Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓመት መጸ 20 ሰነ፡ ሰማእታትና ንምዝካር፡ ሽምዓን ጥዋፍን ብምብራህ፡ ኣግራብ ብምትካል፡ ኣብ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድን ብምጽላይ፡ ስድራቤቶም ብምሕጋዝን ካልእ ንጥፈታት ብምክያድን ክቡር ሞያኦም ንዝክሮ። ኣብ ዓለም ንህዝብኻን ሃገርካን ህይወትካ ምውፋይ፡ እቲ ዝኸበረን ዝዓዘዘን ህያብ’ዩ። ስውኣትና ዝኸፈልዎ ልዑል ህይወት፡ ዋጋን ትርጉምን ንኽህልዎ ግን፡ ኣብቲ ደሞም ዝፈሰሶን

READ MORE

ንማሕበረሰብ ዓለምን ንውልቀ ሃገራትን ዝቅየድ ሕግታትን ዝግባእ መሰላትን ጸዲቁ ኣብ ተግባር ክስርሓሉ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት ሓሊፉ’ሎ። ብዘይካ ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ብሰብኣዊ ገበናት ዝተፈልጣ ሒደት ሃገራት ድማ፡ መብዛሕትአን ሃገራት ብመሰረት ኣህጉራውን ውሽጣውን ሕግታት፡ ሰብኣዊ መሰላትን ሓድሕድ ምክብባርን ክትግብራ ግዴታ ኣለወን። ኣህጉራዊ ሕግታት ዕሽሽ ምስ ዝብላን

READ MORE

ይዝከረኒ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና ኣብ ዓውደ ኩናት ዝተማረኹ ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ስርዓት ደርግ           “ዝተማረኹ ወተሃደራት የብለይን’’ ኢሉ ህላወ ወተሃደራቱ ክኽሕድን ብሳልሳይ ኣካል ነጻ ዝተለቁ ምሩዃቱ ምቅባል ክሕሰምን። እዚ ሎሚ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ መወዳድርቲ ዘይብሉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ማእሰርትን ስቃይን ውራየይ ኢሉ ከይተተሓሓዞ

READ MORE

ብ ዓርቢ 13 ሰነ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ካብ ሸገራብ ብመንገዲ ሓልፋ ብ ሀሉክስ መኪና ናብ ካርቱም ዝጓዓዙ ዝነበሩ ልዕሊ 13 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ሓደጋ መኪና ኣጋጢሙዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ መራሒ ናይታ መኪና ሓደ ሱዳናዊ ብኡንብኡ ክመቱ ከለዉ ሓንቲ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ሕክምና ሓልፋ እግራ ከምዝተቖርጸት፣

READ MORE

ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክሳተፍ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ከደ ማእሰርቲ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ኣንጸላልዩዎ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ሎሚ ሃንደበት ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ጋዜጣ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ንምስታፍ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝኣተወ፣ ኣብ ዳርፉር ፈጺሙዎ ብዝብሃል ገበናት ጃምላዊ ህልቂት ብኣህጉራዊ ገበናዊ

READ MORE

ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ናይ ሕ/ሃገራት ዝመዘዛ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ስርሓ ጸብጻብ ብዛዕባ ኤርትራ ምስ ኣቕረበት፡ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን) ብዕለት 10/06/2015 ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ተዘራሪቡን ተመያይጡን’ዩ። ህዝቢ ንኽፈልጦ ብምባል ቀቀንዱ ብትግርኛ ነቕርቦ እነሄለና። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Bubndstag-Part-II.pdf"]  

READ MORE

ዳግማይ ጅር ገደላ።    14.06.15፡ ኣብ ዝሓለፈት ሰሙን “ዳስ ሓውያ” ኣብ ትብል ኣርእስትና ኣብ ዝቐረበ ጽሑፍ፡ ታሪኽ ብሉይ ጅር ገደላ ቆናጢርናዮ’ኳ እን ተነበርና እቶም መፈጸምታ ሂወት ናይ ሽዑ ጅር ገደላ ክትፈልጡ ዝደለኹም ኣይትተሃወኹ። ብዛዕባኡ’ሞ ብዙሓት ተወለድ ቲ ኮኑ ካልኦት ለባማት ስለዘለዉና ጸሓይና መሊኣ ምስ በረቐት ብዝበለጸ ክትርኹልና

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ካብ ህዝቢ ኣብ ውሽጢን ወጻእን ዝወርዶ ዘሎ ተጽዕኖ መኣዝኑ ንምስሓት፥ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብናይ ኦሬንታል ኣብያተ ክርስትያናት ክብጽሑ ፈቒዱ። መላእ ናይ ዓለም ሕብረት ቤተ ክርስትያናት ብፍላይ ድማ ናይ ኦሬንታል ተዋህዶ ቤተክርስትያናት፥ ፓትርያርክ ኣቦና እንጦንዮስ ክፍትሑን ኣብ ቦትኦም ክምለሱ፥ ኣብ መትከል ደው ኢለን፥ ነቶም ህግደፍ ዝሾሞም

READ MORE

ልቢ ኣይነቅጽን - ዝበለ መን’ዩ ከብዲ ኣይሓርርን - ዝበለ መን’ዩ ሕልና ኣይስሕትን - ዝበለ መን’ዩ እግሪ ምስተፈነወ - ናብ ዝወስዶ ኣያ ብምስእኑ - ብኣጆኻ ዝእብዶ ንቅድሚት ሰጉሙ - የማን ጸጋመ ዓይኒ ተዓሚቱ - ዝረግጾ ከየስተውዓለ ናብ ሞት ኣፍ - ብኽፉቱ ዝጽበዮ ንነፍሱ ቀቢጹ - ጠኒኑ ዝኣትዮ ግፍዒ ጭቆና - ኣገዲዱ ዘንፈጾ ጸጊቡ ይብሉዎ - ክንዲ

READ MORE

እታ እተመዘት መርማሪት ሽማግለ ናይ ሕ/ሃገራት ጸብጻባ ብዛዕባ ኩነታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጻኣ፡ ብሰልፍታት CDU / ክሪስቲያናዊ ዲሞክርያስያዊ ሕብረትን ብSPD / ማሕበራዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመንን ዝቘመ ልፍንታዊ መንግስቲ ጀርመን፡ ባይቶኣዊ ጕጅለኡ (fraction) ብዘቕረቦ እዋናዊ ሕቶ መሰረት፡ ብዕለት 10/06/2015 ኣብ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን)

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ መብዛሕትኡ ናይ መውጽእ ሓራ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ተጨቊንካ ኣሎኻ ዚብሎ ህዝቢ ናጻ ከውጽእ ቅድሚ ምፍታኑ፡ ኣቐዲሙ ነቲ ዘቖሞ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ ኣፈናዊ ቅርጺ ከትሕዞ ምድላዩ ባህርያዊ እዩ። ቅርጺ ምትሓዝ ማለት ከኣ ወላ ብምርጫ ይኹን ኣይኹን፡ ኩሉ ግዜ መራሕን ተመራሕን፡ ስልጣን ዝሕዝን ነቲ በዓል

READ MORE

ደግፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ነርወይ ዑቕባ ይወሃቡ ምህላዎም ዘቃልዕ ደኩምነታሪ ፊልም ኣቐድም ኣቢሉ ብ መደበር ተለቭዥን ነርወይ nrk ዝተዘርግሐ ደኩምነታሪ ፍሊም የቃልዕ። እቲ ብኤርትራውይን መሰኻኽርን ጭብጥታትን ተሰንዩ  ብቋንቋ ነርወይ ተዘርጊሑ ዘሎ ፊልም፣ “ ኤርትራ፣ ኣብ ነርወይ ዝበዝሑ ስደተኛታት ዘለዉዋ ሃገር እያ። ብዙሓት ካብቲ ነቲ ኣዝዩ

READ MORE

ልዕሊ 20 ኣባላት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ናይ 45 መዓልታት ወተሃደራዊ ታዕሊም ንምውሳድ ኣብ ጋሕቴላይ ናብ ዝርከብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ከምዝወረዱ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሎሚ ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ ክፍለጥ ተኻኢሉ። ከም ውጺኢት ናይዚ ስጉምቲ ‘ዚ መብዛሕትኦም ኣብያተ ጽሕፈታት ናይቲ ሚኒስትሪ ተዓጽዮም እቲ ሚኒስትሪ ዳርጋ ካብ ስራሕ

READ MORE