Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስደተኛታት ኤሪትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየድዎ  ናይ ሰላም ተበግሶ  ተኾኒኑ: ዓገብ ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ኣብ  መስከረም. ኮም   ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ ክመልሰለይ ነይኣምኖ! ወያነ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ምዕባሌን ኣገዲሱዎም ኣይፈልጥን’ዩ! ዘርእስቱ ክቡር  ቀለታ ኪዳነ- ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኤሪትራውያን ስደተኛታት ኣብቲ  ጽላል/ጸግዒ  ረኺቦምሉ ዘለዉ ሃገረ ኢትዮጵያ  ምስ   ኢትዮጵያውያን ሰላም ምጽውዖም ኮኒንዎ።  ንገሊኦም

READ MORE

 ብሩክ ዘይመጽእ በስመ-እግዚኣብሔር ዘመነ ማርቆስ-ወንጌላዊ 2010 ዓ/ም              ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና-!!   ዓውደ-ዓመት ተባሂሎም ካብ ዝኸብሩ ብዙሓት በዓላትና ሓደ፥ እቲ “-ቅዱስ-ዮሓንስ-” ብምባል ዝፍለጥ ናይ ዓመት መጀመርታ-ዕለት ምዃኑ፥ ነዚ ክፈልጥ ዘይክእል ዘሎ ኣይመስለናን። ስለ-ዝኾነ ድማ ሕዝብና ኣብዚ በዓል‘ዚ “-እንቋዕ እግዚኣብሔር ብደሓነ ሰላም ናብዚ ሓዲሽ-ዓመት‘ዚ ኣብጽሓና!!-” ብምባል ሓጎሱን ሠናይ

READ MORE

ባሕቲ መስከረም ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነትን ሓርነትን ኤርትራን ህዝባን ዝትጀመረላ ዕለት እያ ። እዛ ናይ መጀመርታ ታሪኻዊት ዕለት (01-09-1961) ኣብ ኣምስተርዳም ብማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ፣ ብኣኽብሮትን ኣድናቖትን  ብዕለት 03-09-2017 ተዘኪራ ውዒላ። ከምኡ ውን ነቶም ኩሎም ካብ መጀመርታ ዕለት ቃልሲ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ፣ ብዘይ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ንዕለት 16 መስከረም 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ዕላማ ናይዚ ኣኼባዚ ኮሚቴ ሓድነት ዘሰላሰሎም ዕዮታት ንምግምጋምን፥ ንዝመጽእ ዘሎ ኣዋርሕ ክንፍጽሞም መዲብናዮም ዘለና መደባት ንሕዝቢ ንምቕራብን ኢዩ። ብተወሳኺ ድማ ኣብ ሕብረተሰብና ዘጋጥሙ ዘለዉ ሓደሓደ ማሕበራዊ ግድላት

READ MORE

  ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝተዓደሙ ኤርትራውያን ተነጣጠፍቲ ካብ 2-3 መስከረም 2017 ኣብ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ ተራኺቦም ብዛዕባ ምዕዛዝ ምትእምማንን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ከምኡ ‘ውን ምህናጽ ሓያል ሕብረተሰብን ክፉትን ሰፊሕን ክትዓት ዝተኻየደሉ ኮንፈረንስ ኣካይዶም። እቲ ብግዱስ ተነጣጣፊ ሓው በረኸት ካሕሳይ ተወዲቡ ኣብ ኣዳራሽ Initiatives for Change ዝተኻየደ

READ MORE

ኣቀዲመ በኣቋጻጽራ ቤተ-ክርስቲያ ወይ ግእዛዊ ካላንደር፥ ኣብ ቅንያት ሓዱሽ ዓመትን በዓል ቅዱስ ዮሓንስን ንርከብ ከምህላውና መጠን ርሑስ በዓልን ቡሩኽ ዓመትን ይግበረልና ይብል። ቤተ-ክርስቲያን ተዋህዶ ግእዛዊ ካላንደር ብምውናን ከምኡ'ውን ነቲ እንኮ ኣፍሪቃዊ ግእዛዊ ፊደል ንኸይጠፍእ ዝገበረቶ ኣበርክቶ ብደረጃ ኣፍሪቃ ክንሪኦ እንከለና ኩርዓትን ሓበንን ይስማዓና።  ቤተ-ክርስቲያን ጸግዒ ናይ

READ MORE

ናይ ኤርትራውያን ዘየቃርጽ ኣውያት ሎሚ ብእዋን ምምሕዳር ህግደፍ ኣይኮነን ጀሚሩ። ገዲዱ እንተበልና ግን ዘየማትእ ሓቅነት ኣለዎ። እቲ ምንታይሲ ናይ ወጻእቲ ዓመጽትን ገዛእትን ንጥቅሞም ክሕልዉ ነቲ ዘይናቶም ዝኾነ ህዝቢ እንተገፍዑ ሐደ ካብቲ ናይ መግዛእቲ ባህርይ ኢዩ። እንተኾነ ብኣንጻሩ ነቲ መግዛእትን ጭቆና ህዝቢ መደምደምታ ክገብረሉ ዝነቐለ ቃልሲ

READ MORE