Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሊብያ ምዓልታ ከይኣኸለ ዕሸል ዝተገላገለት ብዓልቲ ቤቱ ኣብ ቤትማእሰርቲ ብደም ዋሕዲ ድሕሪ ምዕራፋ ጓል ሸውዓተ ወርሒ  ሒዙ በቲ ጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማዕከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝሰገረ ሓይልኣብ ዝተባህለ ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ፣ ዘኽቲማ ዘላ ውላዱ ናይ ምእላይ ጸገሙ ሕማም ተደሪቡዎም ኣብ ከተማ

READ MORE

  መምህር ኢምባሳዶር ሙሓመድ ኑር ኣሕመድ ኣብ መዳ ሃገረ ኤርትራ ፣ ነቲ ርብዒ ክፍሊ ዘመን ዝወሰደ ፣ ገታኢ ዕንቅፋታት መዋጽኦ ንምርካብ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጽዑቅ ምምይያጥ ይካየድ ኣሎ ። ነቲ ኣብዚ እዋን ተረኺቡ ዘሎ መራኸቢ ሕብረተሰብኣዊ መስኖታት ድማ፣ ኤርትራዊያን ኣብ ገደብ ኣልቦ ፖለቲካዊ መስኖታት ቀይሮም ፣ ህዝቢ

READ MORE

ጀርመን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝርከቦም ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ጅርመን በጺሖም ምስ ሰበ ስልጣን ‘ታ ሃገር ድሕሪ ምዝርራቦም፣ ‘ምክልኻል ሰኣዊ ምሰልት ዶ ምሕጋት ዋሕዚ ስደተኛታት ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዘርግሐ ዓንቀስ ድምጺ ጀርመን፣ ዶቸ ቬለ፣ ጀርመን ንቅሉዕ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዋጋ ምዕጋት ዋሕዚ ስደተኛታት ሸለል

READ MORE

ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና፡ ህዝብን ሰውራን ከም ማይን ጸባን ኮይኑ ብሓባር ከምዝተጋደለን ንመግዛእቲ ኢትዮጵያን ደገፍቶምን ስዒሩ ዓወቱ ከምዝጨበጠን ኩሉ ዜጋ ዝሰማምዓሉ’ዩ። ድሕሪ ናጽነትና ግን፡ እቲ ብዓውታን ብኽቱር ታሕጓስን ኣብ መላእ ኤርትራን ዓለምን ስምዒታትና ዘንጸባረቅናሉ ናጽነት፡ ብሰንኪ ህግደፍ ኩሉ ኣንጻር ድሌታትናን መንነትናን ተቀይሩ። ካብ ጽባሕ ናጽነት

READ MORE

ብምኽንያት 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ኹሉ፣ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፣ መበል 55 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ክንዛተ ብዝገበርኩምለይ ዕድመ ንመንእሰያት ኮቨንትሪ ኣዝየ አመስግነኩም። 55 ዓመት መቸም ዳርጋ ካብ ኩላትና እዞም ኣብዚ ተረኺብና ዘለና ኣሕዋት ይዓቢ ይኸውን። ምስኡ ካብ ሃገርና

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብምኽንያት መበል 55 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ትማሊ ቀዳም 3 መስከረም ምስ መንእሰያት ኮቨንትሪ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፣ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ንኹልና ኤርትራውያን ብቕሉዕ ዝረኣየና እዋናዊ ፖለቲካዊ ቅልውላው፣ ውልቀመላኽነትን ሕጊ-ኣልቦነትን ‘ኳ እንተኾነ፣ ነዚ ኩነታት’ዚ ንምቕያር ዘሎ ሓፈሻዊ ድሌት ግብራዊ

READ MORE

ብዛዕባ ንቤተክርስትያን ተዋህዶ ገጢምዋ ዘሎ ፈታኒ እዋን ናብ ህዝብና ተብጽሕዎ ዘሎኹም መልእክቲ ምስጋናና ወሰን የብሉን። ግን ብኣካል ኣብ ኤርትራ ስለ ዘየለኹም ገለ ሓበሬታታት ውልቀ ሰባት ዝህብዎ ጌጋ ሓበሬታ ከይከውን ንምእራም እየ እዚ ዝሰደልኩም ዘሎኹ። እዚ ቃል እዚ ኣብቲ ዕርቂ ካብ ዝተሳተፉ ሰለ ዝኾነ ከም ዘለዎ ቃል ብቓሉ

READ MORE

  ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም-ዝበሃል፥ እዚ ሕጂ ዘሎናዮ ግዜ’ውን፥ ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ተደጋጊሙ ዝዝረብሉ እዋን ኮይኑ እንተ-ተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን። ከመይሲ ብዛዕባ’ዛ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያን እዚኣ፥ ብዙሕ ይበሃልን ብዙሕ ይግበርን ስለዘሎ’ዩ። እቲ ጉዳይ ንዕዓ ዝምልከት ከም-ምዃኑ መጠን፥ እቲ ጸገማ ባዕላ ክትብሎ ዝግብኣ’ኳ እንተነበረ፥ ዝኾነ ክትብል ግን መሰል ዘለዋ

READ MORE

(English version at the bottom) ከም ዝፍለጥ ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ብስም ምቅያር ባጤራ፡ ኩሉ ኣብ ኢድ ህዝቢ ዝነበረ ገንዘብ ናብ ባንክታት መንግስቲ ከም ዝኣቱ ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ ገንዘብ ህዝቢ ርኡይ ዝምታ ተኻይዱ ዩ ። ባንክ ኤርትራ ኣብ እዋኑ ከም ዝሓበሮ 40 ሚኢታዊት ካብቲ

READ MORE

መግለጺ ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ባሕረኛታት ኤርትራ ዝቆመ ኮይኑ ኣውራ ድማ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንዝርከቡ ዝሓቆፈ እዩ። እዚ ማሕበር'ዚ ሓድሓድ ተመኩሮን ፍልጠትን ዝልዋወጥ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ስብ ዝነጥፍ ነጻ ማሕበር እዩ። ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ራእዩ ዘለዎ ኣብ ምፍራይ ብቁዓት ባሕረኛታት ዝቃሳእ፡ ኣብ ዓለም

READ MORE

ምብህራር ጥራይ ድዩኸ! እንታይ ዶ ተሪፉዋ’ዩ እዛ ሃገር! ናብ ዓባይ ቤት ማሕቡስ እንዲያ ተቐይራ ዘላ! ኣብ ዝሓለፍካዮ እንዳ ግፍዒ እንድዩ ዝጸንሓካ! ኣብ ወጻኢ ዘሎስ ኢሳያስ ናብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ግፍዒ ሰሚዑ’ዩ ዝብህርር ዘሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዉ ግን ሃብቲ ሃገር ክዝመት ስለ ዝርኢ ዝገብሮ

READ MORE

ዛዕባ  ሰሚናር፡ ሓባራዊ ዕላማታትና ንምዕዋት ጻዕርታትና ነወሃሃድ  ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሓበሬታ- ኣብዚ ሰሚናር ኩሎም ወከልቲ ፖሊቲካዊ ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራትን፡ ናይ መራኸቢ ብዙሃን ትካላትን ሰሜን ኣመሪካ ክርከቡልና ተዓዲሞም ኣሎዉ፡፡ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ- EUDC) õሕማምና ቀሊዕና ፈውሲ ነናዲ፣ ብሓድሽ ናይ ቃልሲ ወኒ ህግደፍ ነንዲ! " ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ሰነድ ምስክር ሞት፡ Death certificate.           01.09.16 “ካብ ፈተውተይ ድኣ ሓልወኒ’ምበር . . . . ወርሒ መስከረም ክትዝከር በቲ ሓደ ኣብ ቃልሲ ንዘበርከተቶ ኣስተዋጽኦ ንዝምልከት፡ በቲ ካልእ ኣባ ብርሃን፡ ብብርሃን ሽግ ደሚቑ ብዓጓን ብጠጎጓን፣ ብጢጡን ጥራጡን እናተማዘወ ቁራዕ ሓምሊ ወጺኡ ጋዓት ጠስሚ ከምዝቐረብ ዘበስር ዜና ተስፋን ዜማን ይቃላሕ።

READ MORE

  ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት - 11/09/2016 ዝካየደሉ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላልዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ክገዝእዎ’ኻ እንተጸንሑ ንመግዛእቶም ኣሜን ኡሉ ተቀቢሉዎ ኣይፈልጥ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሕንብርቶም ኾይኑ ዝተፈላለየ ናይ ተቃውሞ ቃልሲ ከካ ካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ድማ ምረት መግዛእቶም እናከፈኤ ምስ መጸ ብዝርዳኦም ቃንቃ ቃልሲ እንቢታኡ ንምግላጽን ተቃሊሱ መሰሉ ንምርግጋጽን መስከረም ሓደ 1961 ዕጥቃዊ ቃልሱ ብጅግና እድሪስ ሐምድ ዓ ዋተ

READ MORE

09/01/2016 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)   ኤርትራ ሃገረይ ደንደስ ባሕሪ ንጸላእቲ ጠሓሒራ ነብሪ ክንዲ ትሕፈርስ ትድፈሪ ትወልድዮም ጀጋኑ ስብ ስረ ሰብኣይን ሰበይትን ማዕረ-ማዕረ ካበይ ድኣ ምጹ ብዓል ማእረ   ገለ ይደፍኡኺ ብሃይማኖት በድሑር ዝምባሌ ወገንነት ወግሐ ጸብሐ ስኢንኪ ቅሳነት ዶብ የብልናን ኢሎም ይዛረቡ ጽንሕ ኢሎም ብዶብ የሳብቡ ጸረ ሰላም ሓሶት ዝርብርቡ   ሓንሳእ የውርዱኺ ንዕዳጋ ሕሱር ክሸጡኺ ብዘይ ዋጋ ሃህ ምስ በለ ናይ ወራር

READ MORE

ካብ ቅድሚ 10 ዓመታት ኣቢሎም ብዘይ በደል ከም ፓትርያርክ ተዋህዶ ቤተርስትያን ካብ ዝነበሮም መዓርግ ብሓይሊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን መጋበርይኡ ዝኾኑ ኣባላት ሲኖዶስን ድሕሪ ምውራዶም ኣብ ናይ ገዛ ምሕዩር ዝርከቡ 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ፣ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ጸጥታ እቲ ምልካዊ ርዓትን ወከልቲ ሲኖዶስን “ብጌጋይ ተጣዒሰ” ኢሎም ክፍርሙ ዳግም ንዝቐረበሎም ሕቶ፣

READ MORE

ዓለምላኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን (ብኣሕጽሮ ዓለምላኻዊ ተበግሶ) ብነሓሰ 27, 2016  ልዝብ ምስ ደገፍቱን ኣባላቱን ዕውት ጉባኤ ኣቓኒዑ። እቲ ጉባኤ ብመንገዲ ዕላል-የዕሩኽ (paltalk) ከምኡ'ውን ብናይ ስልኪ ዘተ (teleconference) እዩ ተቓኒዑ። ተጋባእቲ ካብ ኩሉ ኩርናዓት  እዩም ተሳቲፎሞ። ንምጥቓስ ዝኣኽል ካብ ዴንማርክ፡ ስዊድን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ጀርመን፡ ሕቡራት

READ MORE

ብሞት ክቡር በዓል ቤተይ ኣቶ ወልዱ ተ/ሚካኤል ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ካብ ግዜ ሕማሙ  ኣትሒዝኩም  ኣብ ገዛ ይኹን ኣብ ሆስፒታል እናተመላለስኩም  ዝበጻሕኩሞ፡  ኣብ ዝዓረፈሉ ሰዓት ተኻፈልቲ ሓዘንና ዝኾንኩም ፡ ከምኡ’ውን ክሳብ ዓዲ ሞንጎቲ ብምኻድ ዘቃበርኩምናን ኣብ ገዛ ብምምልላስን ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ቴሌፎን ብምድዋል ዘጸናናዕኩምና

READ MORE

  Every year, on the Eritrean Revolution day, it is customary for most of the Eritrean political organizations/groups to report their year-end accomplishments and to proclaim plans for the coming year on how to fortify their fights against the enemies of the Eritrean people.  The priority

READ MORE

ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝስበር ጥርሙዝ ኣይኮነን (2ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕ ቅድሚ ናብቲ ካልኣይ ክፋል ናይ’ዚ ሒዘዮ ዘለኹ “ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝስበር ጥርሙዝ ኣይኮነን” ዝብል ኣርእስቲ ምእታወይ ንኩልኹም ኣብተን ወብሳይታት ይኹን ኣብ ዩ-ትዩብ ርኢቶታትኩም ዝሃብኩምንን ብኣካል ይኹን ብተለፎን፡ኢማኤልን ብውልቂ ብኣካል ዝረኸብኩምንን ዘተባብዓኩምንን ብልቢ የመስግነኩም። እቲ ካልኣይ ነጥቢ

READ MORE

ERITREAN REVOLUTIONARY DEMOCRATIC FRONT ደምዳሚ መግለጺ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) ማእከላይ ሽማግለ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 21 ክሳብ 28 ነሓሰ 2016 ኣሰላሲሉ፡፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ ኣብ ፍሉይ ዓለማዊ፣ ዞባውን ከባብያውን ኩነታት ብሓፈሻ፡ ሃገራዊ ኩነታት ድማ ብፍላይ  እዩ ተኻይዱ፡፡ ማ/ሽማግለ ኣብ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ፡ ህሉው

READ MORE