Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዋዕለ ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን ዝቐረበ መደረ ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል - 06 ግንቦት 2019   ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ዝተፈቶኹም ደቂ ሃገረይ ኣብዚ ተረኺብና ዘሎና ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ንምዝታይ ኢዩ። ሃገርና ኤርትራ ካብ ኩሉ ጊዜ ንላዕሊ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኢያ ትርከብ ዘላ። እዚ ኩልና ንግንዘቦ ሓቂ እኳ እንተዀነ

READ MORE

ምንቅስቓስ ኤርትራውያን “ይኣክል” ተቐማጦ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን   ጸብጻብ ኣብ 06 ግንቦት 2019 ናይ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣኼባ ለስተር ልዕሊ ሚእቲ ተሳተፍቲ ዝተረኽብሉ ብውዕዉዕ ሃገራዊ ስሚዕት ኢዩ ተኻዪዱ። ዳርጋ መብዛሕትኦም ሓደስቲ ስደተኛታ ኰይኖም ጣዕሚ ህይወት ተነፊግዎም ኣብ ባርነት ኣገልግሎት ዝነበሩ ኣጓብዝ ኢዮም። ባህልና ብምኽታል ኣኼባ ለስተር ብጸሎት ኢዩ ተጀሚሩ

READ MORE

UK financial regulator confirms oil, gas and mining companies must name government entities receiving their payments 5/7/2019 Some oil, gas and mining companies reporting their payments to governments under UK law have omitted important elements, including the identify of government entities receiving payments. Publish What You Pay

READ MORE

እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ኣስመራ ብምኽያት ጸጥታ ዝውሰዱ ዘሎዉ ስጉምታት፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ዝተጠቕሰ፡ ካብ ጎዳይፍ ክሳብ መእለይ ማይ ነፍሒ ዘሎ ቀንዲ ጽርግያ ኣስመራ - መንደፈራ ነቲ ብፍርሒ ተዋሒጡ ዘሎ ኢሰያስ ድሕነት ተባሂሉ መኪና ደው ምባል ተኸልኪሉ ብምህላዉ፡ በቲ መንገዲ ዝመላለስ ሰብ ኣብ ከቢድ ስግእት ወዲቑ ይርከብ ኣሎ ብተወሳኺ

READ MORE

መግለጺ “ይኣክል” ኤርትራውያን ተቀማጦ ቺካጎን ከባቢን   5 ግንቦት 2019 ብመጀመርታ፡ ናብዚ ከም ህዝቢ ንሃሉ’ዶ ኣይንሃሉ፡ ደቅናን ደቂ ደቅናን፡ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ይረከቡ’ዶ ኣይረከቡ ዝውስንን፡ ህይወት ናይ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ዝርገጽ ዘሎ ህዝብና ንምድሓን እጃምና እንታይ ይኹን ዝብል ምይይጥ ንምስታፍ ምምጻእኩምን ምምጻእክንን ብስም ኩሉ ደላዪ ፍትሒ፡ ሰላምን ናጽነትን ከመስግን

READ MORE

  በስመ ኣብ በስመ ወልድ በስመ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ናብ ዝኸበርካ ህዝበ ክርስትያን ፡ ብመጀመርያ እንቋዕ ጾመ ሉጓም ፈቲሑ ናብ ብዓል ፋሲካ ኣብቅዓና። ንሕና ደቂ ‘ዛ ቤተክርስትያን ብምኽንያት እዚ ዓቢ ብዓል ፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ቤተክርስትያንናን ሃገርናን እሂን ምሂን ክንብሃሃልን፡ ነቲ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሽግር፡

READ MORE

ብዝተፋላለየ ኣገባባት፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻኢ ብዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታትን ዝረአ ዘሎ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓሳትን ናይ ይኣክል ድምጺታትን፡ ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ሃገርና ጸቕጢ ይፈጥር ከምዘሎን፡ ብጽቡቕ ይስጉም ከምዘሎን፡ ኩልና በብወገንና እንዕዘቦ ዘሎና እዩ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ሃገርና ይኹን ኣብ ወጻኢ ብዝርከቡ ዜጋታት፡ እናተሃንጸ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ዕለት 07/04/2019 ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰፊሕ ኣኼባ ጸዊዑ ምንባሩን፥ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን ከምዝተሳተፉዎን ዝዝከር ኢዩ። ኣብቲ ኣስታት 700 ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ ህዝባዊ ኣኼባ፡ 22 ሓደስቲ ኣባልላት ኮሚቴ ከምዝተመርጹ እውን ትዝክሩዎ ትኾኑ። ምስቶም ዝጸንሑ ኣባላት፡ ብጠቕላላ 30 ዝኣባላታ ኮሚቴ

READ MORE

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ዓመታት ደውታ፣ ነቲ ዘጋጠሞ ቅልውላው ሰጊሩ፣ ኣብ መንጎ ኣካላቱ ዝኾኑ ሓይልታት ብዝነበረ ዘይምኽኑይ ምስሕሓባትን ካልእ ወድዓዊ ምኽንያታትን ዝተፈጥረ ቅልውላው ኣሊዩ፣ ኣብ ገዛእ ዓቕሙ ተመርኲሱ፣ ኣብ ትሕቲ “ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፣ ነጻነትናን ልዑላውነትና ንምዕቃብን፣ ሓድነት ህዝብና ንምዕዛዝን፣ ህልውን መጻእን

READ MORE

ነቲ ካብ 24-25 ሚያዝያ ኣብ ለንደን ክካየድ ዝቐነየ `ንህንጻ ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ-ምልካዊ ስርዓት` ዝምልከት ዋዕላ ዝወደበ Eritrea Focus፡ ነቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣንጻር `ቲ ቅዱስ ተበግሶ ጀሚሩዎ ዘሎ ናይ ጸለመ ዘመተ ብምቅዋም ትማሊ 28 ሚያዝያ 2019 ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ። ኣቦ ወንበር Eritrea Focus  ኣቶ ሃብተ

READ MORE