Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዝመጽእ ዘሎ 19 ሰነ፣ ድሮ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ከለን ንዝኽሪ እቶም ካብ 2000 ዓመተ ምህረት ክሳብ ሕጂ ኣብ ጉዕዞ ስደት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ ሓያለ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 23 ሽሕ ስደተኛታት፣ 23 ሽሕ ግዜ ደወል ክድወል ምዃኑ ግዱሳት ኤርትራውያን ካብ ጀርመን፣ ከተማ

READ MORE

ናብ ትማሊ ቀዳም 6 ሰነ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ትግራይ፣ ሕንጻጽ ኣብ ዝተባህለ ኤርትራውያን ተዓቝቦሙሉ ዝርከቡ መዓስከር ስደተኛታት፣  ሓደ ኣብ ጥቓ እቲ መዓስከር ካብ እትርከብ ሕንጻጽ ዝተባህለት ዓዲ ምስ ብጾቱ ናብታ መዓስከር ለይቲ ሰዓት ክልተ ኣትዩ  ክሰርቕ ረኺብናዮ ብዝብል ምኽንያት እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘውረዱሉ ማህረምቲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓትን ደሞክራስን ኣማኑኤል ሳህለ ብእግርኻ ወይ ብገለ መጎዓዝያ ክትገይሽ ከሎኻ፡ ኣብ ጸምጸም በረኻ ብዙሓት ሰባት ብሓደ ዝነብሩሉ ስፍራ ምስ እትረክብ፡ እሞ ምስ ዚቕበሉኻ፡ እቲ መጀመርያን ቀንድን ድሌትካ፡ መራሒኦም መን ምዃኑ ምፍላጥ እዩ። ሰባት ኣብ ሓደ ቦታ ሓሪሶምን ነጊዶምን ኪቕመጡ ኸለዉ፡ ግድን ዘመሓድሮም ኣካል ይደልዩ እዮም። ኩላቶም ኣመሓደርቲ፡

READ MORE

ኣብ ዘቐመጥካዮ ዝነብር እምኒ ጥራይ ኢዩ።  ኣለዉ ከኣ ናብ እምኒ ዝተለወጡ ባዕሎም ኢሳያስ ብኣምሳሉ ምስ ቀብኦም ቅሙጣት ገንዘበይ! ኣእማነይ! ዝብሎም ኣብ ዝደለዮ ግዜ ዘልዕሎም ዘንብሮም ስለዚ ጉድ’ዩ! ዝብል ዘሎ ሃገር ብዙሓት’ዮም ዓይኖም ዓሚቶም ዝነብሩ ሽም ‘ዚ ክቡር ህዝቢ ዝድዉኑ ዘሕስሩ የበላሽውና’ለዉ እዞም ኣሕዋትና ክትብሎም ዘሕፍሩ ብሕጊ ኣልቦ ስርዓት ኣሕዋቶም እናጸነቱ እናተቐብሩ ኣብ ቦሎኛ ይጭፍሩ  ‘ኣብ ሃገርና

READ MORE

ኣብ ምብራቕ ሱዳን ከባቢ ሸገራብ ዝርከቡ ራሻይዳ፣ ትማሊ ሓሙስ 4 ሰነ፣ ብሓልዮት U.N.H.C.R. ብሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መኪና ካብ ወዲ ሸሪፈይ ናብ ሸገራብ ንዝጓዓዙ ዝነበሩ 70 ኤርትራውያን ብምኽታር፣ 8 ኣዋልድን 6 ኣወዳትን መመሪጾም ጨውዮሞም ከምዘዱ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቶም 4 ዕጡቓት ራሻይዳ እታ መኪና

READ MORE

የማናዊ መንግስቲ ነርወይ፣ ምስ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምስምማዕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምስጓጕ ኣውጺኡዎ ዘሎ ውጥን፣ ነርወጃውያን ምሁራትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ‘ንስደተኛታት ናብ’ታ ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ከም ምምላስ እዩ’ ብምባል ተሪር ነቐፌታታት የውርዱሉ ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ናይታ ሃገር ይገልጻ ኣለዋ። ኣብ International Law and Policy Institute ዝዓዪ

READ MORE

ዕለት 06/19/2015 ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ፤ ኣብ ዋሸንግቶን ዲሲ ነቲ ዓገብ ዝብለሉን ዝጣበቀሉን ሲኢኑ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን፡ ጥፍኣት መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ሚዲትራንያንን፡ ማሕረድቲ መንእሰያት ብዳዕሽን፡ ንዓለም ኣውያት ንምስማዕን ሓደ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ንዕለት 06/19/15 ተዳሊዩ ኣሎ። እዚ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ እዚ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ስለምንታይ እዩ ሰብ ጽቡቕ ዝገብር? ጽቡቕ ክገብር ከሎኸ እንታይ ክረብሓሉ ስለ ዝደለየ እዩ? ጽቡቕ ማለትከ እንታይ ማለት እዩ? ጽቡቕ ማለት እንታይ ማለት እዩ ንዚብል ሕቶ፡ ኣብዚ ጽሑፍዚ እንተ ኣስፊርናዮ፡ ገፊሕ ቦታ ስለ ዚሕዝ፡ ኣብ ዝመጽእ ጽሑፋት ክንርእዮ ኢና። ግን ንግዜኡ ጽቡቕ ዚብል ኣምር ተዛማዲ ከም

READ MORE

ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ 1     መእተዊ ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ኢዩ ይባሃል። ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ክነሱ፡ ኣብ ናይ ኤርትራ ፖለቲካ ግን ብኣንጻሩ ኢዩ። ምስ’ዚ ኩሉ ጸገማትና ፖለቲካዊ ውድባትና ሓቢረን ክቃለሳን ንህዝቢ ከቃልሳን ኣይተራእያን። ኣብ ኤርትራ ቦዂሩ ዘሎ ነገር እንተሃልዩ ብዂረት ግዝኣተ ሕጊ

READ MORE

“ፍሉያት ኢና” “ንሕና ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና” ቃል ዕሉል ሽፍታ ፕረሲደንት ናይ ኤርትራ ሓቂ ዳኣ??????????   ፍሉያት ኢና! ብኹሉ ተግባርና ፍሉያት ኢና!! ርኢና ከምዘይረኣና ፍሉያት ኢና!! ሰሚዕና ከምዘይሰማዕና ፍሉያት ኢና!! ኣብ ቀብሪ ጓይላና ፍሉያት ኢና!!! ንፍትሒ ቐቢርና ፍሉያት ኢና!! ሸየጥቲ ደቅና ፍሉያት ኢና!!!ጥለምት ናብራና ፍሉያት ኢና!! ብሽፍታ ተመሪሕና ፍሉያት ኢና!! ፈዳይ ሕነ ዘይወለድና።   ዓለም ብዓለማ ክትበኪ ክትሓዝን ኣደራዕ ኮይኑ ተግባርና ዘይንደንን ዝገበርካ

READ MORE

ኣብ ሰያትል ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ “ናጽነትና፣ ምኽንያት መፈላለዪና ክኸውን ኣይግባእን’ዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ንመዓልቲ ናጽነት 24 ግንቦት ኣብ Volunteer Park ዘኪሮማ ከምዝወዓሉ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቶም ደለይቲ ፍትሒ፣ “ ግዝኣተ ሕጊ ዶ ግዝኣተ ውልቀሰብ” “ናይ ፖለቲካ እሱራት ይፈትሑ” “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” “ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ

READ MORE

ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ፡ ሰላምን ሓቀኛ ናጽነትን ክንጓናጸፍ ትጽቢት ኩልና’ኳ እንተነበረ፡ ብሰሪ ቀይናንን ኣዕናውን ምምሕዳር ሃጸይ ኢሳያስ  ከምቲ ዝሓለምናዮ ኣይኮነን። ዓስቢ ከቢድ መስዋእትና፡ ስደት፡ ማእሰርቲ፡ ምፍልላይ ስድራቤት፡ ክቱር ድኽነት፡ ስእነትን ክብርን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዓያዪ ጉልበትን ተነጽሎ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም  ጎረባብቲ ሃገራትን ከምኡ’ውን

READ MORE

ክብርን ዋጋን ርዝነትን መዓልቲ ናጽነት ሃገርና፣ ንዓና ኤርትራውያን ኣብ ዝዓለምናዮን ዝመደብናዮን ምዕራፍ ዝበጻሕናላ ናይ ምርጫና ጭብጢ እያ።ንዓለም ድማ ምእማኑ ዘሸግር መስተንክር ቅያ ሓርበኛታትናን ጀጋኑናን ኢዩ ኔሩ።እቲ ምንታይ ንሕና ከም ጻጸ፡ግዝፊ ጸላእትና ብዓይኒ ሓይሊ ሓርማዝ ኣብ ዝተጠመተሉ  መድረኽ ብሳላ መሪር መስዋእትናን ጽኑዕ እምነትናን ካብቲ ብዓሎቕ ዓመጽቲ

READ MORE

  ከመይ ከኒኺ ሃገረይ ! ሃገረይ፣ ሕማቕ ዕድል ኮይኑ፣ ደቅኺ ንመበል 24 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ክልተ በበይኑ ዳሳት፣ ብ ጓሂ ወይ ከኣ ብዝተሰነዐ ሓጎስ፣ ዝበዝሑ ድማ ካብ ክልቲኡ በዅሮም በብፋንጣኦም ከምዝዘከሩዎ መቸም ድሮ ኣስተብሂልክሉ ኣለኺ። ኣነ ‘ውን ኣብ ድሮ ናይቲ ጽምብል፣ ምስሊ ናይቶም ብረሃጽ ኣባቕል

READ MORE

  መበል 24 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብ  ከተማ  ስቱትጋርት/Schwabenland ብድምቀት ተኸቢሩ። ብሓልዮት  ጨንፈር  ማኅበር  መንእሰይ  ስምረት  ንሃገራዊ  ድሕነት  ተዳልዩ  ኲለን  ፖለቲካዊ  ውድባትን ሲቪካዊ  ማኅበራትን  ከምኡ`ውን  ማኅበር  ምትሕግጋዝ  ኤርትራን  ሬድዮ  ትግርኛን  ኣብ  ስቱትጋርት፡  ብሓባር ዝተኻፈላኦ  ብብዝሒ  ሓደስቲ  ስደተኛታት መናእሰይ  ዝተረኸቡዎ፡  ብዘይ  ጓይላን ከበሮን  ውዕዉዕ በዓል  ነጻነት  ተኻይዱ። እቲ  በዓል 

READ MORE

ኣብ ጽባሕ ጽምብል ናጽነት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ ኣሰና ዳት ኮም፣ “ ናይ ምቝራጽ ሓደጋ ኣንጸላልዩዎ ኣሎ “ ክንብል ጠቒስናዮ ዝነበርና፣ ካብ ማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣምሊጡ ሱዳን ዝኣተወ፣ ቢንያም ገብራይ ናይዝጊ ዝተብህለ ወዲ 19 መንእሰይ ብሰንኪ’ቲ ‘ቅጥዒ ዘይብሉ ምቑሕ ጨካን ስርዓት ኢሳይያስ ኢዱ ብምሕላቓ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍን ንሱ ዝቆጻጸሮ መራኸቢ ብዙሓን ዝእለም ተንኮላትን ሽሕጣንን ኣቃልቦን መልስን ምሃብ፡ ክብሪ ይስምዖ ይኸውን። መንቀሊ ጽሑፈይ ግን ነቲ ልሙድ ሓሶታትን ኣሽካዕላልን ህግደፍ ንምቅላዕ ዘይኮነ ነተን ብሃጸይ ኢሳያስ ኣብ ፍሉይ ኣጋጣሚታት ብግርህና ወይ ቅድመ መጻወድያ ንምድላው በጨቅ ዝብላ ሓቅታት መብርሂ ንምሃብ’ዩ። ብኣጋጣሚ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ግንቦት

READ MORE