Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ድሕሪ ምልዕዓል ህዝቢ ምስሪ፡ ካብቲ ን 30 ዓመት ሒዙዎ ዝጸንሐ ስልጣን ብ ሰራዊት ግብጺ ዝተኣልየ ፕረዚደንት ሑስኒ ጅሙባረክ ኣብ መበል 91 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ካይሮ ከምዝዓረፈ ማዕከናት ዜና ዓለም ሓቢረን። ሑስኒ ሙባረክ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ፡ ህዝባዊ ምልዕዓል ኣብ ዝተኸስተሉ እዋን ኣብ ሞት ብዙሓት ሰልፈኛታት

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ኣቡነ መንግስታኣብ ተስፋማርያም ተዓዲሞም፡ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝወዓለ፡ ኢዮቤል ህንጸት ርእሰ-ኣድባራት ኪዳነ ምህረት ኣስመራ ክነግዱ ካብ ኢትዮጵያ ብቐዳም 22 ለካቲት ምሸት ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ንዝኣተዉ፡  ካርዲናል ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፡ ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፡ ፕረዚደንት ጉባኤ ጳጳሳት

READ MORE

ጉዳይ ባድመ፡ ዳግማይ መጻወድያ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ፡ ንነዊሕ ዓመታት ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ኣዕሩኽ፡ ኣብ ኣስመራ ተራኺቦም ብዛዕባ ሃለዋት ቀደም ዝፈልጥዎም ሰባት በብሓደ ኣስማቶም እናጠቀሱ የዕልሉ ነበሩ። ኣብ መንጎ ዕላሎም ግን ዝበዝሑ እቶም ቀደም ዝፈልጥዎም ሰባት፡ ብጉጅለ ህግደፍ ዝተኣስሩን ድሃዮም ዝጠፍኡን ኮይኖም

READ MORE

ይድወል ኣሎ፡ ደወል ጥፍኣትን ዕንወትን ሎሚ፡ ልዕሊ ዝኾነ እዋን፡ ኣብ ከባቢናን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ካብ ንጉሆ ናብ ምሸት ዝቀያየር ክልተ ገጽን ጠባይን ዘለዎ ፖለቲካዊ ቁርቁስ፡ ነውጽን ቅድድምን ይርአ’ሎ። እቲ ቀዳማይ ክስተት፡ ውሽጣዊ ኩነታት ማለት ምግባት ስልጣን፡ ቀቢላዊ ወይ ሃይማኖታዊ ግጭት፡ ምምዝባል ህዝቢ፡ ቁጠባዊ ቅልውላውን ናይተን ሃገራት

READ MORE