Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ብደረጃ ዓባይ ብሪጣንያ ትማሊ 25 መጋቢት 2017 ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ ብወግዒ ቆይሙ። ነቲ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝካየድ ህዝባዊ ንጥፍታት ንለውጥን ኩሉ እንትናዊ ምንቅስቓስን ኤርትራውያን ብደረጃ ሃገር ዝጥርንፍን ዝመርሕን ኮሚተ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ (ሓድነት)፣ ትማሊ ቀዳም 25 መጋቢት ኣብ ለንደን ኣብ

READ MORE

ዕላማ ኣኼባ፡ ኩልና ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድመና ኣብ ፐንሲልቫንያ ደለዌር ስተይት ከምኡ’ውን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲ እንነብር ኤርትራያን ተቓለስቲ ንፍትሒ፣ ዝውክሉና መራሕቲ ንኽንመርጽ ዕለት፡ ሰምበት ሚያዝያ 02፣ 2017 ሰዓት፡ 2:00 ድ.ቀ. ቦታ፡ University of the Sciences Rosenberger Hall, Room 102 600 S 43rd St. Philadelphia, PA 19104 ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤሪትራዊ ብዘይ

READ MORE

ኣብ መዋእል ስርዓት ህግደፍ፡ ሰባት ምእሳር፡ ምቅታል፡ ጉዳያት ተወንዚፎም ግዜ ክበልዑ፡ ካብ ስራሕ ምብራር፡ ምድስካል፡ ካብ ሓላፍነት ምውራድ፡ ሽመት ምዕዳን ምብዋዝን ኣዝዩ ዝቀለለን ልሙድን’ዩ። ሓደን ቀንድን ናይዚ ምኽንያት ድማ፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይካ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ካልእ ሰብ ስልጣን ስለዘይብሉን ነጥቢ ስርዓት ዝብሎ ሕጊ ስለዝጠፍአን’ዩ። ኣብ

READ MORE

ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ፣ ሓደ ፖሊስ ብኻራ ክጉዳእ ከሎ፣ ኣሸባሪ ብ ፖሊስ ተቐቲሉ፣  ኣብ ጥቕኡ ኣብ ዝርከብ ድንድል ብመኪና ኣብ ዘጋጠመ ሽበራዊ ናይ መኪና ግጭት ‘ውን ሰላማውያን ሰባት ከምዝቖሰሉን ከምዝሞቱን ኣብቲ ባይታ ዝርከቡ ናይ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ጋዜጠኛታትን ናይ ዓይኒ

READ MORE

ተቓውሞታት፡  ግብረ መልሲ ነቲ ንስደተኛታት ኣብ ሐደጋ ዘውድቅ ናይ ኤሮጳዊ ሕብረት ፖሊሲ ብኤሪትራ ፎካስ  3 ጥቅምቲ 2013 እቲ ኣብ ዓለምና ዝነበረ ኣስካሕካሒ ተሪእዮ ምጥሓል ናይቶም ሕጻናት ዝርከብዎም 369 ኤሪትራውያን  ኣብ ባሕሪ መዲተራንያን እዩ።   እዚ  ክውገድ ዝነበሮ ጥፍኣት ንጹሃት ሰባት  ንኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ኣሰንቢዱዎን የሕዚንዎን እዩ።  

READ MORE

ካብ ኤርትራ ብወገን ሱዳንን ኢትዮጵያን ናብ ስደት ከምልጡ ኣብ ዶባት ድሕሪ ምትሓዞም፣ በቲ ብልማድ “ስግረ-ዶብ” ተባሂሉ ዝጥቀስ ምኽንያት ኣብ ከባቢ ናቕፋ ተሓይሮም ዘለዉ ካብ 12 ክሳብ 14 ዓመት ዘለዎም ኣማኢት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ናይ ዓበቕ ምልክታት ብዘለዎ ተላባዒ ሕማም ተጠቒዖም ትምህርቲ ደው ከብሉ ከምዝተገደዱ ምንጭታት

READ MORE

ሃይለ ገብረትንሳኤ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና! መልቀስ ንመምህር ተኸስተ ሃብተ ብዓል ዓዲ ያቕነ፡ መራጉዝ፡ ሰራየ!!!!! ወየ!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! ወየ!!!!ኣነ!!!!!ወየ!!!!ኣነ!!!!ወየ!!!ኣነ!!! ለባም ናይ ለባማት መምህር መይቱ መምህር ተኸስተ ወረጃ! ሎሚ ሞይቱ ክስዕመካ ኸሎ ብኽልተ ምዕጉርቱ ኣንታ እዚ ሃገርና ብዙሕ ተዘሚቱ ንስኻ ዘይብሉስ!!! ዓለም!!ከንቱ መንቱ።   መምህር ሽምዓ!!መብራህቲ፡ ሃገርና ሊቅ!  ነርካ፡ ከም መጽሓፍ ብራና ወዲ እዞም ሓገግቲ፡ ለባማት፡ ዓደቦና መምህር ኣለኻ እናተባሃልካስ፡ ቀዲምካና ንስኻ ብቖጸራኻ፡ ንሕናን! ብገርህና።   ወየ!!!!!!!ወየ!!!!!!!ወየ!!!!!! መምህር ተኸስተ ወዲ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ንፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣደናጊሩ ይቕሬታ ሓቲቶም ኢሉ ናብ መንበሮም ክመልሶም ዝሰርሖ ሽርሒ ድሕሪ  ምፍሻሉ፥ ኣቕሎም ብዘጽብብ ከቢድ ማእሰርትን ተነጽሎን ገይሩ የሳቕዮም ኣሎ። ድሕሪ ፍሽለት እቲ ኣብ ነሓሰ 2016 ዝገበሮ ተንኮለኛ ሽርሒ፥ ኣብ መጀመርታ ወርሒ ለካቲት 2017 ዳግማይ ስዉር ተንኮል ተፈቲኑ እዩ። እቲ ስርዓ ነቶም

READ MORE

ሃይለ ገብረትንሳኤ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና! መልቀስ ድሓን ኩኒ ኣሞይ ለተንኪኤል ገብሪ ሂወት!!!! ወየ!! ኣነ!!ወየ!!!!ኣነ!!! ወየ!!!ኣነ!!!! ወየ!!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!!!!!! እዛ  ዝፈትዋ ኣሞይ ሞይታ!!!!! ኣርኪባቶም እምበር ነቦታታ ኣርኪባተን ነተን ኣደታታ ኣርኪባተን፡ ንዝሓለፋ፡መሓዙታ።   ኣሞይ!! ለተንኪኤል ጓል ኣባ ቡላ ኣብ ዳምባ ተወሊዳ፡ ከም ብተይ ዘሊላ ካብ ምድሪ ፈላሲ፡ ደቂ በኹሪ፡ መራጉዝ ብኹላ ጓል ኣድከመ ምልጋእ፡ ኣብ ማእከላ ጓል ስረትክን ትብል መላሲ ዘይብላ።   ኣሞይ!! ኣሞይ!!!ጓል ኣስመራ ለቲ!!!!!!! ተባሂላ

READ MORE

ሽሞንተ መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቕኣንስትዎ ናይዚ ዓመት 2017 ንምብዓል ዕንቛእ ኣብቓዓና እናደበልኩ መልእኽቲ ጽሑፈይ ብፍሉይ ንኤርትራዊያን ዲቒ ኣንስትዮ ዘተኮረ እዩ። ናይ ሎሚዘበን አህጉራዊ መዓልቲ ደቅንስትዮ’ውን ከምተን ዝቐደማ ዓመታት ድሕረ ናጽነት ሃገረና ጡዑም ወረ፡ ቕሳነት፡ ሰላምን ፍትሒ አብ ዝተሓረምናሉ መዋእል ሰጢምና ንሰግሮ ስለዘለና ሓዘን ይሰዓኒ። ስጋብ መዓስ

READ MORE

መእተዊ እዚ ጽሑፍ ትርጉም ናይቲ ብይን ቤት ፍርዲ ናይ ሓርበኛ ስብሓት ኣበራ ምራጭ ፥ ኣባል እቲ ምስጢራዊ ውድብ ፡ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ወይ ማሕበር ሸውዓተ ዝምልከት እዩ ።  ኮይኑ ፤ ክሱስ ቁ፡2 ስብሓት ኣበራ ብጥቅምቲ 1961 ፡ ኣብ ፈተነ ቅትለት መልኣከሰላም ዲሜጥሮስ ማለት ምክትል መራሒ መንግስቲ

READ MORE

ዝኸበርንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ደጋጊምና ከምዝገልጽናዮ፥ ብደረጃ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ እተማእክለና ዓባይ ኮሚቴ ክነቕውም መዲብና፥ ክንሠርሓሉ ድማ ጸኒሕና። ኣብ መብዛሕትኤን ዓበይቲ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ሕዝባዊ ኣኼባታት ኣካይድና፥ እማመ ሓድነት ከኣ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪብናዮ። ኣብቲ ሕዝባዊ ኣኼባታት ዝተሳተፉ ኤርትራውያን፥ ኣብ ከከባቢኦም ኮሚቴታት መሪጾም ከምዘቖሙ፡ ኣብ እዋኑ

READ MORE

WORLD DAY AGAINST CYBER-CENSORSHIP REPORTERS WITHOUT BORDERS (RSF) ISSUES REPORT ON ONLINE SURVEILLANCE AND CENSORSHIP On World Day Against Cyber-Censorship, Reporters Without Borders (RSF) is releasing areport denouncing the readiness with which leading Internet companies submit to the demands of authoritarian regimes in order to profit. RSF is

READ MORE

መጋቢት ሸሞንተ - ተዘከራ ሎሚ ኣደታትን ኣሓትን - ተዘከራ ብኽብሪ ገሃድ ዝገበርክን - ናይ ትማሊ ሕልሚ ናይ ጸላኢ ክፍኣት - ዝሰገርክን ሰልሚ ንሃገር ንህዝቢ - ዝነበረክን ፍቕሪ ከማይ ዘርዊ - ዘጽግብ ከም ምግቢ ሎሚ ተረሲዑ - ዝሓለፈ ቅያ ግብሪ ተንኮል ምስ ነገሰ - ከጥፍእ ንፍቕሪ።   ኣደታት ኣሓትን ሎሚ - ሎሚ ተዘከራ ብዓብይ ንእሽቶ -

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ ቁጠባዊ ብርሰት  ብርሰት ኣብ ዋንነት ታደሰ ኪዳነ     በርሚንግሃም    06/03/2017   ናይ ስነ-ቁጠባ ምሁራት “ቁጠባ ካብ ፖለቲካ ነጺልካ ዝረአ ኣይኮነን” ክብሉ ጽሒፎም ኢዮም። ትንታኔኦም ምስ ንቡር ፖለቲካዊ ምሕደራ ዝተኣሳሰር ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ሓንቲ ብርሰት ሰብ ዝረኣየላ፡ መንግስታዊ ቅርጺ ዘይብላ፡ንጉሆ ንጉሆ ብሓደስቲ መምርሒታት ጥራይ እትመሓደር ሃገር ክህሉ

READ MORE