Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እታ ልሳን ህግደፍ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ብ20 ሰነ 2015, “ትሕዝቶን ተኣማንነትን ዘይብሉ ጸብጻባት ‘ኣጻራዪ ኮሚሽን’ ውድብ ሕቡራት ሃገራት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ነቲ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝቀረበ ክሲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከነኣእሶን ዘይመልክዑ ከትሕዞን ፈቲኑ። ምዕልባጥን ዓበድበድን

READ MORE

መዓልቲ ስዉአት ምክንያት ብምግባር ኩላትና ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ዲሞክራስን ነበርቲ እንድያናፕልስ ከበቢኡን ነቶም ምንቲ ነጻነት ህዝቦምን ልዕላውነት ሃገረሙን ኩቡር ሂወቶም ዝከፈሉን ዝከፍሉ ዘለውን ሰማእታት ኤርትራ ሽምዓ ብምውላዕን ነቲ ብህግደፍ ዝተጠልመ መዓልቲ ስዋኣትና ናይ ሕልና ጸሎትን  ድሕሪ ምፍጻም፤ ነቲ ብተደጋጋሚ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን

READ MORE

ኣብ ላስቬጋስ  ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ተዘኪሩ ኣምስዩ: ዕስራ ሰነ  ብዕለት 06/17/2015 ሮቡዕ ምሸት ብደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ብድምቐት ተዘኺሩ ኣምስዩ ፡ መልእኽቲ ዕስራ ሰነ ድማ ተመሓላሊፉ ፡ገለ ካብቲዝተመሓላለፈ መልእክትታት ዕስራ ሰነ ኽብርቲ መዓልቲ እያ ምኽንያቱ ከማና ክነብሩ ዝግብኦም ግን ምእንታና እታዝከበረት ህይወቶም ዘወፈዩ ኩቡራት ሰባት ዝዝኮሩላ መዓልቲ ሰለዝኮነት ንዓና ዝከበረትን ዝወረቀትን መዓልቲ እያ ኢሎም ።ቀጺሎም ኣብ 1991 ዕስራ ሰነ ብሓጎስን ንብዓትን ኢና ሰማእታትና ዘኪርና እቲ ምንታይ”ሲ እታ እንህንጠያ ዝነበርና ናጽነት ስለዝረኽብናስ የሕዋትና ዝተሰዋኡ ኮይኑ ኣይትሰማዓናን ሎሚ ግን ብሓዘንን ጋህን

READ MORE

ንድሕሪት ምልስ ኢልና ታሪኽና ምስ እንውከስ ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ዳርጋ ሚእቲ ዓመታት መዋእል ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ወራርትን ገዛእትን እናተዳህከ’ዩ መጺኡ። ንኹሉ ወራራት’ውን በብዞኑኡ እናመከተ ኣፍሺልዎ። ምዕራባውያን ንእንዱስትሪያዊ  ምዕብልናታቶም ዝኸውን ጥረ ሃብቲ ንምንዳይ ንኣፍሪቃ ቈራሪሶም ተኻፊሎማ። ኤርትራ ሃገርናውን ግዳይ ናይዚ ምዕራባውያን ውጥን ብምዃን ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብቲ ነዊሕ ናይ ህይወት ጕዕዞ፡ ንስኻ ወይ ድማ እቲ ኣከባቢኻ (environment) ከይተለወጠ ስለ ዘይተርፍ፡ ወይ ንስኻ ክትብድሆ ኢኻ ወይ ከኣ ንሱ ኪብድሃካ እዩ። ወይ ንስኻ ክትልውጦ ኢኻ ወይ ድማ ንሱ ኪልውጠካ እዩ። ተጠማሚትካ ደው ምባል የልቦን። ክትዕወት እንተ ኾንካ ድማ፡ ወይ ነቲ ኣከባቢኻ ምሰል/ተመሳሰል፡

READ MORE

20 ሰነ ዝክሪ ስዉኣት ምእንቲ ነጻነትን፣ ፍትሕን፣ ራህዋን፣ ቅሳነትን ዝወደቁ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ፣ሕድሪን ሓላፍነትን ከምዝገደፉልና ብምርዳእ ፣ሕድሮምን መብጽዐዖምን ንምትግባር ኣብ ስዊዝ ካንቶን ትቺኖ ከባቢ ሉጋኖ እንርከብ ደለይቲ ፍትሒ ብክብ ዝበለ ኣገባብ ሽምዓ ወሊዕና ንህሉው ኩነታት ናይ ኤረትራ ብምግምጋም ሕድሪ ዝገደፉልና ጀጋኑ ስወኣትና ክዉን ንምትግባር  ኣበርቲዕና

READ MORE

ኣንቱም ሰንፈላላት ልኡኻት ሓሊቦ መጕሃዪ ዘመዶም መነወርቲ ‘ንዳ ‘ቦ እቲ ኣርሓ ደርሁ ዕንቅዓ ፈኸራ ንርእሱ ተሓቢኡ ጸቢባቶ ኣስመራ 'ሹት!' እንተበለኩም ክትገብሩ ዳንኬራ ‘ናበይ?’ ከ ዘይትብሉዎ ካብ ምሓዝ ቆጸራ።   እሞ ኸኣ ንጀኔቫ፣ ናብቲ ቀጽሪ መትከል ደብሪ ሰብ ሕልና ተጣበቕቲ መሰል እንታይ ‘ዩ ዘብለኩም ሄልሄል ድቃስ ዘይሕሸኩም ምዃን ዓዲ ውዒል?   ንሳ ደኣ ሕዛእቲ ‘ንድያ ንደለይቲ ፍትሒ ናዅራ ዘይትኸዱ

READ MORE

ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኩሉኩም ኣዳለውትን ተሳተፍቲ ሰላማዊሰልፍ ብህግደፍ ኣብ ዝዳሎ ዘሎ ንዕለት 22 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቭ ስዊዘርላንድ ። መጠንቀቅታን  ሓቤረታን ንዕቁበኛታትን ንሓተቲ ዕቁባን ኣብ መላእ ኤውሮፓ ዘለኩም ኤረትራዊያን። 1ይ ፣ ነዚ ንዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ፣ ሀ፣  ብሰብኣዊ ግህሰት ደቂ ሰባት ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ። ለ፣ ንገበነኛታትን ዓመጽትን ምካኑ። ሐ፣ ንሰለማዊ ህዝቢ

READ MORE

ፈውሲ መርዚ ገበል ሓድነት። እዝክረካ’ወ ንቑሕ ዉፉይ ንጉስ በረኻ፡ ቆራጽነትካ ዘፍትሔ ዕጥቂ ጸላእትኻ፡ ዓወት ንሓፋሽ ዝነበረ ስንብታኻ፡ ህይውትካ ዝኸፈልካ ንዕላማኻ፡ ነቕንቃ’ስከ ንዋዕሮ ሳሕል ብጸይትኻ፡ ከዘንትወልኩም ሕሰም ናይ ህዝብኻ። ኣቦኻ ተጸቢዮም ነይሮም ክላበውኻ፡ ናፍቖት መሊኻ መገሻ ኣርሒቖም ክደልዩኻ። ኣደኻ”ስ ደቅኻ ከጽንሓልካ ሃቂነን፡ ክመርዓው ያኢ ሓድጊ ክገድፉለን፡ ተካል ማህጸን ግን ሕሹኽ ኢላተን፡ እዚ ዝሰምዔት ዘይተጻዋሪት ልቢ ጠሊማተን። ድኽነትን ዝኽትምናን በዲሆም

READ MORE

ጀጋኑና ፍሥሓየ መብራህቱ ጀጋኑ ኤርትራ  ኣቱም ነጋውሠ መስዋዕትኹም ክዝክር ሎሚ ኣሓዲሸ መንነትኩም ክዝርዝር ሞያኹም ጠቒሸ ዝኽሪ ጨጓር ዳንጋ ጡና ዝጠሓሰ ዝኽሪ ንኡስ ጓሳ ገና ዘየግዓሰ ዝኽሪ ደፋእ ድንኵል ሕዳድ ዝሓረሰ ዝኽሪ ናይ ሸቃላይ ለይቲ ዝገስገሰ ዝኽሪ ተማሃራይ ደብተር ዝዳህሰሰ ዝኽሪ ሊቅ ምሁርና መጽሓፍ ዝደረሰ ዝኽሪ በዓል ሞያ መሬት ዝሃንደሰ ዝኽሪ ሓካይምና ሕማማት ዘልገሰ ዝኽሪ ጓለ’ንስተይቲ ቃልሳ ዘይንኣሰ ኣኃታ ኪወርሳ

READ MORE

ብመሰረት ዉድብ ሕብራት ሃገራት ዝመዘዞ መርማሪ ኮሚሽን ዘቅረቦ፡ንሓቀኛ መከራን ስቃይን ንሓቀኛ ምስልን ወጸዓን ህዝቢኤርትራ ዝገልጽ ጸብጻብ፡ ንስርዓት ህግደፍ ዕብድብድ ኣእቲዩሉ ይርከብ። ነቲ ጸልማት ትጎልቢቡን ብሚስጥርን ብቃጻን ብሽርበት መልክዕን ክፍጽሞ ዝጽነሐ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ጨካን አረመናዊ ገበናት፡ እነሆ ሕጂከም ጸሓይ ቀትሪ ቦጣዕጣዕ ኢሉ፡ከዊልካ ዘይክወል፡ ሽፊንካ ዘይ ሽፈን፡ኣመኽኒኻ ዘይሕለፍ

READ MORE

ትርጉም ዘይብሉ ጉዕዞ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ንጀነቭ ኣብ ዓዲ-ዲሞክራሲ ኰይንካ ንዲሞክራሲ ምቀዋም? ኣብ ሓደ ህዝባዊ ቃልሲ ፡ጨቋንን ተጨቋንን ዘለዎ ስርዓት፡ ተቓዋምን ደጋፍን ክህሉ ባህርያዊ ኢዩ። አብቲ ናይ መጀመርታ መድረኽ እቶም ተቓወምቲ ውሑዳት ኢዮም። እቲ ቅኑዕ ዓላማ ስለ ዝተዓጥቁ ግን እና በዝሑን እናሓየሉን ይኸዱ። ኣብ መወዳእታ ድማ ዓወቶም

READ MORE

ጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ። ሃገራዊ ቃልስና ካብ ዝቀጻጸል ኣትሒዙ፡ ተጻብኦታቱ ዋላ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ይደይብ፡ ሳላ’ቲ ውሁብ ሓቅነቱ ንኽምክት ህዝባዊ ግርማ ስለ ዝነበሮን፡ ካብ ዕለት ንዕለት ቅያታት ዘይተፍልዮ መስተንክር መስዋእቱ እንዳኣተርንዐ ዓወት ክጓናጸፍ ክኢሉ’ዩ። እቲ ተቓላሲ ባህርን መኸተን ህዝብና፡ ብቐንዱ እቲ

READ MORE

ዝኸበርካን ዝኸበርክን ሓውን ሓፍትን እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ስርሃት ህ.ግ.ዲ.ፍ. ዝወርዶ ዘሎ ግፍዕታት መከራን ብፍላይ ከኣ ነንምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብፍሉይ ኮሚሽን ተታሒዙ መጽናዕቲ ከካይደሎ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ስዊዘርላንድ ጀነቫ ኣብ ዝርከብ መጋባእያ ሕቡራት መንግስታት ከም ዝቐርብ ተፈሊጡ ኣሎ:: ነዚ ጉዳይ

READ MORE

ህልዋት እናቐተልካ ስውኣት ከተኽብር ብኸመይ መገዲ…..? ናጽነት ኤርትራ ፍረ 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣት እያ፡፡ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ: ንኹሎም እቶም ንስለ ናጽነት ህይወቶም በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑና ብፍሉይ እንዝክረላ: መብጽዓና እነሓድሰላ: ክብርቲ ዕለት ስለ ዝኾነት፡፡ እቲ ምንታይ ጀጋኑና ንሞት እናተቐዳደሙ ግንባሮም እንተዘይህቡ፡ ኣነ ክሓልፍ ንስኻ ስዓብ

READ MORE

ጡረታ ጌርኩሞ!   ወዲ ሰብ ከም ዓሳ ካብ ጐልጎል ክትገፉ ኣሪግኩም ቆንቊንኩም እንካብ ትስነፉ ኣቱም *እምሄዋትና ሎምስ'ባ ኣዕርፉ                   *ኣባሓጎታትና ክሳዕ ግዜ ሞትኩም ስልጣን ከይትገድፉ መብጽዓ ኣሎኩምድዩ ናይቶም ዝሓለፉ!?   ክሳዕ እትወድቁ'ወ ብሕማም ሰንኪልኩም ኣብ ኰረሻ ስልጣን ክትነብሩ ኣራጢጥኩም እቲ ዝፋን ናይ ህዝቢ ኪኸውን ደሞዝኩም ጡረታ ጌርኩሞ ዓስቢ ምግዳልኩም  ነዚድዮም ስውኣት ሓደራ ኢለሙኹም!?   ስልጣንኩም ዘይድሩት ከም ኣልፋን ኦሜጋን ህዝቢ እናኣታለልኩም

READ MORE

20/06/2015 ጀኔቫ ሓቂ ፍረዲ እንታይ ክ ኢዩ ጉዱ ገሪሙና ተጋጊና ዲና ሲኢና ጥዕና ዘይንሓስብ ስቓይ ናይ ደቅና እቶም ዝዕዘቡስ እንታይ ይብሉና ሙሉእ ዓለም ይዛረብ ብአና ካባና ርሒቑ እቲ ሕልና ክብረት ሲኢናላ መንነትና ከም ደርሆ ንጻወት ብደቅና። ተልእኾ ዘሎዎ እዚ እከይ ወዲ ሓዲግ መዲግ ገይርዋ እዛ ዓዲ ከይንስጉም ዓጺና መገዲ መቐጻዕ መልሓሱ ዝበተኸ ቀይዲ ዓዲ ዘንጊ ኔራ ዓዲ ፍርዲ ሕጊ አልቦ

READ MORE

ንነዊሕ ግዜ ትጽቢት ዝተነብረሊ ብመምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ዝተጻሕፈት “ መምዘክርና እንተንግንጽል” ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ መጨረሻ እንሆ ንምዝርጋሕ ተቐሪባ። እታ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀዳማይ ክፋሊ ብዛዕባ ኣቶ ዘርኡ ኣብ ውሽጢ ናይ ከተማ ናይ ደባይ ውግእ ስርሒታት ተ.ሓኤ ኣብ መስመራት ከባቢ ዓዲዃሊን-መንደፈራን ኣስመራን ዘሕለፎ ፈተነታትን ኣስተዋጽኦታትን ዝርዝራት ኮይና፡ ኣብ ካልኣይ ክፋሊ ክኣ

READ MORE

“ይድንጒ’ምበር ኣድግስ ናይ ዝብኢ ኢያ”              18.06.15፡                                                                               ካልኣይ መርድእ፡ ካልኣይ ቀብርን ካልኣይ ሃገራዊ ሓዘንን። ሓደ ግዜስ ዝብኢ፡ ኣድጊ ንኣእዛና ከምዝጠዓማ የማነ-ጸጋም ከተወጣውጦ እንከላ ቀርኒ መሲልዎ ከብዱ ከይትብትብቶ ይፈ ርሃ ከምዝነበረ ኣውጊዐኩም ነይረ። ኣይደለየቶን’ምበር ብበሮኾዳኣ ገይራ’ውን ኣስናኑ ከይተርግፎ እሰግእ ነበረ። ሓንቲ መዓል ቲ ወዮ ዝብኢ ክቱር ጠምዩ ምማቱ

READ MORE

ቅድሚ 23 ዓመት ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ: ኣብ ሕዳር 1978 ብሰራዊት ደርግ ተማሪኻ:: ኣብቲ ደርግ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ኣእላፍ ሰራዊት ኣሰሊፉ ዝኸፈቶ ናይ ሰሜን ግንባር: ህዝባዊ ሰራዊት ብጅግንነት መኪቱ ሰብን ንብረትን የውጽእ ነበረ:: ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ ኣብ ብርጌድ 23 ተሰሊፋ ኣብቲ ኣብ ዒላበርዕድ ዝተገብረ ናይ

READ MORE