Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢሰብኣዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ከረን፣ ቃጼታይ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ተደኵኑ ኣብ ዝርከብ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እንዳማርያም ንዓሰርተታት ዓመታት ተቐቢሩ ንዝጸንሐ ሬሳታት ከይተረፈ ፍሒሮም ብምውጻእ ኣብ ካልእ ቦታ ክቐብሩዎ ንቤተሰብ መወቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ምምሕዳር ከተማ ትእዛዝ ድሕሪ ምትሕልላፉ፣ ህዝቢ ከተማ ከረን በቲ ኣጸያፊ ኢሰብኣዊ

READ MORE

ማሕታ ትማሊ፡ 8ይ ክፋል።                                           15-04-14። ሕሉፍ ዘይፈለጠ መጻኢ የብሉን! “ኣብ ሓንቲ ጉምቦ ኢድ ክንደይ መትኒ ደም፡ ህዋሳት ስምዒት፡ ጀማምትን ጭዋዳታትን ከምዘሎ ፈላጣት ሕተቱሉ” ኢለ ተፋ ንየኩም ቀንየ። ንስኻትኩም ድማ ግደፍ ክንድኡስ ቅንጣብ ኣካል ክትክንተፍ እንከላ እንታይ ዝኣመሰለ ቃንዛ ከምዘለዋ ተዛቲ ኹሙሉ ኣለኹም። ናይ መቐምረሪ ነገር’ሞ ኣይውረዮን። ኣስዒብኩም’ውን

READ MORE

ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ለውጢ ኣብ ቴለማርክን ከባቢኡን ቅድሚ ዓመት ብወግዒ ዝተመስረተ ማሕበር ኮይኑ፡ ዛጊት ምስ ኩላቶም ኣብ ኖርወይ ዝርከቡ ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ ለውጢ ብምትሕብባር ቃልሱ ከካይድ ጸኒሑን ኣሎን። ቃልስና ክዕወት እንተኾይኑ ግን ምስ ውሱናት ተቓለስቲ ጥራይ ዘይኮነ ምስ ኩላቶም ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ዝጥፍሽ ሓያለ ዓመታት ኣሕሊፉ እዩ። ዝተዋግኦ ኣይነበረን፣ ባዕሉ እዩ ንውደቅቱ ኣቀላጢፉዎ። እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ጠሊሙን ዓሚጹን ብኢደ-ወነኑ ዘውዲ ዝደፍአ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብገዛእ ምሳሩ ንሰራውር ስርዓቱ ባዕሉ እዩ በብሓደ ቆጥቍጡዎ። እቲ ኢሳይያስ ዝበተኾ ቀንዲ ሱር፣ ካብ ትግባረ ናይቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም

READ MORE

አወዳድባ ደለይቲ ፍትሒ ከምይ ይምስል ዝብል ሕቶ፣ ንዝኾነ ደላዪ ፍትሒ ዝምልከት ሕቶ እዩ። ዝኾነ ኤሪትራዊ ክውደብ ከሎ ፤ ዕላማ ስለ ዘለዎ፣ ዕላምኡ ንምውቃዕን ፡ አወዳድብኡ ዕዉትን ግብራውን ክኸውን ኢሉ እዩ ዝውደብ ። ኩሉ ግዜ ፡ አወዳድባ ክንብል ከለና ፡ ናይ ብዙሕነት ህዝቢ እዩ ዘመልክት። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/ኤሪትራውያን-ካብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ-4ይ-ክፋል.pdf"]

READ MORE

ኣቦዋት ክምስሉ እናፈለጠ ዝሞተስ እናሰመዐ ቅበሮ ኢዩ፡፡ ብዘይ ቀልዓለም ንሕና ኤርትራውያን ሎሚ እናፈለጥና ኢና ንመውት ንጠፍእ ንበታተን ዘለና፡፡ እቲ ድሕረይ ዋላ ሳዕሪ እውን  ኣይትብቆላ ብምባል ሱር መሰረትና ሓግሒጉ ከጥፍኣና ዘንቀደ ኢሳይያስ ድማ እናሰማዕና ኢዩ ምስ ትንፋስና ዝቐብረና ዘሎ፡፡ ኣረ እናታይ ኢና ንኸውን ዘለና….? እንታይ ክሳብ

READ MORE

ሎሚ መዓልቲ ሰንበት ድሕሪ ሰዓት ክልተ ዋዛን ቁውም ነገርን ኩሉ ዘካተተ ኣብ ሰሙን ዚዳሎ ብዮናታን ሃብተ ይሰምዕ ነበርኩ ኤረና ከፊተ! ንሰብን ጥሪትን ዓይነት ከይፈለየት ንኹሉ ብሓባር ድምጹ እናኣቃለሐት ብጥዑም ሙዚቃ እናዘናገዐት ልዕሊ ክልተ ሰዓት ማዕበል ምስ ተጓዕዘት ተሌፎን ጭር ኢላ መርድእ ዝሓዘለት! ኣብ መወዳእታ’ወ መደብ ዝዓጽወሉ ናይ ርድኡና ኣውያት ስልኪ ተደዊሉ ሓውና ኤርትራዊ ጸቢቡዎ ዓቕሉ ብኽያት ምስ

READ MORE

ኣብ ዘመነ ኢንተርነት ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ንዘሎ ዓቢ ተረኽቦናይ ውልቀ መላኽነትን ጥፈኣት ኤርትራውያን መንእሰያትናን፤ንሓያሎ  ግዜ ተዘሪቡሉስ ቀሊል መፍትሒ  ዛጊት ግን ኣይተረኽበሉን ዘሎ። ህልቂት መንእሰያትና መታን ከብቅዕ’ከ  እንታይኮን ይሓይሽ እናበልና ተደጋጋሚ፥ብጽሑፋትን ዛዕባታትን ከነካይድ ጸኒሕናን ጌናውን ፍንክት ከይበልና ኣሎና።ዓማጽን ጉሒላን ግን ጌና በምዑት ደቅና ይጻወቱን ይሸጡን፣ይቐትሉን አልዉ። ነዚ 

READ MORE

ወዲ 9 ወርሒ ህጻን አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ብቕትለት ፈተነ ተኸሲሱ አብ ቤት ፍርዲ አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ምቕራቡ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ገሊጽ። እቲ ህጻን ኣብ ቤት ፍርዲ አብ ሕቕፎ አባሕጉኡ ኮይኑ አብ አፉ መጥቦቢ ሒዙ ናይ አጻብዕቲ ዓሸራ ምሃቡ ተገሊጹ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Lahor.pdf"]

READ MORE

ሓዯራ መንእሰይ፡ ኣባኻን ኣብ እዝጊን ተራኻ ተጻወት ንመሰልን ሕጊን ታሪኽ ሰውራ ዓለም ንኹለን ኩለለን ብዘይ ተሳትፎኻ፡ ፈልከት እኮ የለን፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Petros_mensey_poem.pdf"]

READ MORE

ብጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብሓፈሻ፡ ብጉዳይ ተራ ናይ ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ከኣ ብፍላይ፡ ንምዝርራብ ን 3 ጉንበት 2014 ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። ሃገርን ህዝብን ናይ ሓባር ከም ምዃኖም መጠን፡ ኩሉኹም ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ ክትርከቡ ብትሕትና ንምሕጸን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Indianapolis_meeting_may.pdf"]

READ MORE

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ 9 ሚዝያዝያ ከምዝዘርጋሕናዮ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣንጻላልዩዋ ዝነበረት ኤርትራውያን ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብሓይሊ ባሕሪ ዓዲ ጥልያን ከምዝደሓነት ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ናይታ ሃገር ከምዘረጋገጹ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብኩነታት ናይቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ተገዲሶም ላዕልን ታሕትን ዝበሉ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ብዓቢኡ ድማ እቶም ህጹጽ

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ፡ ኣብ ካሜራ 15 ገለ እዋን 17 ሰባት ኣብ ገለ እዋን ድማ ልዕሊ 54 ሰባት ኔርና። ስለዚ፡ ኣብ ምዕራፍ ብዛዕባ 44 ሰባት’ኳ ዘዕልል እንተኾንኩ፡ ኣንብ ኣንበብቲ 10% ጥራይ ማለት ናይ 5 ሰባት ጥራይ ክጠቅስ እየ።                                                                                              ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15                                                       ንዓለም

READ MORE

መዓልቲ ካራ (ሴፈ-ጎዞሞ)!       7ይ ክፋል።        11-04-14። ብሕሉፍ ዘይተገደሰ መጻኢ የብሉን። ……ንሕና ደቂ ኤርትራ ተጻሪፍና ተታሪኽና ደም ከነው ጽኦ እንደሊ ህዝቢ ወይ ሃገር ስለዘብህገና ኣይኮነን ንዛ ረብ ዘለና። ዘዛርበናስ ሎሚ ድማ ተርእዮ ማሕላን መ ሸላን ስለዝበዝሐ ጥራይ ብምዃኑ ዝተበደልናዮ ከይንዛ ረብ ግደፍ ኣፍና ዝዓብሰናስ ቅልጽምና’ውን ከምዘይተ ዓጸፈ ኩሉ

READ MORE

እዚ ትማሊ ዕለት 08.04.2014 ዓ.ም. " ናይ ዳብሊን መምርሒ ይወገድ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተበገሰ ሰላማዊ ሰልፊ'ዚ ሰለስተ ሰዓታት ዝወሰደ ሰፊሕ ሰልፊ'ዩ ኔሩ። ኣብዚ ብዙሓት ኤርትራውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ሶማልያውያንን ከምኡ'ውን ጀርመንያውያን ዘበገስዎን ዝተሳተፍዎን ሰልፊ ነቲ ብዓዲ- ጥልያን ኣቢሎም ናብ ካልኦት ናይ ሕብረት ኤውሮጳ ዝኣተዉ ናይ ፖለቲካ ስደተኛታት ናብ

READ MORE

መሰል ምጽሓፍን ምዝራብንካብ ዘይፍቀደሉ ሃገር ተወሊድካ ኣብ ክንዲ ንመሰልን ፍትሕን ህዝብታት ምቅላስ ብመዓር ዝጥዕም ቃላት ዘብረቕረቐ ጽሑፍ ኣንጻር ደለይቲ ፍትሒ ዝዓለመ ህግደፋዊ ጽሑፍ ኣብታ ኩሉ ፈንፊንዋ ዘሎ መሳርሒት ህግደፋውያን ዝኾነት መስከረም ኔት ምልጣፍ ምስ ምንታይ ይቑጸርሽሕ'ኳ ኣቶ ሳልሕ ቃድን ኣቶ ኣማንኤል ኢያሱን ነዚ ናትካ ጸለመ ክምልስሉ ሕሉፍን ትሩፍን ዓቕምታት ከምዘለዎም እንተፈለጥኩ ኣብቲ ንስኻ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ህግደፋዊ ኣተሓሳስባ ኣልዒለ ዜግነታዊ መሰለይ ተጠቒመ መልሲ ክህበሉ ክፍትን'የእዚ ክብል ከለኹ ግን ሓሳብ ብሓሳብ ክስዓር ስለዘለዎ ነቲህግደፋውያን ኣብ ርእስኻ(ሓንጎልካ)ዘሪኦማ(Transplant) ዘለዉ ልምስቲ ኣተሓሳስባ ብሁሉው ስነሓሳብ ክምልሰሉ ሃገራዊ ሓላፍነት ስለዘለኒ'ምበር ናይ ግሊ ጽልኢ ከምዘይብለይ ክሕብረካ እፈቱ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Tsegezaeb_Meskrem.pdf"]

READ MORE

ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ዘለዉ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ መዋጥር ከምዝርከቡ ብምምልካት ናይ ህይወት ኣድሕን ህጹጽ ረዲኤት ብቴለፎን ሓቲቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም ገና ኣብ ማያት ዓዲ ጥልያን ኣይበጽሑን ዘለዉ። ኣብ ዓዲ ጥልያን ይኹም ማልታ እትርከቡ ግዱሳት፣ ሓለዋ ባሕሪ

READ MORE

ዝገርም’ዩ! ዋላ’ኳ ከምቲ ልሙድ ብዘይካ ኣብ ሊሰዩም (ኣስተምህሮታት ኪወሃበሉ ዚተዳለወ ፍሉይ ኣዳራሽ) ኣሰና ኣብ ካልእ መዓልታዊ ሓደሽቲ መሃሪ ጽሑፋት ንምርካብ፡ ጸቢብ ኣጋጣሚ ምዃኑ እንተ ተገንዘብኩ፡ ከም ገለ ሰበር ዜና እንተ ተረኽበ ኢለ ግን ንሓደ ክልተ መርበባት ሓበሬታ፡ እንኮላይ ናብ ብዓል ከም ኣለናልካ ናይ ህግደፍ ዝኣመሰላ

READ MORE

ኣብ ኤርትራ ጭርጭር ትጻወት ዞሎኻ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቐደምሲ ጸሊም መነጸር ጌርካ፤ ብቅልጡፋት ነፈርቲ ትዛወር ኔርካ፤ ኣብ ዝደለኻዮ ሃገር ትበጽሕ ኔርካ፤ እንታይ እዩ ተረኺቡ ወዲ በቃ፤ ሓንሳብ ኣብ ባጽዕ፤ ሓንሳብ ኣብ ዓሻ ጎልጎል ትሕባእ ዘሎኻ መራሒ ሃገር ተባሂልካ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንሱዳን ትኣቱ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንኬንያ ትኽይድ ዘሎኻ፤ ሕጂ ግን እግርኻ ኣኪብካ፤

READ MORE

Sudan's Bashir unveils political reforms President orders release of political prisoners and easing of restrictions on parties to encourage national dialogue. Sudanese President Omar al Bashir has ordered the release of political prisoners and easing of restrictions on political parties to "encourage success in a national dialogue". Speaking

READ MORE