሆ 18 መስከረም ‘ውን ነቲ ትማሊ ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ ምልካዊ

READ MORE

ተራ ግሉጽነትን ነጻ ፕረስን ኣብ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ምእንትኡ ዝኽፈል ዋጋን                 ታደሰ ኪዳነ    በርሚንግሃም   ወርሒ መስከረም ኣብ ታሪኽና፡ ክልተ ዓበይቲ ፖለቲካዊ ለውጥታት ዝተራኣየላ ወርሒ ኢያ። ባሕቲ መስከረም 1961 ዓ. ም ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ጎነጽ ተሰጋጊሩ። 18 መስከረም 2001 ዓ.ም ድማ፡ እግሪ ክተክል ጀሚሩ ዝነበረ ትካላት

READ MORE

ሓንቲ ዓለም: ክልተ ዓይነት ኣተሓሳስባ ኣማኑኤል ሳህለ ክልተኣውነት (duality) ኣብ መንፈሳውን ስጋውን እምነት ከም መሰረታዊ ኣምር ኮይኑ ካብ ዚዝውተር ነዊሕ ዘመናት ሓሊፉ እዩ። ኣብዛ ዓለምና: ወድሰብ ክልተ ገጻት : ማለት ስጋውን ነፍሳውን ባህርይ ከም ዘለዎ ዚኣምኑ ውሑዳት ኣይኮኑን። ገለ ግን: ኣይፋልን ወድሰብ ሓደ ተፈጥሮኣዊ ባህርይ ጥራይ እዩ

READ MORE

ማሰ!!!! ማሰ!!! ማሰ!!!! ደሚሒት!!!!!!! ሔዚ!!!!! ዲንቒ!!!!!!!!!!!!!!!!!   ኣይተ ኢሳያስ ወዳጀ ግርማ!! ወዳጀ ዕጥቂ ንኩናትዶ!! ይስነቕ በራሚል ኣረቂ ብዘይ ሕድገትዶ! ይመጽእዩ! ዕርቂ ሓሶት እንተተደመረ!! ኣይኸውን ሓቂ ስርዓት ሸፍትነትኩም! ፈኾሰ ካብ ጨርቂ ስራሕኩም! ኮነ ሓሶት! ምስ ስርቂ ሃገርና ገበርኩማ፡ ናይ ውላድ ድርቂ።   ወዮም ዞምደሚሕት፡ እጢ መሓዛኹም እዚ ኣይተ ሞላ! ወዲ ኣይተ ኣስገዶም ኣብ ኣስመራ ዝምጨን ኣብ ማእከሎም ንጀነራላት ኤርትራ ብዓይኑዩ! ዝኾሎም ድምብርጽ!

READ MORE

ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ስእልታት እሱራት ፖለቲካን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ዝተለጠፎ ማልያ ዝወደዩ ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ንጉሆ 16 መስከረም፣ ንመበል 14 ዓመት ምሕዩር ግዳያት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምኽንያት ብምግባር ሃንደበት ኣብ ማዕጾን መናድቕን ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ስእልታት ግዳያት ብምጥቃዕ እቶም ናይ ፖለቲካ

READ MORE

ኣብ ዱባይ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ስልጠና ሓይሊ ኣየር ክወስዱ ካብ ዝጸንሑ 15 ኤርትራውያን መንእሰያት፣ እቶም ሰለስተ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምርሕራሕ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እቶም ንሰለስተ ዓመት ዝተዋህቦም ስልጠና ገዲፎም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ሲራክ ቴድሮስ፣ ኣቤል ገብሪሂወት፣ ኣማን ዝብሃሉ ልዕሊ 22 ዓመት

READ MORE

ኣብ ከተማ ዮተቦርግ (ሽወደን) መበል 54 ዝኽሪ  በዓል ሓደ መስከረም: ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን: ዝኽሪ እሱራትን ብዕለት 12 መስከረም ብድምቀት ከቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኣባላት ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርግን ከባቢኣን፣ ሓደስቲ ስደተኛታት ኤርትራውያንን ዕዱማትን ዝተረኸብዎ ጽምበል ቃል ኣቦ መንበር ብርሃነ ኪዳነን 

READ MORE

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ "ኣንታ እንታይ ወረደና " ጥራሕ ዘኮነስ “ ገለ ዝፈጸምናዮ ናብዚ ሃለዋትና`ዚ ዘብጸሔ ዘንቢ/ሓጥያት ደኣ ከይህሉ?! " እናበሉ ዝሓስቡን ዝዛረቡን ውሑዳት ኣይኮኑን።ዝኾነ ኾይኑ ክሳድ ሒዝና ንምጽናሕ ዝኣክል፤ ክፉእ እናረኣኻ ሕማቅ እናሰማዕካ ዓገብ ዘይምባል ንባዕሉ ዓቢ ሓጥያት ምዃኑ ርዱእ ክኸውን ኣለዎ።   ካብቲ ዓገብ ዘይተባህሎ ናብዚ ሃለዋት

READ MORE

ብ ወልደ ተወልደ 13 መስከረም 2015 ሰላም  ማለት  እንታይ  ማለት  እዩ ? ዕርቂኸ  እንታይ  ይመስል ? ናጽነትን ሓርነትንከ ሐደ አካል ድምዮም ወይከአ ነንበይኖም? ነዚኤን ሕቶታት ናይ ግድን ክምለሳ አለወን እንተዘይኮይኑ ዓቢ ሽግርን ጸበባን አብ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነስ አብ ምሉዕ ዓለም ክበሀል ይከአል፡፡ ሰላምን ዕርቅን  ሰላም ትብል ቃል ካብ ብዝሒ

READ MORE

ኣባላት መሪሕነት ኤምዲሰመ ዝርከብዎም ወ/ሮ ኣድያም ወልዳይ፡ ኣቶ ኩሉብርሃን ኣብርሃምን፡ ኣቶ ኢያሱ ዓንደማርያምን "ብድሆታት ንምትካል ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ደቡብ ኣፍሪቃ (UNISA) ብዕለት 10 መስከረም 2015 ክፉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዶም። ኣብዚ ብ "WIPHOLD-Birgalia Bam Research in Electoral Democracy" ዝተወደበ ሰሚናር ሓያለ

READ MORE

ሰሚናር - ዙሪክ ብምኽንያት 18 መስከረም ጅምላዊ ማእሰርቲ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ሓባራዊ ራእይ፣ ስሙር ቃልሲ፣ ንናይ ሓባር ዓወት  ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣዕሩኽ ኣሰናን ስዊዘርላንድ፣ ንዘይሕጋውን ኣረሜናውን ማእሰርቲ ናይቶም ኣብ ሃገርና ቅዋማዊ መንግስቲ ክትከል፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተኣታትዩ ግዝኣተ ሕጊ ክሰፍን፣ ፍትሒ ክነግስ፣ ቅኑዕን እዋናውን ፖለቲካዊ ሕቶ ዘቕረቡ 11

READ MORE

ብቴድሮስ ኣብርሃም 13.09.15 1 ይ ክፋል ካብ ዕለት ናብ ዕለት ሓሳረ መከራ ኤርትራዉያን እንዳበኣሰ፡ ዋሕዚ ስደት ናህሩ እንዳቐጸለ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፡ ገለ ሰባት ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገር፡ ኣብ ምክልት ሕቶ ከእትውዎ ይርኣዩ። እቲ ምኽንያት፡ ከም ኤርትራ ዝኣመሰለት ንእሽቶን ሓዳስን ሃገር፡ ብኸምዚ ዝርአ ዘሎ ናህሪ፡ ዋሕዚ ስደትን ሞትን

READ MORE