Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Jewish human rights groups are denouncing Israel’s plans to deport almost 40,000 African asylum seekers, defending refugees whom Prime Minister Benjamin Netanyahu calls “infiltrators.” On Sunday, Netanyahu’s 28-member executive cabinet voted unanimously to close the Holot detention center and give African asylum seekers three months to leave the

READ MORE

ብ ኣማኑአል ሳህለ ታሪኻዊ ምስሊ (ስእሊ) ኤርትራ እንታይ ይመስል ነይሩ? ህግደፋዊ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ይመስል ኣሎ? ናይ መጻኢ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ኪመስል እዩ? እዚኣቶም ገለ ካብቶም ሓሓሊፎም ኣብ ኣእምሮ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዚለዓሉ ሕቶታት ኢዮም ኪብሃሉ ይኽእሉ። ነታ ቐዳመይቲ ሕቶ ብዚምልከት፡ ኩሉ ዕድመ ዝደፍአ ኤርትራዊ ነቲ ዝሓለፈ ማለት

READ MORE

ኣብ ታሪኽ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ ምዕላው መንግስቲ፡ ብስም ዲሞክራሲ፡ መሰልን ናጽነትን ምሒልካን ጥሒልካን ህዝቢ ኣሰሊፍካ ሰውራ ወይ ለውጢ ምክያድ፡ ስልጣን ምስጨበጥካ ዝኣተኻዮ መብጽዓ ምጥላምን ኣብ ኮረሻ ስልጣን ንዘደየበካ ሓፋሽ ምርጋጽን ልሙድ’ዩ። እዚ ኣብ ኤርትራ፡ ዚምባብወ፡ ኡጋንዳ፡ ደቡብ ሱዳን፡ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ኢትዮጵያን ዘሎ ግዕዙይ ምምሕዳርን ህዝቢ

READ MORE

እዚ ኣርእስቲ’ዚ ንዓና ንኦርቶዶክሳውያን፥ ብዙሕ ክንዛረበሉን ክንጽሕፈሉን ዝግበኣና ኣርእስቲ’ዩ። ከመይሲ እቲ ኣብ ውሽጢ ቤተ-ክርስቲያንና ዘሎ ጸገማት ኩሉ፥ ምስ’ዚ ኣርእስት’ዚ ምትሕሓዝ ዘለዎ ኮይኑ ይርከብ  ብምህላዉ እዩ። ከም-ዝፍለጥ ኣብ 1983 ዓ/ም (1991) እቶም ዝነበሩ ሊቀ-ጳጳስ ማለት ኣቡነ-ገብርኤል ንኣዲስ-ኣበባ ምስ-ከዱ፥ ኣብቲ መንበረ-ጵጵስና ተጸዋዒ ዝነበሩ፥ እቶም ዋና-ጸሓፊ  መጋቤ-ሥርዓት ሉቃስ

READ MORE

ኣብ ዘበናዊ ታሪኽ ግብጺ ዝኸፍአ ተባሂሉ ኣብ ዝተገልጸ፡ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ፡ ኣብ ሓደ መስጊድ ዝተኻየደ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ 235 ሰባት ከምዝሞቱ መንግስታዊ መደበር ቴለቭዥን ግብጺ እትርከበን ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ እቲ ዛጊት መንነቶም ብዘይተፈልጡ ኣሸበርቲ ኣብ ኣል-ራውዳ ኣብ ዝተባህለ መስጊድ

READ MORE

ነቲ ን37 ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ዝጸንሐ ሮበርት ሙጋበ ተኪኡ፡ ሎሚ 24 ሕዳር 2017 ኣብ ሃራረ ፕረዚደንት ዚምባብወ ኮይኑ ቃል ማሕላ ዝፈጸመ ኢመርሰን ምናንጋግዋ፡ ንዝምባብወ ዳግም ኣብ ምህናጽ ብምትኳር ንኹሎም ደቂ ሃገሩ ብዘይ ኣፋላላይ ከገልግል ተመባጺዑ። ንሱ ኣብቲ ኣብ ስታድዩም `ታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ነቲ ቅድሚኡ

READ MORE

ማሕሙድ ሳልሕ አብ ዚምባብወ ዝተካየደ ምስግጋር ስልጣን መካትዒ ኮይኑ ኣሎ።  ገሊኡ ሰብ፡ “ዕልዋ መንግስቲ ድዩ ወይስ አይኮነን” አብ ዝብል ክትዕ ክጸቅጥ እንከሎ፤  ገሊኡ ክትዕ ድማ፡ “ቅዋማውነቱ ብዘየገድስ ከመይ ዝበለ ለውጢ ከምጽእ እዩ? ካብቲ ዝሓለፈ መብጸዓታት ዝተፈልየ እንታይ ሓድሽ ነገር ክንርኢ ኢና?” አብ ዝብል ጉዳይ ዘተኮረ ይኸውን።

READ MORE

  ኣብ ከተማ ኣስማራ ድሕሪ ዝተኻየደ ተባዕ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ንጉጅለ ህግደፍ ናብ ከቢድ ራዕዲ ከምዝኣተዎ ኣብ ዉሽጥን ወጻእን እንርከብ ኤርትራዉያን ንዕዘቦ ዘለና ሓቂ እዩ። ስርዓት ህፍደፍ ግን እንተኾይንሉ ብዝኾነ ዋጋ ፋሉላዊ ግዝኣቱ ምቅጻል፡ እንተዘይኮይንሉ ድማ ከምሃገርን ህዝብን ደዉ ከምዘይንብል ሰራዉርና በቲኹ ዉድቅቲ ኤርትራ ገዲፉ ክሓልፍ እዩ

READ MORE

ን 37 ዓመታት ፕረዚደንት ዚምባብወ ኮይኑ ዝገዝአ ወዲ 93 ዓመት ሮበርት ሙጋበ ካብ ስልጣን ብወለንትኡ ከምዝወረደ ኣፈኛ ፓርላማ `ታ ሃገር ድሕሪ ምግላጹ፡ ህዝቢ ዚምባብወ ኣብ ጎደናታት ዋና ከተማ ሃራረ ሓጎሱ ይገልጽ ኣሎ ። ሮበርት ሙጋበ፡ ኣብ ዚምባብወ ሓጎጽጎጽ ዘይብሉ ምስግጋር ስልጣን ንኽህሉ ነቲ ውሳኔ ብወለንታኡ ከምዝወሰዶ

READ MORE

ህግደፍ፡ እናጸላእናካ ብሓይሊ ፍተዉኒ ኣይትበለና ናይ ትማሊ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ እቲ ብልዑል ተወፋይነት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተረጋገጸ ናጽነት ጨውዩ፡ ኣብ 1991 “ግዝያዊ መንግስቲ” ኢሉ ስልጣን ምስሓዘ ክሳብ ለይቲ ሎሚ እታ ዝደየባ ኮረሻ ኣይለቀቃን። ባዕሉ ዝቆጻጸሮ ስማዊ ሃገራውን ዞባውን ባይቶታት፡ ብጥቡቅ ምቁጽጻር

READ MORE

መናፍቓን! ዋላስ ጻድቃን? 20 ሕዳር 2017 ሃይማኖት ውልቃዊ ምርጫ፣ ሃገር ሓባራዊ ምርጫ እዩ። (ሃይማኖት ብውልቂ፣ ሃገር ብሓባር)። ኣብዚ ኩልና ኢና ንሰማማዕ። ስለንታይሲ ኣብ ሓንቲ ብቑዋም እትመሓደር ሃገር እተፈላለየ መንፈሳዊ እምነት ዝኽተሉን፣ ጭርሻ መንፈሳዊ እምነት ዘየምልኹን ሕብረተሰባት ስለ ዝነብሩላ።  ምንምኳ ሰባት ዝደልዩዎ ስርዓተ ሃይማኖት ይእምኑ፣ ብስርዓተ እግዚኣብሄር እንተ-ተቐቢልናዮ

READ MORE

ን ዚምባብወ ን 37 ዚመርሓ ሮበር ሙጋበ በቲ ዓንዲ ሕቖ ስልጣኑ ዝነበረ ገዛኢ ሰልፊ Zanu-PF ብምሉእ ድምጺ ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምብራሩ በቲ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ዝሰጎጎ `ሞ ካብታ ሃገር ተሰዲዱ ዝቐነየ ምኽትሉ ነበር ኤመርሰን ሙናንጋዋ ከም ዝተክኦ ምዕከናት ዜና ዚምባብወን ዓለምን ኣቃሊሐን። ወዲ 93 ዓመት ሮበር

READ MORE

ሼኽ ዓብዱልሓይ፡ ኣእዳውካ አክበልና- ውሽጣዊ ሽግራትና ባዕልና አለናዮ   ማሕሙድ ሳልሕ አብዚ እዋን'ዚ አስላማዊ ዓለም ብጽንኩርን ፈታንን መድረኽ ይሓፍ አሎ። ንዓስርተታት ዓመታት ዝአክል ምዕራባውያን ሃገራት አብ ልዕሊ አስላማዊ ዓለም ዝተኸተልኦ ጉጉይ ሜላታት ምስቲ ዘቤታውያን መራሕቲ አብ ልዕሊ ህዝቦም ዝተኸተልዎ ጨኳኒ አተሓሕዛ ተደሚሩ አብተን ሃገራት ግብረ-ሽበራውያን ጉጅለታት ከም ዝሰዕርራ

READ MORE