Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እዚ ንምቕያድ ዝኣዘዘ ወይ ከሳስየይ ብንጹር ብመገዲ ሕጊ ክፈልጦ ስለዝደሊ፡ ብዘይ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ፡ ዋና-ኣኽባር ሕጊ፡ ነዚ ኣብ ልዕለይ ዝተወስደ ክፍሊ ፍትሒ፡ ላዕለዋይ-ቤት ፍርዲ ወይ ዋና ኣኽባር ሕጊ ይፈልጥዎ ዶ? ብናይመን ሓላፍነት ተወሲዱ? ሕጊኸ ይፈቅድ ዲዩ? ስለምንታይ በቲ ሕጊ ዝፈቕዶ ዘይተፈጸመ? ብመሰረት ኣዋጅ-5- መሰጋገሪ ሕጊ

READ MORE

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን” “ብዝብል ስም፡ ኣብ ቦለኛ ጣልያን ተመዲቡ ዘሎ ርክብ፡ ኢድ ከምዘይብሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ብፋላይ ከኣ ንመንእሰያት የፍልጥ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/EYSC_NA_2.pdf"]

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ን 28 አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ አብ ከባቢ ባርዶሊ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብጋህዲ ረሺኑ፡ እቶም ብምሉኦም ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝኾኑ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ንናይ ጽጌራዳ ገብረመድህን አማሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊት ቀይሕ ባሕሪ መራሒ መኪናኣ ዝነበረ ከተህድሙ ፈቲንኩም ብምባል ቅድሚ 3 መዓልቲ ንብሙሎኦም

READ MORE

ኣገዳሲ መግለጺ ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ውጸኢት ናይ ሓይሊ ኢዩ ፡ ምስሉይነት ግን ውጽኢት ናይ ድኽመት ምልክት  !!! ውድብና ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብቲ ብረታዊ ዕጥቂ ኣልዒሉ ኣብቲ ዝካየድ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ እጃሙ ንኸበርክት ካብ ዝተበገሰሉ እዋን ጀሚሩ ብውሽጥን ብደገን ከጋጥምዎ ዝጸንሑ ሓያሎ ጸገማት ከከም ኣመጻጽኣኦም ንምፍትሖም ዘይሕለል

READ MORE

                                   ካልኣይ ክፋል                   ሓሽከት ውድባትን ማሕበራትን ቃልሲ የዐውታ’ዶ…? ኣብ ቀዳማይ ክፋል እዚ ዓብን ተኣፋፍን ግን ከኣ ግድን ክንዝትየሉን መቐይሮ ክንገብረሉን ዘለና ኣርእስቲ ጽሑፈይ፡ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ፕሮፌሰር ዳን ኮነል ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ እንታይ ነበረ፡ ኣብ

READ MORE

ቅድሚ ኩሉ ዓይቢ ሓውና አቶ ብርሃነ ገ/ንጉስ ዝጸሓፎ ብዛዕባ “ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ፣ ዓገብ’ውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት” ብዝብል ኣርእስቲ ቁሉዕ ወቐሳን፣ ዝተሰምዖ ጓሂን፣ ዘይዕግበት ትጽቢቱን ትጽቢት መብዛሕቲኡ ኤርትራውያን ዘይምኻኑ ብመገዲ ገሰጻ ነቲ ተሪኺቡ ዘሎ ግርጭት ኣመንጎ መራሕቲ ሃገራዊ ባይቶ ፍታሕ ክግበረሉ ኤርትራዊ ምሕጽንታኡ

READ MORE

ግቡእን መሰልን  ዝተፈላለየ ትርጕምን መግለጽን ይወሃቦም ድኣ'ምበር፡ እናተዓናገሉ ብሓደ ዝጐዓዙ ዝተወሳሰቡ ኣምራት  ኢዮም። ብግቡእን መሰልን ዝመጸ፡ እቲ  ነብስ-ወከፍ ሃገራዊ ዜጋ  እኹል ቆላሕታ ሂቡ ብዕቱብነት ክግንዘቦን ልቢ ከዕብየሉን ዝግብኦ ኣዝዩ ኣገድሲ ነጥቢ እንተሎ፡ ክልቲኦም ኣምራት ነንሓድሕዶም ዝተመራዀሱን ዝተኣሳሰሩን ስለ ዝዀኑ፡ ኣብ ዝዀነ እዋንን ኩነታትን ነጻጺልካ ክትርድኦምን

READ MORE

16 ሓምለ 1950 ፍጻመ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ነበረ።ኡራጋይን ብራዚልን ዋንጫ ንምጭባጥ ንዘካይድኦ ግጥም ዝዕዘቡ ኣሽሓት ብራዚላውያን ኣብ ስታድየም ከተማ ሪዮዲጃንየሮ ተረኽቡ።ብራዚል ኣቐዲማ ብዘዋህለለቶ ነጥቢ ዋንጫ ንምዕታር ማዕረ ምፍልላይ ጥራይ ኣኻሊ ነበረ ማለት ክልተ ዕድል ነበራ።ኡራጋይ ግን ዘውዲ ክትደፍእ ክትስዕር ነበራ።ኣብ ካልኣይ እብረ ጸወታ

READ MORE

ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ ዓገብውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሎሚ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ዜና ምስ ሰማዕኩ እዘን ዝኽተላ ሓንቲ ምስላን ሓንቲ ብሂልን ኣቦታትና ትዝ ኢለናኒ፡ *ደርሆስ ብኣምዑት ደቃ ትጻወት፡፡ *ኣሕዋት እንታይከ ኣምጽኦ እዚ ኩሉ ዕሽነትን ጭካነን። ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ናይ ኣቶ ኢሳያስ ተግባራት ክሓስብ ከሎኹ፤ እሞ ምስቲ እቲ ህዝቢ

READ MORE

ኣብ *ኣንገብ ፈርኔሎ ዝወዓለ          *ዕርዲ፡ መዝገብ ኣብ ግጥም ቦሊቮል ዘይተሳዕረ ድፋዓት ፊደል ፐ ዘየድፈረ መንድዩ ኣታ እቲ ስውእ ሓየት ብዓል ፋረ!?   ፑሽኪንድዩ ኣታ ኔሩ እቲ ዘይሕለል ጅግና ክውን ንኽገብር ህያው ናጽነትና ህይወት ዝወፈየ ስለ ሓርነትና ሰማእታት ወኪሉ ክብሪ መንነትና ሓወልቱ ዚትከል ኣብዛ መዲናና፡ ከመይ እዩ’ዚ ነገር ሕውስውስ ኢሉና ሹማሙንቲ ህግደፍ እስከ ግለጹልና?   ዶላርዶ ይዓቢ ካብቲ ክቡር ህይወት ንሓወልቲ

READ MORE

ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ብ25 መጋቢት 1982 ኣብ ራሳይ ተቐቲሉ። ኣብ ምዝታይን ምርድዳእን ዚተመስረተ ሓድነትን ድሕነትን ተሓኤ ንምርግጋጽ ተሓሊኑ፡ራሳይ፡ ብመቕተልትን ማእሰርትን ተደምዲሙ። ተሓኤ፡ ከም’ቲ ክሳብ ሽዑ ንፈልጣ ከኣ ኣብ ራሳይ ወግዓዊ ሞት ሞይታ ኣብኡ ተቐቢራ።  እቲ መልኣከ እንኪቕተል ገለ 150 ሜትሮ ካብ’ቲ ቦታ ቕትለት ርሒቐ  ኣብኡ

READ MORE

ንምንታይ ድሕሪ ናጽነትደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) -- ካልኣይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል ማርክሳዊ ስነ-ሓሳብ ህ.ግ.ሓ.ኤ ቊጠባዊ ኣረኣያ ማርክስነት ንቊጠባ ብዝምልከት፡ ማርክስነት ብሕታዊ ንብረት ብመንግስቲ ንኽውነን ብምብያን ሃብቲ ሃገር ብምልኡ ኣብ ኢድ መንግስቲ ከም ዝኣቱ ስለ ዝገብር፡ ነቲ መሰረት ቊጠባዊ ግስጋሰን ምዕባለን ምዃኑ ዝተመስከረሉ ውልቃዊ ድርኺትን ምህዞን (individual incentive

READ MORE

ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓወምቲ ናይ መወዳእታ ዕርዲ፣ ቀዳማይን ካልኣይን ድፋዕ ተጣሒሱ፣ ጥፍኣት ከንጸላሉ ኸሎ፣ ካብ ስዕረት ንምድሓን ብኣባይ ይኹን ብወገን ናይ ሞትን ሕየትን ምክልኻል ዝካየደሉ መስመር እዩ። ካብዚ “ድፋዕ” ’ዚ እንትወጺእካ መቓብር ጥራይ ‘ዩ ዘሎ። ኣብኡ እንተጸናሕካ ‘ውን ንርእሱ መቓብር’ዩ ዝኾነካ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ

READ MORE

  እቲ ምኻድ ውሳኔኹምዩ ንሓቂ ግን ኣይትጠዋውዩ ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 28/07/ 2013 Norway ጥሪት ህግደፍ ሕደግ ኣይትዓሹ ንሓቂ ድለያ ስምካ ኣይተባላሹ ሳዕሲዒት ግደፍ ዓደቦኻ ናበሪሱ ብዘይካኻ ኩሉዩ ለቢሙ ተጣዒሱ ክሳብ መዓሲኻ ተታልል ክትሕሱ? ዓዲ በጺሕካ ተዛረብ ታይሪኢኻ ኩነታት ህዝብና ከመይ ጸኒሑካ ሓቂ ንገር ጥውይውይ ከይበልካ ሕሹኽ በለኒ ህግደፍ ከይሰምዓካ ሓራም ኢለ ንማንም ከይነግረልካ   ክፉእ እናሰማዕና ክፉእ እናረአና ቁሩብ ተሪፉ ከተንቁሩዎ ዓይንና ብዓል ኣይስቆሮም

READ MORE

ዝኸበርኩም ዜጋታት ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ኣደራዕ ንኹልና ብሩህ ኮይኑ ብዛዕብኡ ኩልና ነጋማድሖን ንዛራረበሉን ኩነታት ኢዩ፡፡ሽግር መንእሰያት ብሓፈሻ ኩነታት ራሻይዳን በደዊንን ብፍላይ ነእዛና መሪር ኮይኑ ኣሳቒዩናን የሳቕየናን ኣሎ፡፡እዚ ኩነታት ህርኩታትን ንሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቑ ትጉሃት ዜጋታትን ነዚ ኩነታት እዚ ብዝኽእልዎ ኣገበብ ይቃለስዎን

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ’ዚ ንእሽቶ ጽሑፍ ኣቕሪበ ነይረ። ከም መእተዊ ዝብልክዎ ከኣ፤ ኣብ መራኸቢ ማዕከናት (ወብሳይታት) እንታይ ኣሎ ኢልካ ሃሰስ ኣብትብለሉ ግዜ ገለ ገለ ዘይወሓጠልካ ትንታነታት ትርኢ’ሞ ፡ ንምብዛሕትኡ ኣምቢብካ ትሓልፎ፡ ኣብ ሓደ ሓደ ከኣ እስኪ ኣብዚኣስ ገለ ቍሩብ ዕረፍተ ነገር ርኢቶይ ክህበላ ትብል ማለት ኢዩ።

READ MORE

26-07-13። 4. ረብሓታት ኣብ ዓሰብ ካብ ዝርከብ ትካላት ክትኮረሉ ዝግባእን። ኣብርእሲ ካብዝሓለፈ ገምጋመይ ዘቕረብኩዎ ተወስኺ ካብ ትካላት ኣብ ዓሰብ ዝርከብ ክትኮረሉ ዝግባእ (እዚንመጻረ ይት ኮሚተዘይተዋህበ ዝምልከቶ ኣካል ክጥቀመሉ ዘቕርቦ ርኢቶ ኢዩ)። እቲ ዝቐደመ ግን ብጽሑፍ ንመጻረይት ኮሚተ ዝተዋህበ ኢዩ። 4.1፡ መዓርፎ ነፈርቲ ዓሰብ። እዚመዓርፎነፈርቲ‘ዚምስቲናይደርጊፖሊሲኡናይውግእስግኣትካብቀይሕባሕሪከምኡ‘ውንኣብማእከላይምብራቕዝተፈጥረናይዒራቕኩነታትክብለጸሉደርጊዝሓሰቦምስቲንዳንካልያከምናይመወዳእታመጣልዒካርታኣብጉዳይኤርትራንምሓዝእቲናይሓያላንመንግስታትብፍላይኣመሪካኣብኩዌትዝወሰድዎስጉምቲንሓይሊኣመሪካዓሰብከምመዓርፎሰራዊትክጥቀሙሉንማይክወስዱንዝሓተቶምኣነጻጺርካክርአእንከሎኣብዚወቕቲ‘ዚምጅማሩንናይነዊሕመደባትዝኣመተከምዝነበረ።   እቲ ገንዘብ /ባጀት/ ዝነበረ ፕሮጀክት ናይ

READ MORE

ትማሊ ቀዳም ዕለት 20-07-2013 ኣብ ሆላንድ ከተማ ራይስቫይክ ፡ ሓያሎ ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ዕዉት ሰላማዊ ኣንጻር ፡ ፌስቲቫል ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ፡ ብዉዕዉዕ ድምጺ ኣካይዶም። መጀመርያ ካብ ሰዓት 14፡00 ኣብ ሰንተራል ስተሽን ራይስቫይክ (መደበር ባቡርን ኣውቶቡስን) ክሳብ ሰዓት 15፡30 ድ.ቀ. ናብ’ቲ ፌስቲቫል ህግደፍ ንዝኸዱ ኤርትራዊያን ፡ ብትግርኛ መረረ

READ MORE

መርድእ ነፍሲሄር ኣርቲስቲ ሱልጣን ያሲን (ወዲሻምበል) ኣብ ከትማስቶክሆልም-ሽወደንብ ሃንደበት ካብ’ዛዓለም ብሞት ስለተፈለየና ብሓዘን እናሓበርና፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንሓሙስ ዕለት 25/07/2013 ሰዓት 12.00 ኣብ Råcksta Begravningsplats – Stockholm ክፍጸምኢዩ። ድሕሪ ግብኣተመሬት፡ ቀባሩ ኣብሎካል ማሕበር እስላም ኤርትራውያን (ጃልያ) ብዱዓንቁርኣንን (ጸሎት) ንነፍሲሄር ብምፍናውን ንስድራቤቱ ንኣዕሩኽቱን ድማ ጽንዓትይሃብኩም ብምባልን ሓዘንና

READ MORE

ንዝኽሪ ተጋዳላይ ሰኣላይ ስዩም ጸሃየ!!!!!!!!!!!!!!! ተጋዳላይ ስዩም ክንዝክሮ!!!!!! መዓልቲ ነዊሑና በዚሑ ቆጸሮ ህቡብ ጋዜጠኛ ባዕሉ ዝፈጠሮ ንሱ ኣይነበረን ናትካ ምህሮ ሕልናኻ ዝመሃዞ ክኸውን ገበሮ ተጋዳላይ ሰኣላይ ማንም ዘይጀመሮ ስዩም ጸሃየ ብዓል ሰፊሕ ኣእምሮ። ስዩም ጸሃየ ወዲ ደቀምሓረ ወዲ ኣስመራ ኣብ ኩሉ ዘሕበረ ዝፍለዮ ዘይብሉ ምስኩሉ ዝመኸረ ጸገም ዘብሉ ኣብ ኩሉ ዝሓደረ። ስዩም ሓወይ ዉፉይ ተጋዳልይ ንሃገርይ እምበር ዘይብል ንዓይ ትምህርቱ

READ MORE

          ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር --  ቀዳማይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል መእተዊ   ኣብ ዝሓለፉ ዓንቀጻት ናይዚ ተኸታታሊ ሓተታ፡ ፈለማ መንግስቲ ኤርትራ ሕጋውን ደሞክራሲያውን  መንግስቲ ከም ዘይኰነ ዳህሲስናዮ።  ኣስዒብና: ህ.ግ.ሓ.ኤ  ካብ ተ.ሓ.ኤ "ብስነ-ሓሳባዊ ፍልልይ" ምኽንያት ዝተፈንጨለ ሓርነታዊ ግንባር ክነሱ፡ መሪሕነቱ ካብ ተ.ሓ.ኤ ብዘይፍለ ናይ ተጻዋርነት ፖለቲዊ

READ MORE