Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብስርዓት ህግደፍ ናብ ወጻኢ ተላኢኹ ኣብ ኣመሪካ ዑደት ክገብር ዝቐነየ ህቡብ ኤርትራዊ ደራፋይ ዮውሃንስ ትኳቦ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ነቲ ምልካዊ ስርዓት ራሕሪሑዎ ከምዘሎ ኣብ ካብ ኣመሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ወዲ ትኳቦ ሓደ ካብቶም ድሕሪ ናጽነት ዝፈረዮ ህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን እዩ። እዚ ስነጥበባዊ ዮሃንስ ትኳቦ ኣብዚ መላእ ህዝብና

READ MORE

ጻውዒት ንምምስራት ሰፊሕ ሃገራዊ ምትእኽኻብ ንፍትሓዊ ስርዓት  ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ንልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ብዓበይቲ መስዋእትታት ደቁ ተቃሊሱ ዝጨበጦ ሃገራዊ ናጽነትን ልእላውነትን ኣብዚ እዋንዚ አብ አዚዩ አስጋእን አጨናቅን ኩነታት ወዲቁ ይርከብ ምህላው ምስጢር አይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ እቶም ድሕሪ ናጽነት ምርግጋጽ ዝተጸበዮም ዓበይቲ ትጽቢታት ብመርሕነት ህግደፍ ማህሚኖም፣ ሃገር

READ MORE

ሓበሬታ ሽማግለ ረድኤት ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ላምፓዶሳ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ልዕሊ 360 ኤርትራውያን መንእሰያት ጃምላዊ ህልቂት ምኽንያት ብምግባር ብ10/13/2013 ኣብ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ ኣኼባ ድሕሪ መሪር ሓዘኖም ምግላጽ ብዝቐረበ ኣጀንዳ መሰረት ብዛዕባ ኣድላይነት ሞራላውን ገንዘባውን ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ ዘትዩ። ኣኼበኛ ኣብ

READ MORE

ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ጥቅምቲ 11፡ 2013 ክሳብ መዓስ ኢና መርዚ ጥፋኣትና ክንሰቲ?!!! ይኣክል! ይኣክል! ስቓይን ውርደትን ፍጹም ይኣክል ንበል ንሓዋሩ!!!       ኣይ! ኣይ! ኣይ! ሕጂ ኸኣ ማእከላይ ባሕሪ (መዲተራንየን ሲ) ንሕስያ ዘይብሉ ናይ ኣማኢት ህይወት ግብሪ ሓቲታትና! መዕለቢ ዚሰኣኑ ህዝቢ ኴንና ረኺባትና ኢያ’ምበር ንመንዶ ተደጋጋሚ ብማኢታት ካብ

READ MORE

ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) ግዳያት ህልቀት ላምፐዱዛ  እንታይ'ዩ ካሕሳኦም? ብዕለት 03/10/2013፡  359 ኤርትራውያን ኣሕዋትን ኣሓትን፡  ብርክት ዝበሉ ቆልዑን ነብሰ-ጾር ኣደታትን መንእሰያትን ዝርከብዎም፡ ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱዛ ብዘጋጠሞም ድንገት ምንዳድን ምግልባጥን ናይታ ዝተጓዕዙላ ጀልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ኣብ ሸዊት ዕድመኦም ተቐዚፎም። ብጀካ ውልቀ-ምልካዊ መንግስቲ ህግደፍን ሕልና-ኣልቦ ዕሙታት ደገፍቱን፡

READ MORE

ኣብ’ዚ ቅነ’ዚ ዝተረኽበ ኣስክሕካሒ ጥፍኣት ዜጋታትና፡ ኣብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ደሴታት ኢታሊያ (ኣብ ላምፓዱሳ ዝተባህለት ደሴት) ኣዚዩ ንዓለም ዘሰምበደን ኣቓልቦ ዝሃበን ንመራኸቢ ብዙሃን መዛረቢ ኩይኑ ዘሎን ንማሕበረሰብ ዓለም ግቡኤን ከልዕላን ንምዝኽኻር ዝዓለመ ኮይኑ ብኣዚዩ ስጥመትን ጥርናፈን ዘለዎ ኣጋባብ ተኻይዱ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Ottawa_CandileVigil.pdf"]

READ MORE

ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብጃምላዊ ህልቂት ልዕሊ 350 ዜጋታቱ ብኸቢድ ሓዘን ተሓሚሱ ኸሎ፣ ምልካዊ ስርዓት ጉጅለ ኢሳይያስ ብሰኑይ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ሰፊሕ ግፋ ከምዘካየደ ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም፡፡ እዚ ዕድመን ጾታን ከይፈለየ ንተቐማጦ ከተማ ኣስመራ ዘበሳበሰ እከይ ተግባር፣ ካብቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሚእትን

READ MORE

መንግስቲ ጥልያን “ህዝባዊ ስነስርዓት ቀብሪ” ግዳያት ላምፐዱዛ ንጽባሕ ሰኑይ 21 ጥቅምቲ፣ ሰዓት 4፣00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣግሪጀንቶ (ሲሲልያ) Agrigento (Sicily) ክግበር ወሲኑ ከምዘሎ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም። እቲ ግዜ ሓጺር ‘ኳ እንተኾነ፣ ብዝተኻእለ መጠን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብቲ ስነስርዓት ቀብሪ ተረኺቡ ነቶም ንጹሃት ኤርትራውያን ክንዲ’ቶም

READ MORE

ኣነ 'የ ሞይተ! ፣  ንሎሚ ሰብ ኩኑና ኢሎም፣ ናይ ህዝቢ እንታይ ገደሰና- ምስ ህግደፍ ዕብዳን ይሕሸና? ሕሰም ኣይትርከቡ! ጸሎትና ነዕርጎ ነቲ ዝግብኦ፣ ደብሱና! ይኣክል ንምባል፣ ስኒት፣ እንታይ ንግበር!? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Condolence_Poems.pdf"]

READ MORE

Unknown child was among over 300 asylum-seekers who drowned when their boat caught fire and sank Dozens of coffins buried in vaults in Sicily despite Italian Prime Minister's promise to hold a state funeral for the victims A tiny coffin with a teddy bear fixed poignantly to

READ MORE

Repatriation of 339 Victims to Eritrea May not Take Place: Pro-Democracy Eritreans Call for Increased Public Pressure against PFDJ and Italy FOR IMMEDIATE RELEASE: October 11, 2013 – Pro-democracy Eritreans who have been demanding the repatriation of boat victims to Eritrea fear that the recent statement by

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣአሕዋትና ደገፍቲ ህግደፍ! እዚ መልእኽቲ'ዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ናይ ዝርከብ ህዝብኹም ህዝቢ ኤርትራ መልእኽቲ ኢዩ። እዚ ምሕጽንታ እዚ ኣብታ ዕለት መጽአ እናጸበባ፡ መዓልቲ መጽአ እናዓረባ እትኸይድ ዘላ ሃገርና- ሃገረ ኤርትራ፡ ናይ እንርከብ ዘሎና አሕዋትኩም ምሕጽንታ ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ናይቶም ኣብ በረኻታት ኤርትራ

READ MORE