Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መኤረምታ፡  እዚ ጽሑፍ እዚ ኣቐዲሙ ብጉዳይ ናይ ካናዳ ፕሮፈሶር ንህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ እትብል ዝነበረት ጽሕፍቲ ኣብ መወዳእታ ሳልሳይ ፓራግራፍ ጌጋ ስለዝነበረት እቲ ይቕሬታ ዝሓተተ እቲ ካናዳዊ ፕሮፈሶር ዘይኮነስ በሽር ይሳቕ ምዃኑ ተኣሪማ ኣላ። ስለዚ ኣቐዲማና ንዝውጽእናዮ ጌጋ ንኣንበብቲ ይቕሬታ ንሓትት።

Bhieratድምጺ ኣሰና ኣብቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ‘ዚ (ነሓሰ 2010) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተረኺባ ዘካየደቶ ሓባራዊ ዘተን ቃለመጠየቓትን …

Bhieratድምጺ ኣሰና ኣብቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ‘ዚ (ነሓሰ 2010) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተረኺባ ዘካየደቶ ሓባራዊ ዘተን ቃለመጠየቓትን …

kEDIRዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መደረ ኣብ መዛዘሚ ባዓል ናይቲ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሆተል ክራዉን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ ናይ ድራር እንግዶትን ባህላዊ ምሸትን፡ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ዝኾነ ኣቶ ሙኽታር ከድር ዘስምዖ መድረ ትርጉም እዩ፡፡

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣

ኣቀዲመ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣብዚ ተዳልዩ ዘሎ ዋዕላ ንኽሳተፍ ስለዝዓደሙኒ እንዳመስገንኩ ብናይውልቃዊ ጸገመይ ብኣካል ክሳተፍ ብዘይምኽኣለይ ይቕሬታ ይሓትት። ዋላ ብኣካል እንተዘይተሳተፍኩ ብመንፈስ ምሳኹም ስለዘለኹ እዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ፍቃድኩም እንተኾይኑ ኣብቲ ዋዕላ ክንበበለይ ብትሕትና ይሓትት።

ፖሊስ ግብጽን ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ስደተኛታትን ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤልን ሓንቲ ጓል-ኣንስተይቲ እትርከቦም ሽድሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይት ከምዝቐተሉ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ንሃይልታት ጸጥታ ግብጺ ብምጥቃስ ሓቢሩ።

ሃገራዊ  ዋዕላ  ከምቲ  ድሌት መላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻን  ድሌት   ንጹሃት ተቓለስቲ ድማ ብፍላይ   ብለባማት  ተሳተፍቱ  ብዓወት ተዛዚሙሎ ። መላእ ህዝቢ ኤርትራዉን  ብፍርሒ ተዋሒጡ ስለ ዝጸንሐ ደኣምበር  ኣብ ነንበይኑ ኣጋጣሚታት ብፈገግታ ሓጎሱ ይገልጽዩ ዘሎ ።

ብመጀመርያ ኣቶ መኮነን ኣብርሃ (ነጠበ) ንኹሉ ከከም ኣመጻጽኣኡ ብሕጊ ክንተሓሓዞ ምዃና ከነረጋግጸልካ ንፈቱ፣ ቅድሚ ናብ ዝርዝር ርእሰ ነገር ምእታውና ግን ነቲ ብማዕዶ ነዚ ኩነታት ዝከታተል ዘሎ ህዝብና መብርሂ ንክኸውን ብማለት ነቲ ጉዳይ ከነነጽሮ ስለ ዝቕስበና ኣቶ መኮነን ኣብርሃ (ነጠበ) መን ኢዩ ንዝብል ሕቶ ክንድህስስ፣

ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ሲፖዝም

ብመጀመርታ ነዚ ሲመፖዝዮም ክዉን ንምግባር ግዚኦም ሰዊኦም ኣብዚ ዘብቁዑዎ ኣባላት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዲሲ፣ ህያው ኣብነት ናይቲ እዚ ማሕበር ከማዕብሎ ዝምነን ዝብህጎን ኢኹም ኢልና ስለንኣምን የውሃናና ክንገልጽ ከለና ብኣኹም ክሳብ ክንደይ ሕቡናት ምኻንና ከነረጋግጸልኩም ንፈቱ.

ቅድሚ እቲ ጉዳይ ዋዕላ፡ ወይ ኣብ ዋዕላ ዝተባህለን ዝተገብረን ፡ ሰባት ብዛዕባ ዋዕላ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍን ኣብ ፓልቶክን እንታይ ክብሉ ከም ዝጸንሑ ሓሳበይ ክገልጽ እፈቱ። ሕቶ ዋዕላ ሓምለ 2010 ሃንደበት ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2010 ኣዝዩ እንዳተወዓውዔ መጺኡ።

ካብ ዕለት 29/7  — ስጋዕ 1/8  አብ ሽወደን መጺእካ አብ ዝነበርካሉ መዓልታት  ምስ ንናይ ሽወደን ዜና መዲያ  ዝሃብካዮ መልስታትን አብ ልዕሊ መንግስቲ ሽወደን ዘቕረብካዮ ናይ ሓሶት ኽሲ ማለት መንግስቲ ሽወደን ብፍላይ ድማ  መድያ ናይ ሽወደን  ንኤሪትራውያን ተቐማጦ ሽወደን  ይብድልዎም አለው  ዝበልካዮ ንኩሉ ኤሪትራዊ ዝምልከት ስለዝኾነ ነቲ ጸለመታትካ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ኤሪትራዊ ከቃልዕን ነቶም አብ ሽወደን ዘይቅመጡ ኤሪትራውያን እንተኾነ ኣውን ጌጋ ስእሊ ናይ ሽወደን ከይህልዎም  ቁኑዕ ሓበሬታ ክህብ  ድስ ይብለኒ::

እቲ ወትሩ ዓመት ኣብ መጨረሽታ ወርሒ ሓምለን ኣብ መጀመርያ ወርሒ ነሓሰን ዝሰላሰል ፈስቲቫል ካስል ሎሚ ዘመን ኣብ መበል 25 ዓምቱ ብዘደንቕ ታሪኻዊ ኣገባብ ተፈጺሙ። ናይ ሎሚ ዘመን ፈስቲቫል ካስል ዝያዳ ፍሉይነቱ  ምስ እቲ ታሪኻዊ ሰነድ ማኒፈስቶ ፈስቲቫል ካስል ዝወለዶ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሓደ ሰሙን ምስልሳሉ ኢዩ።

ሓደ ካብ መባእታዊ ሰብኣዊ መሰል ናይ ወዲ ሰብ፡ ብነጻ ሓሳባትካ ምግላጽን ርእዩቶኻ ምሃብን ኮይኑ፡ ኣተገባብርኡ ብጹሑፍ ይኹን ብቃል ኣብ ኣኼባ ይኹን ብተናጽል ብዘየገድስ፡ ሓደ ካብቲ ዘይግፈፍ ብሕጊ ዝቆመ መሰል እዩ።

ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልቲ ብዛዕባ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታቱን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ገና ኣብ መስርሕ ምጽፋፍ እንከሎ፡ ብዝተፈላለዩ መርበባት ሓበሬታታት ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ኣዋጅን ዉሳነታትን ካብ ኣፍልጦን ሰክረታርያት ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ወጻኢ ኮይኑ፡ ዛጊ ስጋብ ሕጂ ተዘርጊሑ ንዘሎ ኣዋጅን ዉሳነታትን ዋ.ደ.ለ. ሰክረታርያ ዋዕላ ብሓላፍነት ዘይሕተተሉ ምኻኑ ይሕብር፡፡

ሓላፊ ኢሚግሬሽን ኢትዮጵያ ኣቶ ኢሳያስ ምስቶም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምስታፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኣኦም ዝቐነዩ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ብምርኻብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ንዘለዉ ልዕሊ 50 ሽሕ ኤርትራውያን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ ዜጋታት፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ‘ሞ ከም ቱሪስት ናብ ኤርትራ ክበጽሑን ኣብ ኢትዮጵያ ከውፍሩን ንዝደልዩ ኤርትራውያን ዜጋታት ንምምችቻእ ዝተፈለየለ መደባት ኣውጺኡ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ። ነቲ መደባት እተተግብር ኮሚተ ኣውጺኡ ከምዘሎ ‘ውን ኣገንዚቡ።

ኣካ ረአና፡

ይበል ፈስቲቫል ኤርትራ 2010    ብኣንቶንዮ ተስፋይ

ዕለት 10 ነሓሰ 2010

ብዕለት 6 ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ ዝጀመረ ዓመታዊ ፈቲቫል ኤርትራ ከተማ ፍራንክፎርት ድሕሪ ናይ 3 መዓልቲ ናይ ዝተኻየደ ዕዉት ሰልፋውን፡ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ባህላዊ ጉዳያት ብዕግበት መላእ ተሳተፍቲ ተደምዲሙ።

ሓደ ኣብ ዋሽንግተን ዝመደበሩ፡ ንፍትሒ ዲሞክራሲን ምዕባለን ዝሰርሕ ናይ ኤርትራውያን ማሕበር፡ ነቲ ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ቴድሮስ መንግስቱ ዝተፈጸመ ገበን ኣመልኪቱ፡ ናብ ናይ ህይስተን ከተማ፡ ከንቲባ ኣኒስ ዲ ፓርከር ደብዳቤ ከምዝጸሓፈ ዝዝከር እዩ። ኣብቲ ብሰነ 12 2010 ዓ.ም. ዝጸሓፎ ቅልዕቲ ደብዳቤ፡ ነቲ ገበን ብትሪ ብምኹናን፡

ነጸብራቕ ኤርትራ፡ ካብ 1994-2005 ኣብ ሰሰለስተ ወርሒ ትዳለው፡ ንኹሉ እተሳትፍ መጽሄት ከምዝነበረት ይዝከር። ሕጂ ብጠለብ ብዙሓት፡ ብውሕዱ ካብ ተፈተውቲ ዓምድታት ማለት “ነጸብራቓዊ ሓተታ” እናዳለወት ናብ ነበብቲ ሰሙናዊ ወይ ክልተ ሰሙናዊ ገምጋማዊ ሓተታ ከተቕርብ ኢያ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ኩለን ናይ ኤርትራ ዌብ ሳይት ናብ ነብበቲ ንምብጻሕ ክተሓባበራአ ብትሕትና ንሓትት።