Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣባላት ስለያን ጸጥታን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከስግሩ ምስ ዝሓዙዎም ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ (Human Traffickers) ብምትሕብባር፡ ቤተሰቦም ናብ ስደት ካብ ዘምለጡ ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣማኢት ኣሽሓት ገንዘብ ይዘምቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ካብ ዞባ ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ፡ ነቶም

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቅድሚ ዓርቢ ስቕለት ካብ ኣብያተ ማእሰርቲ ብኣስመራ ኣቢሎም ናብ ባጽዕ ገጾም ንታዕሊም ይጓዓዙ ካብ ዝነበሩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ እታ ዝጓዓዙላ ዝነበሩ ናይ ጽዕነት መኪና ኣብ ሸግርኒ (መንገዲ ባጽዕ) ድሕሪ ምግምጣላ 48 ክሞቱ ከለዉ ሓያለ ከምዝቖሰሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ቆሲሎም ብህይወት ዝተረፉ ዘጋጦሞም

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ኣብ ታሪኽ ዓለም ሒደት መወዳድርቲ ዘለዎ ዝተደራረበ ስቃይ ተጻዊርና፡ ንመሰልና ልዑል መስዋእቲ ከፊልና፡ ንማሕበራዊ ፍትሒ፡ ሰላምን ብልጽግናን ብሂግና። እንተኾነ፡ ሓሳብ ልብና ኣይሰመረልናን፡ ደቅናን ኣሕዋትናን ዝወደቁሉ ቅሳነትን ፍትሕን ዝነገሳ ሃገር ኣይረኸብናን። ኣምሳያ ክቡር መስዋእትና፡ ስደትን ውርደትን፡ ማእሰርትን ጥሜትን፡ ውሑዳት ዝጋየጹላ ብዙሓት ድማ ዝርገጹላን ብፍርሒ ዝነብሩላን

READ MORE

ውሽጣዊ ተቓራኒ ሓይሊ (dialectics of growth) ብ ኣማኑኤል ሳህለ   ኩሉ ለውጢ ወይ ሰውራ፡ ነቲ ዝነበረ ስርዓት ወይ ተቕዋም ወይ ኣተሓሳስባ ወይ ቅርጺ (structure) ብምንጻግን ብምቅዋምን፡ ብምእዳምን እዩ ንጥፈታቱ ዚጅምር። እቲ ዝነበረ ንዘልኣለም ኪቕጽል ኣይክእልን። ብቐደሙውን ንዘልኣለም ኣይነበረን። ኩሉ ነገራት ይውለድ ወይ ይፍጠር ወይ ይድኰን፡ ብድሕርዚ ይዓቢ፡ ኣብ

READ MORE

ትንሣኤ ዝብል ቃል ኣብ ንሰምዓሉ ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሥልሳይ ማዓልቲ ካብ ማእከል ምውታን ብኽብሪ ዝተንሰእ ኢየሱስ ናዝራዊ ምኻኑ'ዩ። ነዚ ዓቢ ክብሪ ንምዝካር ድማ ቤተ-ክርስቲያን ተዋህዶ፡ ዘመነ ትንሳኤ ብምባል ንሓምሳ ማዓልቲ ዝኣክል ካብ ትንሣኤ ክሳብ በዓለ ሓምሳ ማለት በዓለ መንፈስ ቅዱስ፥ ኣብ

READ MORE

[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/04/assenna-Dan-Connel-2018.pdf"] Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:

READ MORE

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ዓመታዊ ጸብጻብ 2017 መእተዊ፦ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ነቲ -  ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ንህዝቢ - ዝብል መሰረታዊ ኣገባብ ምርኩስ ብምግባር፣ ነቲ ዘበገሶ መስርሕ ካብ ህዝቢ  ብህዝቢ ንምግባሩ፣ ኣብ መፈለምታ ብመንገዲ ጋዜጣዊ መግለጺ  ጎስጓስ ብምክያድ፣  ከተምቲ  ህጹጽ መጸዋዕታ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም  ኣኪቡ።  ኣብ 

READ MORE

Global Initiative of Eritreans to Empower Grassroots Movement GI 2017 Progress Report and Plans for 2018 Introduction GI strongly believes that its mission of playing a facilitating role for the formation of grassroots-based people’s institutions and electing global representatives can ideally be achieved by the full participation of all

READ MORE

ወምድርኒ ትገብር ፋሲካ ተሓጺባ በደመ-ክርስቶስ !! ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያንና በዓል-ትንሣኤ ብዝመጸ ቁጽሪ፥ “-ወምድርኒ ትገብር ፋሲካ፡ ተሓጺባ በደመ-ክርስቶስ-“ ብምባል’ያ ክተኽብሮ እትርከብ።  እዚ ማለት ድማ እቲ ኣብ ገነት ዝተፈጸመ  ምፍራስ-ሕጊ፥ ኣብ ዓለም ኃጢኣት ንኽኣቱ ምኽንያት ኮይኑ ስለ-ዝተረኽበ፥ ዓለም ብባሕሪ-ኃጢኣት ክትወሓጥ ዘይተርፈላ ዕዳ ኮይኑ ተረኺቡ እዩ። በዚ ምኽንያት’ዚ ከኣ’ያ “-ምድሪ ብሰንክኻ

READ MORE

  ኣብቲ ፈለማ ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ሓርነት ኤርትራ፡ እቶም ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ኣብ ወጻእን ዝዕዘቦም ዝነበርኩ ኤርትራውያን፡ ፖለቲካውን ርእዮተዓለማውን ፍልልያት ዳርጋ ኣይነበሮምን ኪብሃል ይከኣል። ኣብዚ ጽሑፍዚ፡ ኤርትራውያን ኪብሃል ከሎ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘይኮነስ ንመብዛሕትኡን፡ ብፍላይ ድማ ነቲ ድሕሪ ናጽነት ዚነጥፍ ዝነበረን ዘሎን ዜጋ ይጥርንፍ።   ኣብቲ ዘመነ ሓርነታዊ ቃልሲ፡

READ MORE

To transform the rapacious rule into a more transparent, participatory and accountable political and economic system in Eritrea, all Eritreans should actively engage in the reconstruction of the state through a proper constitution making. A properly designed Eritrean constitution will determine the kind of incentive

READ MORE

ኣቦ ወንበር ኢህወደግ ኮይኑ ተመሪጹ ዝቐነየ፡ ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኮይኑ ሎሚ ሰኑይ  2 ሚያዝያ 2018 ኣብ ቅድሚ ፓርላማ እታ ሃገር ቃል ማሕላ ከምዝፈጸመ ብ ቴለቭዥን ኢትዮጵያ ተቓሊሑ። እቲ ሎሚ ቃለማሕላ ዝፈጸመ፡ ወዲ 42 ዓመት ዶር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መዳያት ጽገና ብምትእትታው ነቲ

READ MORE