Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብዚ እዋን’ዚ መብዛሕቶኦም እቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓዶም ገዲፎም ናብ ስደት ዘምርሑ ዘለዉ ሚልዮናት ኣህዛብ፡ ኣብ ሃገራቶም ሓድሕድ ኩናትን ናይ ካልኦት ሃገራት ግዳማዊ ጣልቃ ምእታውን ስለዘሎ’ዩ። ንኣብነት ሃገራት ሶርያ፡ ዒራቅ፡ የመን፡ ሶማል፡ ሊብያ፡ ኣፍጋኒስታን፡ ደቡብ ሱዳን እንተተመልኪትና፡ ቀንዲ ጠንቂ ሞት፡ መቁሰልቲ፡ ውሽጣዊ ምምዝባል፡ ስደት፡ ጥሜት፡

READ MORE

ትማሊ 08/11/2017 ነበርቲ ደለይቲ ፍትሂ ሲያትል ተቃውሞኦም ጀሚሮም። ኣብቲ ብርክት ዝበሉ ተሳተፈቲ ዝተረከብዎ ሰልፊ እዞም ዝስዕቡ ጭርሓታት ብምስማዕ ደለይቲ ፍትሂ ጠለባቶም ናብ መላዕ ዓለም ኣተሓላሊፎም፣ ጸብጻብ መርመሪት ኮሚሽን ንድግፍ WE SUPPORT THE REPORT OF UN COMMISSION OF INQUIRE ON HUMAN RIGHTS IN ERITREA Isayas must be tried for

READ MORE

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብ 5 ነሓሰ፣ ኣብ ለንደን ኣዳራሽ Initiatives for Change ብክብ ዝበለ ወግዒ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ኣኽቢሮም። ኣብቲ ንቓልሲ ናጽነት ኤርትራ ብኣካል ዘርከቡሉን ዝወዓሉዎ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልዱ ሓደሽቲ ወለዶን ከምኡ ‘ውን ወጻእተኛታት ፈተውትን ኣዕሩኽን ኤርትራ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፣ ንታሪኽ ሓርበኝነት

READ MORE

ወናም ኤርትራዊ ስነጥበበኛ መምህር ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ኣብ መበል 75 ዓመቱ ትማሊ ቀዳም ዓሪፉ። ብመሰረት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፣ ስነጥበበኛ መምህር ኣልኣሚን ብ 1942 ኣብ ኣስመራ ኣባሻውል እዩ ተወሊዱ። ኣብ ጃልያ መምህር ኮይኑ እናሰርሐ ኸሎ ድማ፣ ፈለማ ምስ ማትኣ (ማሕበር ትያትር ኣስመራ) ቀጺሉ ድማ፣ ምስ ማምሃል (ማሕበር ምምዕባል ሃገራዊ

READ MORE

ግዕዙይ ስርዓትን ተበላጺ ዜጋን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት'ዮም ምኽንያቱ እቲ ሓደ ብዘይትሓደ ትንፋስ የብሉን።  ግዕዙይ ስርዓት ዝልለየሎም ባህርያት ነዞም ዝስዕቡ የጣቃልሉ: ብቀንዱ፡ንስልጣን ንህዝቢ ከገልግለሉ ዘይኮነ፡ ውልቀ ረብሕኡን ስልጣኑን  ንክዕቅብ ንህዝቢ ብአልማማ ከም ባርይኡ ጊላ ጌሩ ክረግጾሉ ሂርድግ ይብል። ርእይቶ ምኽርን ለበዋን ህዝቢ ምስማዕ አይናቱን፡

READ MORE

ኣቦይ ኣድሓኖም ገብረኪዳን(ላንጋኖ) ! 15 መስከረም፡ 1925  30 ሓምለ፡ 2017 ዘለዓለማዊ ዕረፍቲ መንግስተ ሰማያት ይግበረልኩም!!! ነሓሰ 3፡ 2017 ጸሓይ ኣብ ምዕራባ፡  ክትጸንሓልካ እናደለኻያ ከም ትኽወለካ መጠን፡ ወለዲ`ውን ጣዕሞም እናመቀረካ ስለ ዝኸይድ፡ ክጸንሑልካ፡ ወረ ኪነብሩልካ ትደልዮም፤ ግን ዘይከኣል ኮይኑ እነሆ ንሕያዋይ ኣቦና ተገዲድና ነፋንዎም። እዛ ዘይተናሕሲ ቈጸራ ዘይትህብ ናይ መውዳእታ ጸዋዒትና

READ MORE

ሓደ ካብቲ ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣዋዲ ዘይብሉ ጥንቅላዕላዕ ክብል ዘኽእሎ ዘሎ ቀንዲ ረቋሒ፡ ህዝቢ ነቲ ኣብ ዝባኑ ተጻዒኑ ዘሎ ኣርዑት መግዛእቲ ንምድርባይ ንርሑቅ ዝጥምትን ፍልልያት ከጽብብ ብቅዓት ዘለዎ መሪሕ ክረክብ ስለዘይክኣለን ስርዓት ህግደፍ ንዝኾነ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ምዕይ ከይበለ ንምጭፍላቅ ሓያል ትካላዊ ኣሰራርሓን

READ MORE

ወላዲና ኣቶ ኣድሓኖም፡ ኣቦ ነቶም ካብ ኣብራኹ ዝወጻእና ጥራይ ዘይኮነ ኣቦ ኩሉ'ዩ ነይሩ፡፡ ብፍቕሩ፡ብሓልዮቱ ብብልሑ ብትብዓቱ ብጻዕሩ ዝልለ ኣቦ'ዩ ነይሩ፡፡ ኣብ 70ታት ነቶም ኣዘውቲሮም ኣብ ስርሑ፡ዝመላለሱ ዝነበሩ መንእሰያት ካብ ኢድ ጸላእቲ ዝተኻላኸለ፡ ዝሓብኤ፡ ዘህደመ ተባዕ ወላዲ'ዩ ነይሩ፡፡ ወላዲና ምስ ዓቢ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ንእሽቶ ምስኩሉ

READ MORE

From January to June 2017, UNICEF Eritrea worked closely with the Government and partners to provide children and women with access to nutrition, health, education, water, sanitation and hygiene and child protection services and support, as per UNICEF’s Humanitarian Action for Children (HAC) appeal. [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/08/UNICEF-Eritrea-Humanitarian-Situation-Report-as-of-30-June-2017.pdf"]  

READ MORE

  ንሕና ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ እንርከብ ኤርትራውያን፡ ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ንኹሉ ተጋዳላይን ህዝቢን ኤርትራ ዘስመረት፡ ዓቢ ታሪኻዊ ፍጻሜ ዝተራእየላ ሰሙን ብምንባራ፡ ብግዝያውነት ከም “መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ” ጌርና ኣብ ስደት ክንዝክራ ኣሎና ዝብል ተበግሶ ምውሳድና ዝዝከር ኢዩ። በዚ መሰረት፡ ዓሚ (2016) እታ ፈላሚት “መዓልቲ ሓርበኛታት

READ MORE

እምነ፡ ጸጽብቁ እምነ ሰላም ክረከብ ብፍትሒ ክዳነ ብምሽቁራር ከይስጉም ደኒነ ኣብ ገዛእ መሬተይ ክድቅስ ቀሲነ። ብልቢ እምነ፡ ኣብ መሬተይ ብኽብረት ክነብር ክወልድ ክዝምድ ከምቲ ንቡር ምስ ሞዛኖይ ብንእስነተይ ክዕንድር ንሰላም ክዝምር ወግዒ ሃገረይ ከስተማቅር።   እምነ፡ ዓዲ ዝወዓሉ ወለደይ ክጥውሮም ዓስቦም ክኸፍሎም ፍረ ጻዕሮም ኣለኹልኩም ክብሎም ኣብ ሕማም እርጋኖም ብንጥፈት ክዋሳእ ኣብ ሓዘን ሓጎሶም። እምነ፡ ብዙሕ’የ ዝምነ ግዱዕ ክሕግዝ

READ MORE

  መወከሲ ዝኸውን መዝግበ-ቃላት ደኣ፥ ኣብዚ ኣብ ቀረባ የብለይን እምበር፥ እቲ “-ዕርቂ-” ዝብል ቃል፥ ምስምማዕ, ምልዛብ, ምትዕራቕ, ምርድዳእ, ምቅርራብ ካብ ምባል ዝሓልፍ፥ ካልእ ትርጉም ክህልዎ ዝኽእል ኣይኮነን።  ብዝኾነ ብዘይ ሕድገት ዝብጻሕ ዕርቂ ግና የልቦን። ስለዚ’ዮም ዓደቦና’ውን “-ዝወለደ እንተለሓሰ፥ ዝበደለ እንተኸሓሰ፥ ኣባጅጎስ ክንደይኮን ምተሓጎሰ-” ዝብሉ። ብዘይ ንስሓን

READ MORE

እታ ብቡዛሓት ሃጸያት ተፈቲና ዘይተሳዓረት ቤተ-ክርስቲያን፥ ሕጂ'ውን ብሃጸይ ኣሥመራ ኣብ ከቢድ ፈተና ትርከብ። "ንማሕበረይ ኣብዚ ኸውሒ እዚ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይሕይልዋን እዮም" (ማቴ 16፤ 18)። እቲ ድንጋጸ ዘይብሉ ስርዓት ኣሥመራ፥ ብጉዳይ ፓትርያሪክ እንጠንዮስ ዓቅሉ ጸቢብዎ ከምዘሎ ካብቲ ዝገብሮ ዘሎ፥ ነቲ ልቢ ዘልዎ ከስተውዕሎ ዘጸግም

READ MORE

  ብመሰረቱ ደቂሰባት ውይ ውድባት ወይውን መንግስታት ኣብ ዓለም ካብ ሕሉፍ ታሪኾም ክመሃሩ ግቡእ ኢዩ። ነቲ ጽቡቚ ክዕቅብዎ ነቲ ሕማቕ ድማ ክመሃርሉ ናይ ግድን ይኸውን። ካብዚ ሓሊፉ፡ ወግሐ-ጸብሐ፡ “እዚ ዝፈጸምኩ፡ እዚ ዝፈጠርኩ ኢየ” እናበልካ ዘላ-ኣለም ምፍካር ግን ንቕድሚት ከይትስጉም ልሙስ ኢዩ ዝገብረካ። ስርዓት ህግደፍ እውን ከም ግቡእ

READ MORE