Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብመራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርግሐ፡ ኣብ እስራኤል ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ብሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ዝተፈጸመ ናይ ቅትለት ፈተነ ሓዘኑን ቁጥዐኡን ብምግላጽ ብትሪ ይኹንን። ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካን ሓሳብን ፍልልይ ክህሉ ባህርያዊ እኳ

READ MORE

መልእኽቲ  ኩነና [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/12/All-Eritrean-Political-Organizations-Condemn-the-Act-of-Terrorism-By-PFDJ-Supporters-on-Amanuel-Eyasu-Assena.pdf"] መልእኽቲ  ኩነና እቲ ብዕለት 26/11/2019 ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ብደገፍቲ ህግደፍ ኢና በሃልቲ፡ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተኻየደ ናይ ጽይቅነት ተግባራት፡ ካብ ብርድኢት ዘይኮነስ፣ ብስምዒትን ረብሓን ብዝሰርሑ ሰባት ክፍጸም ትጽበዮ እኳ አንተኾነ፡ ኣማኑኤልን ከም ናይ ኣማኑኤል ራኢን ዕላማን ዘለና ተቓለስትን፡ ኣይኮነን ዶ ናይ ማይ

READ MORE

ኣብ መፋርቅ 70ታት፡ ስርዓት ደርግ ስልጣን ኣብ ዝጨበጠሉ ማለት’ዩ፡ ብጸላኢ ዝተላእኩ ሰባት ኣብ ህዝቢ ዝግልገለሉ ዒላታትን ባስካታትን ስሚ ከእትዉን ንተጋደልቲ ክስልዩን ይዋፈሩ ነይሮም። ዝበዝሑ ካብቶም ብጸላኢ ኣንጻር ተጋደልትን ሰላማዊ ህዝብን እከይ ተግባራት ክፍጽሙ ዝላኣኹ ዝነበሩ ሰባት፡ ሳዕቤን ናይቲ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ኣዕናዊ ተግባራት ብዝግባእ ዘይርድእዎን ረብሓ

READ MORE

ትማሊ ሰሉስ 26 ሕዳር ኣብ ለንደን ንዘጋጠመ ምህሙን ናይ ቀቢጸ ተስፋ  ፈተነ መጥቃዕቲ ልኡኻት ስርዓት ኢሰያስ  ኣብ ልዕሊ መስራትን ኣካያድን ሬድዮን ቴለቭዥንን ኣሰና ኣማንኤል እያሱ ዝተሰምዓኩም ጓህን ዘሕደረልኩም ነድርን ኣመልኪትኩም ብኣካል ብተሌፎን ፋክስን ኢመይልን ካልእን እትልእኩልና ዘለኹም ቅጽበታዊ መልእኽታት ምስናይ `ቲ ንበዳሂ መንፈስኩም ንምልክን ዕንደራን፡ 

READ MORE

ማሕበር ተመሃሮን መምሃራንን ዩንቨርስቲ ኣስመራን ኮሌጃትን ስቅታና ንስበር- መሪሕ ተራ ድማ ንጻወት ዋላ እኮ ማሕበር ተመሃሮን መምሃራንን ዩንቨርስቲ ኣስመራን ኮሌጃትን- ብ ወሽጢ ውሽጢ ካብ ዝምስረት ሰለስተ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣባላት ኣብ ምምልማልን ማሕበር ኣብ ምድልዳልን እንተ ጸንሕ- ኩነታት ሃገርና ግና ብቀረባ ክከታትሎ እዩ ጸኒሑ፡፡ ላዕለዎት ትካላት ሃገርና እቲ

READ MORE

      ስለዝጸናዕና መግዛእቲ ስዒርና፡ ንህግደፍ ስለዘምለኽና ጀጋኑ ነጥፍእ ኣለና ኣብ ሕብረተሰብና፡ “ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ” ዝብል ብሂል ኣሎ። ቀጥታዊ ትርጉሙ ድማ፡ ንቤተሰብካን ዓጽመ-ስጋኻን ዝቀተለ ወይ ዝዘለፈ ውልቀሰብ ወይ ጉጅለ፡ ሸለል ኣይትብሎን ኢኻ ማለት’ዩ። ንበዳሊ ሕጊ እንተሎ ብሕጋዊ ኣገባብ ከሲስካ ናብ ፍርዲ ተቅርቦ። ብዙሕ እዋን’ውን ብዘይ ሕጊ

READ MORE

ገዛ ብዘይ ስእላዊ ካርታ (Blue Print) ከምዘይስራሕ፥ ጉዕዞ መገሻ (Journey) ብዘይ ኣፍልጦ እትኸደሉ መንገዲ፥ እትሓድረሉ ዓዲ፥ እትምሳሓሉን እትደረረሉን ቦታን፥ ዘድሊ ስንቅን ኣቐዲምካ ክሕሰበሉ ዘሎዎ ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ከኣ ዕላምኡን ራኢኡን (Vision & Goals) ተግባራዊ ንክኸውን፡ ስእሊ ካርታ ናይ ቃልሲ (Roadmap) ንኹላትና እተዋስእን እትጥርንፍን ኣብ

READ MORE