Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝቢ ኤርትራ እታ ኣሓቱን ኣሕዋቱን ኣቦታቱን ኣዴታቱን ከምኡ`ውን ደቁ፡ ዝተሰውኡላ ነጻነት ተነፊጋቶ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ከም ካልኣይ ዜጋ ተቖጺሩ ንሞትን ንውርደትን፡ ንዘመናዊ ባርነትን፡ ካብ ዝቃላዕ እነሆ ድሮ ዕስራ ዓመታት ሓሊፉ፡፡ እወ!! ኤርትራዊ ኣብዘን ዝሓለፋ ዕስራ ዓመታት ብኣረሜናውያን ጀነራላትን፡ ክፍሊ ስለያን ናይ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ፡ ከም ደቂ ዛግራ

READ MORE

ንነዊሕ እዋን  ዕብዳን ዉልቀ መላኺን  ጥፍሽና ሰዓብቱን ንምቅላዕ ደኺምካ ጽዒርካ ንህዝብኻ ክትጥርንፍ ብዘይ ዕረፍቲ ጎይኻ እንሆ ድማ ጸላኢኻን ክሓቅቕ ህዝብኻን ክስስን ጸላእትኻ  ዛሕዛሕ ክብሉ ህዝብኻን ክተኣኻኸብ ንዘተ  ክዳሎን ትዕዘብ ። እዚ ፍረ ጻዕርኻ ምኻኑ ማንም ኣይስሕቶን ንስኻዉን ብሞያኻ ከም ትሕበን ኣይጠራጠርን ፡አብዚ ንዘብጻሕካዮ ጉዳይ ሃገር

READ MORE

ልክዕ’ዩ ዓዲታት ሰጊርና ድዩ ቀላያት ጥሒስና አብ ድላይና ምስበጻሕና፣ አብ ድላይና ክብል እንከለኹ ከምቲ ንሕና ንሓስቦ ማለት እዩ፡፡ አይኮነን ግን ድሌት ወዲ ሰብ ዓቐንን ዶብን የብሉን፡፡ በዚ ናይ ዘመና መለከዒ ግን፣ ንዓና ኤርትራውያን፣ አብ ድሌትካ ምብጻሕ ማለት፣ አውሮጳን አመሪካን ወይ ካአ  ክንዮኡ ሓሊፍካ ንስካንድናቪያን ንአውስራልያን

READ MORE

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኣብዚ ዚሓለፈ ሰሙናት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ እገዳ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ኣብ ዝኣትዎ ጠፊኡዎ ከምዘሎ ንዕዘቦ ዘለና ሓቂ እዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘርጊሑወን ዘለዋ መጋብሪ ዝኾና ቤት ጽሕፈታቱ ኣቢሉ ናብ'ዚ ገርሀኛ ዝኾነ ህዝቢ ሓድሽ ጎስጋስ ጀሚሩ ከምዘሎ ፍሉጥ ኮይኑ።        ኣብዚ

READ MORE

ብምክንያት እቶም በስገዳድ ንኤርትራ ዝጥረዙ ዘለው መንእሰይት አሕዋትና ከምኡውን ብሰንኪ እቲ አብ በረኻታት ሲናይ ዘጋጥሞም ዘሎ ግፍዕታት አቤት ንምባል አብ አፍደገ ቤት ጽሕፈትውድብሕቡራት ሃገራት ጀነቭ ብምእካብ ናይ ተቃውሞ ጻዊዕትና ንዕለት 18.11.2011 ከነስምዕ ምኻና ንሕብር፣፣ ኩሉኹም አሕዋት ኤርትራውይን ካብ ምሉእ ዓለም ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ጻዊዒትና ነቅርብ፣፣ አዳላዊት ሃገራዊት ኮሚተ አሕዋት

READ MORE

Eritrean Embassy officials in Cairo have been given free access to Aswan Prison in Egypt and are working hand in hand with prison officers there to coerce Eritrean refugees sign deportation documents and go back to Eritrea unwillingly; in breach of Human rights conventions. According to

READ MORE

እዚ ለንቕነ ኣብ ናይ ሃገራውያንን ዓለምለኻዊ ናይ ዜና ማዕከናት ተዘርጊሑ ንርእዮ ዘለና መጭወይቲ፣ ግፍዒ፣ ዓመጽ፣ ስቅያትን መቅተልትን ንጹሃት ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ኣብ በረካ ሲናይ ሓድሽ ዘይኮነስ መቀጸልታ እቲ ናይ ዓሰርተ ዓመት ህልቂት ናይ ጉዕዞ ስደት እዩ። ኣብ እዋን ሓዘና ዝፍስሑን ብሽግርና ዝወራዘዩን ንሶም ፈጠርቲ ጸገምና ምዃኖም

READ MORE

ንኹሉ ኣብ ስደት ዝርከብ ክቡር ህዝብና ብዘይ ዕድመ ፍልልይ ብዘይ ጾታ ፍልልይ ንኹሉ ሰላምታ እና ኣቕረብና ብምቕጻል ብወዲ ስዉእ ማሩ ሃይለ መንእሰይ ሑሩይ ማሩ ሃለዋቱ ስለ ዝተፍኣና ቤተሰብ ከቢድ ሻቅሎት ስለ ዘለና ኤርትራውያን ኣብ ዝተፋላለየ ኩርናዕ ዓለም ስለ እንርከብ ገለ ኣይ ፍለጥን ዝራኣዮ ሓበሬታ እንተ

READ MORE

ብመጀመርያ ዝኸበረ ሰላምታይ  እብጻሕኩም፡፡ ብምቕጻል ነቲ ከይተሓለልኩም ተካይድዎ ዘለኹም ኣዝዩ ኣድካሚ ዕዉት ስራሓት ናእዳ ዝግበኦ ምኻኑ ከዘኻኽር እደሊ፡፡ ካብ ዋዕላ ተበጊሱ ናብዚ ፍረ’ዚ ምብጽሑ ድማ እንቋዕ ሓጎሰና!!     ዝኸበርኩም ኣሰናዳእቲ ጉባኤ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ብዙሕ መዳያት ኤርተራውያን ኣበርክቶ ክገብሩ ጻውዒትኩም ከም ዘቕረብኩም ኣይረሳዕኩን፡፡ ኮይኑ

READ MORE

ዒድ ሙባረክ ብአጋጣሚ በዓል ዒድ አል-አድሐ አልሙባረክ ብሐፈሻ ንኹሉ ኤርትራዊ ብፍላይ ድማ ንኹሉ አብ እስልምና ዝአምን ህዝቢ ርሑስ በዓል ዒድ አል-አድሐ ክገብረልና እናተመነኹ አብ መላእ ዓለም ዘለኹም አሕዋትን አሐትን ኤርትራውያን ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ይብል። ካብዚ ቀጺለ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ወሪድዎ ዘሎ ሽግር ምግላጽ ዘድልዮኳ እንተዘይኮነ፡ ሎሚ

READ MORE

ንዘስተውዕል ብሓቂ ኣእምሮ ዘለዎን ዘገናዝብን እዚ ዘለናዮ መድረኽ ህጹጽ ሕቶ ህዝቢ፡ ሕቶ ብኩራት ፍትሕን ሓርነትን ክንምልሽ ንዘይመስረታውያን ፍፍልያት ኣጽቢብና ኣብ ሓደ ስፊሕ ዲሞክራሲያዊ ሜዳ ተጠርኒፍና ክንቃለሰ ዝሓትት ምዕራፍ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ሓሲምዎን ሰፍ ዘይብል ምልኪ ኣብ ዝባኑ ተወጢሕዎን ዘሎ ወቕቲ

READ MORE

ፖሊስ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ዝቐንዐ ነቲ ብግዴታ ካብ ዜጋታት ዝእከብ ዘይሕጋዊ ምእካብ ክልተ ካብ ሚእቲ ብዝምልከት፡ ካብ ክልተ ኤርትራዊ  መበቆል ዘሎዎም ሽወደናዉያን ወግዓዊ ክሲ ከምዝተቐበለ ኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሎሚ 8 ሕዳር ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ኣረጋጊጹ። እዞም ኣቶ ረዘነ ተስፋጽዮንን ኣቶ መድሃኔ ንርኣዮን ዝተባህሉ

READ MORE

ራኢ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገባቲ ስርዓት ኢሰያስ ብምስዓር ሓንቲ ብቅዋምን፡ ደሞክራስን፡ ፍትሕን እትመሓደር ሃገር ምርኣይ’ዩ፡፡ ንሕና ኤርትራዊያን ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ወለዶ ኣብ ልዕሊዑ ዝጽሒ ዘሎ ኣደራዕን ፡ መግደራን፡ ሑሱም መግዛእትን፡ ንህልው ኵነታት ሃገርና ኣብ ኣዝዩ ተነቓፊ ኵነታት ስለ ዘብጽሖ፡ እዚ ኵነታት

READ MORE

ኣህጉራዊ ውድድራት ንምክያድ ናብ ወጻኢ ዝገሹ ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ ብተደጋጋሚ ራሕሪሖሞ ብምኻዶም ዝሰክሐ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ 7 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተጻወቲ ኩዕሶ መሪጹ ኣብ ኣስመራ የለማምዶም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እቶም ኣብ ኣስመራ ዝዕለሙ ዘለዉ ተጻወቲ 4 ካብ ርያድ፡ 3 ድማ ካብ

READ MORE