Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዑደት ንዘሎ ወረቐት ባጤራ ናቕፋ ክቕይሮ ምዃኑ ትማሊ 4 ሕዳር ብመንገዲ መራኸቢ ብዙሓኑ ኣዊጁ። ብመሰረት እቲ ኣዋጅ፣ ነቲ ኣብ ዑደት ዝጸንሐ ባጤራ ብሓዱሽ ናቕፋ ናይ ምቕያር መስርሕ ብመንገዲ እተን በቲ ስርዓት ዝውነና ንግዳዊ ባንክታት ዝካየድ ካየድ እዩ። ውልቀ ተገልገልቲ ይኹን ትካል

READ MORE

ሰባት ኣብ ጉዳያት ዝተፈላለየ ኣጠማምታን መርገጽን ክህልዎም ንቡር’ዩ። እቲ ዘይቅቡል ባህርያት ግን፡  ምስ ሓሳባትካን እምነትካን ዘይሰማማዕን ዘይቃዶን ሰብ ወይ ኣካል ምስዘጋጥመካ ክትጻወሮ ዘይምኽኣልን መሰል ካልኦት ምግሃስን ምዝንጣልን’ዩ። ኣብ ክንዲ ነቲ ዘይትሰማምዓሉ ጉዳይ ካብ ስምዒት ተናጊፍካ መልሲ ምሃብን ርእይቶ ካልኦት ምጽዋርን፡ ደረቱ ዝሓለፈ ዘለፋን ሚዛናውነት ዝጎደሎ

READ MORE

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተመዲቦም ዝሰርሑ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ ካብ ገያሾ ገንዘብ ከም ዝልምኑ ምንጭታት ካብ’ታ ከተማ ሓቢሮም፡፡ እቶም ኣባላት ጸጥታን ኢመግረሽንን ካብ ወጻኢ ናብ ኣስመራ ንዝኣትውን ካብ’ታ ከተማ ንዝወጽኡን ኣብ ተርሚናል ደው ብምባል “ እንታይ ደኣ ገለ’ባ በልና( በሉና)” ብምባል ውርዙይ ብዝመስል ልመና ንገያሾ

READ MORE

ሃገር ብዘይ መንእሰይ መጻኢ የብላን፣ መንእሰይ ብዘይሃገር ከኣ ህይወት የብሉን። ኣብ ሃገርና ክልተ ሜላ ኣቆጻጽራ ግዜ እዩ ዘሎ። እቶም ርኡያት ናይ ግእዝን ፈረንጅን ኣቋጻጽራታት ማለተይ ኣይኮንኩን። ንግዜ ብዘይካ ብካላንደር፣ ፍሉይ ኣበርክቶ ወይ ተኣምር ብዝሰርሑ ሰባት፣ “ዘበን ኩስቶ” እናበልካ ምዝካር ኣብ ያታዊ ሕብርተሰብና ዝውቱር እዩ። ንኣብነት፣ ነቲ ብፈኸምታ

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ትማሊ ቀዳም 31 ጥቅምቲ ኣብ ዙሪክ ስዊዘርላንድ ምስ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብምርኻብ ብዛዕባ ‘ቶም ኣብዚ መድረኽ ‘ዚ ንመንእሰያት ኤርትራ ዝብድሁዎም ዘለዉ ሽግራትን ፍትሖምን ሰፊሕ ዘተ ኣካይዱ። ንሱ ኣብ መእተዊ ናይቲ ክፉት ዘተ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብመንገዲ ‘ቲ

READ MORE

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ዓለም ሕቆኡ ሂቡና ፤ ኣብ 20 ክፍለ-ዘመን ክረኤ ብዘይትጽበዮ  ናይ ምዕራብን ምብራቅን ምሽራው ብ MIGን F15ን  ንድብደብ ኣብ ዝነበርናሉ ተካል እዋን፤ ካብቶም ኣብ ጎንና ደው ዝበሉን ንስውራ ህዝቢ ኤርትራ ዘዔንገሉን ውሑዳት ሓደ  ህዝቢ ሶርያ`ዩ። ኣብ 2011 ከምቲ ብዙሓት መናእሰይ ዓረብ ንለውጢ ሓፍ ዝበሉ፤ መንእሰይ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ሃገራት ሰሜን ኣምሪካን ካናዳን ናብ ኒው ዮርክ ዝወሓዙ ልዕሊ 3 ሽሕ ደለይቲ ፍትሒ፣ ነቲ ንዓመጽ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢኤርትራ ዘቃልዐ ጸብጻብ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምድጋፍን፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምዅናንን፣ ሎሚ 29 ጥቅምቲ ኒውዮርክ፣ ፊት ኣድራሽ ውድብ ሕቡራት

READ MORE

ሓይሊ ዕማም ምቁጽጻር ሶማልያን ኤርትራን ኣብ ዘቕረበሉ ጸብጻብ ተሞርኪሱ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መዝነት ናይቲ ሓይሊ ዕማምን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳን ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ክውስንዩ። እቲ 93 ገጻት ዝብዝሑ ጸብጻብ ሓይሊ ዕማም ባይቶ ጸጥታ፥ ስርዓት ህግደፍ ብኣንጻር ብይን 2182(2014) ዜሰክሞ ግዴታ፥ ምስ ሓይሊ ዕማም

READ MORE

ጉባኤ ብዛዕባ መጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሁራን ተቓወምቲ ኢትዮጵያውያን፡ ዓላማኡን ኣተገባብርኡን ምንጪ መበገሲ ናይዚ ጽሑፈይ ካብቲ ናይ ጉባኤ ዝወጸ ጸብጻብ ኢዩ ። እዚ ድማ ብብጻይ ኣመሃ ደመኒኮ ብኢመይል ኣቢለ ስለ ዝረኸብክዎ፡ ንአመሃ ከየመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ብርግጽ  ብዝርዝር ኮይኑ ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ጽሑፍ ንምቕራብ ዝከኣል እኳ እንተኾነ፡ እዚ ግን ኣብ

READ MORE

ምቛም ሓይሊ ዕማም ንቀጻሊ ደገፍ መርማሪት ኮሚሽን ምስ መርማሪት ኮሚሽን እትደጋገፍ ሓይሊ ዕማም ምቛም፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ብሩህ እዩ። ኣብ  ሓጺር ጊዜ ቆይማ ስራሕ ክትጅምርን  ዘድሊ ምስንዳኣት ተጻፊፉ ክቕረብን ጽባሕ ዘይባሃሎ ህጹጽ ጉዳይ`ዩ። እዚ፡ ከቢድ ሓላፍነት ዝስከም ሓይሊ ዕማም`ዚ፡ ጀሚሩ ዝቕጽልን፡ ኣብ ስራሕ ንዘጋጥምዎ መኸታት በዲሁ ናብ

READ MORE

ሰዓተይ ‘ኒውዮርክ’ ትብል ኣላ! ሞባይለይ ‘ውን ደጊማ ቃጭላ ካብኣ ተቐቢላ፣ ስዓትኩም ረኣዩ ኣንቱም ሰብ ቆጸራ ሰዓት ኣኺሉ - በቡር ነቒላ መወዳእታ ደወል - ባጉም ባጉም ኢላ ደለይቲ ፍትሒ - ሃብሮማት ሓዚላ፣ ካብ US ካናዳ - ጊሓት ተላዒላ ማይላት ቆሪጻ - ኒውዮርክ ‘ዩ ምዓላ ሓመድ ድበ ‘ርክብ - ተሎ ተሰቐላ፣   ንሳ ‘ኳ ኤርትራ ዘይዓዳ ክፉእ ምስረኣየት ብማዕዶ

READ MORE

ብዳዊት፡ክፍለዝጊ ዓቕሉ ምስ ጸበቦ፡ ምስተ ደራረቦ፡ ተስፋ ምስ ቆረጸ፡ ኒሑ  ምስ ዓረቦ፡ ኣያ  ምስ ሳአነ  ዝህቦ  ኣቓልቦ ኣይእንታዩን፡ኮይና፡ትውልዲ ዓደቦ፡          ይነፍጽ፡ይጠፍእ፡ እግሩ ናብ  ዝመርሖ፡         ሰላሙ ምስ  ተሓርመት ምስ  ጸልመቶ ኑጉሆ፡         ዝኽደኖ ዬለ ዝድረሮ፡ዝምሶሖ፡           እዝን ወዲ ኸምዝን ንስደት

READ MORE

ኩልና ከም ንፈልጦ እዞም ኣብ ሃገርና  ዝገዝኡ ዘለዉ  ጃንዳ ካብቲ ሓሳድ ባህርያቶም፣ ዜጋታት ነብሶም  ኪኢሎም ካብ ተጸባይነት ወጺኦም ናብርኦም ክመርሑ ምስ ዝፍትኑ ከመይ ገይሮም ብተላኣኣኽቶም ኣቢሎም ሸርሕታት እናመሃዙ ዓዲ ከም ዘውዕልዎምን ከም ሳዕቤኑ ክኣ ተስፋ ቆሪጾም ሃገሮም ገዲፎም ሃጽ ከም ዘብሎዎምን ኣብዚ ዓሰርተታት ዓመታት ዘመነ

READ MORE

በቲ ን29 ጥቅምቲ ኣብ ኒው ዮርክ ንምክያዱ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ብዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ዓቢ ምሽብሻብ ዝግበረሉ ዘሎ፣ ብተሳተፍነቱ ዝዓበየ ሰላማዊ ስለፊ ደለይቲ ፍትሒ ክኸውን ትጽቢት ዝግበረሉ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሰናበደ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሃሱሳቱ ኣዋፊሩ ንምትዕንቓፉ ሰፊሕ ዘመተ የካይድ ከምዘሎ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝበጽሑና ሓበሬታት

READ MORE

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ልዕሊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘሎ ብቁጽሪ 1907 ዝፍለጥ እገዳ ንሓደ ዓመት ጸኒዑ ክቕጽል ሎሚ 23 ጥቅምቲ 2015 ወሲኑ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ውሳኔ ብዝምልከት ሎሚ ኣብ ዝዘርግሖ ቁጡቕ ግብረመልሲ፣  ባይቶ ጸጥታ ዋላ ኳ ገለ ኣባላቱ ዕቃበታት እንተርኣዩ፣ ብኣመሪካ ተዓብሊሉ

READ MORE