Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትዕዝብቲ ኣብ ፖለቲካን ባህርያቱን ኣማኑኤል ሳህለ   ፖለቲካ ናይ ህዝቢ ስጋዊ ምምሕዳር ስልቲ ኪኸውን ከሎ፡ ሃይማኖት ከኣ ናይቲ ህዝቢ መንፈሳዊ ምምሕዳር ሜላ ማለት እዩ። እቲ ቀዳማይ ነቲ ስጋዊ ገጽታ ሰብን ንምድራዊ ድሌታቱን ከስተናግድ ከሎ፡ እቲ ካልኣይ ግን ነቲ መንፈሳዊ ገጽታ ሰብን ንሰማያዊ ድሌታቱን እዩ ዘስተናግድ። እቲ ቀዳማይ፡ ነቲ መሰረታዊ

READ MORE

ሰባር ዕርዲ ራዕዲ!   ቅድሚ ክልተ ዓመት ልክዕ በዛ ዕለት ወዲ ዓሊ ጅግና ገንሸል ናይ ሓርነት ነዝነዝ ምስ ኣበሎ ናይ ምልኪ ሰንሰለት ሸበድበድ ኣትዩዎም ጉጅለ ኣሰለት ህዝብና ክጽበ ራህዋ ምስ ቅሳነት መላኽን ሰዓብቱን ክኣትዉ ኣብ ጻዕረ ሞት ገና ኣሎ የባህርሮም እቲ ናይ ወጥሪ ህሞት!   ኣንታ ሰባር ራዕዲ ወዲ ዓሊ ጅግና ቅያኻ ዚደግም ተባዕ ብምስኣንና መላኺ ብሕሰም

READ MORE

ጸሊም ታሪኽ ካልኣይ ክፋል   ኣዲኡ ዘፍለጠ መርገም ዓብይቲ ዓዲ ኣብ ሓደ እንዳውራይ ስወኦም እንዳጠዓዓሙ ወጃእ እንዳበሉ የዕልሉ ነበሩ። ናይ  ቀደም ዘሕለፍዎ ሂይወት ታሪኽ እንዳዘከሩ "ዝሓለፈ ጥዑም!" እንዳብሉ ናይ ዝሓለፈ ጊዜ ጽቡቅ ምስ ናይ ሕጂ የነጻጽሩ ነበሩ። ኣቦይ ኣብርሃ ግን ዝን ኢሎም ኣብ ሓሳብ ጢሒሎም ነበሩ፡ ነቲ ዕላል መዘንኦም

READ MORE

ኣቦይ ደምሃይ!   ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥   እንታይ ህጹጽ ነገር ስለ ዝተረኽበ'ዩ ግን ሕጂ ድሕሪ 23 ዓመታት፡ ሽማግለታት ብግዲ ዘዕጥቕ ዘሎ!? ሕጂ ንሓደ ክልተ ወርሒ ዘየጸቢ ህውኽ ተዓሊምከ ንምንታይ ኣድለየ? ናይ ኲናት ሓደጋ ከምዘየሎ ባዕሉ ገሊጹዎ'ዩ። እንተ ደኣ ናይ ኲናት ሓደጋ እንተዘየልዩኸ ደቆም ኣብ በረኻ ሰፊሮም ከይኣክል፡ እንደገና

READ MORE

ከምቲ ብዜና ኣሰናን ንብዙሕ ግዜ ክሕበር ዝጸንሐ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ህዝባዊ ሰራዊት ዝብል ስም ኣጠሚቑ ዝወደቦም ሲቪል ናብ ታዕሊም ከእትዎም ተደጋጋሚ ጻውዒት ከቕርብ ኳ እንተጸንሐ ብኣብያ እዮም ክምልሱሉ ጸኒሖም። እዚ እትርእዩዎ ዘለኹም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ቲራቨሎ ብስርዓት ህግደፍ ተለጢፉ ዝነበረ መጸዋዕታ ድማ እቲ ስርዓት ዓቕሉ

READ MORE

ኣውፈርቲ ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ 500 ሚእቲ ሚልዮን ዶላር ዝውድእ ናይ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት ወፍሪ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። ብመሰረት 'ቲ ዝስምምዕ አብ ምብራቕ ኢትዮጵያ አብ ድሬዳዋ ናይ ስሚንቶ ፋብሪካ፤ ምድላብ ሃብቲ ሃብቲ እንሰሳ ከምኡ ድማ ናይ ዓሶ መድሃኒት መስርሒ ፋብሪካ ናይ ኮስሞቲክስ ፋብሪካ ንኸሰርሑ ተወዓዒሎም

READ MORE

ኣብ 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ ክሳብ ሓላፊ ክፍለሰራዊት ደረጃ መዝነት በጺሑ ዝነበረ ብሪጌደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ)፣ ኣብዚ ቕንያት'ዚ ኣብ መበል 59 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ኣቐድም ኣቢሉ 'ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሄር ኣሽመላሽ ከምዝዓረፈ ይፍለጥ። ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ሓላፊ ፋብሪካ

READ MORE

Open Public Meeting on current Eritrean issues. The London Eritrean Discussion form have organised an open public meeting and all interested Eritreans are welcome   Date: Sunday 25th January 2015  Venue: Initiative for Change Address: 24 Greencoat Place, Victoria, London SW1P 1BE or 1RD www.greencoatplace.org/location Time: 2 pm to 7 pm   Topic for Discussion:   The speakers and

READ MORE

ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት ዘንቀድዎ ፍትሓዊ ቃልሲ ኤርትራን ኤርትራውነትን'ዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላማዊ መንገዲ ዝሓተቶ ናይ ርእሰ ውሳኔ መሰል ስለ ዘይሰለጠ ኣንጻር ገዛእቲ ሓይልታት በትሪ ከልዕል ተገዲዱ፡ ታሪኽ ተጋድሎናን ብድሆታቱን እንታይ ነበረ ክግልጽ ኣይኮንኩን ደልየ እንታይ ደኣ እዚ ወለዶ'ዚ ዝተረከቦ ዘይተፈጸመ ዕዮ ገዛ ስለ ዘሎ ሓላፍነት ወሲዱ መን'ዩ ኣብ ምዕራፉ ከብጽሖ ዘለዎ ንምግላጽ'የ፡ ቅድሚ መን'ዩ ሓላፍነት ዝወስድ ምግላጸይ ግን ቃልሲ ወለዶታት ዕላምኡ እንታይ'ዩ?ካበይ ናበይ'ዩ ዝኸይድ?እንታይ ምዕራፍ ኣለዎ ክድህስስ ክፍትን'የ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Weldu_2.pdf"]

READ MORE

ግራንድ ኦፖኒንግ ኣብ ላስቬጋስ፤ ንዕለት 01/28/15 ናይዚ ወርሒ እዚ ኤርትራውያን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ ግራንድ ኦፒኒንግ(Grand Opennig) ከምዘለዎ ንተቐማጦ ላስቬጋስ ብሓጎስ ይገልጽ። እዚ ብመንእሰያትን ዓበይትን ተቐማጦ ላስቬጋስ ዝተከፈተ ድልዱል ኮሚዩኒቲ ንኩሎም ኤርትራውያን ዓመተ 2015 ዓመተ ሰላምን ራህዋን ክትኾነሎም ሰናይ ትምኒቱ እንዳገልጸ ንዕለት 28 (ሮቡዕ) ዓቢ መኽፈቲ (Grand Opennig)ከምዘለዎ

READ MORE

ዞማይ'ዩ።  ስነ ጥበበኛ። ክንጸዋዋዕ ኮለና ብዞማይ ኢና ንጸዋዋዕ። ምስ በዓልቲበተይ ደቂ ሓወቦታት ክነሶም ከምዛ ሓደ ጡብ ጠብዮም ድዓበዩ እዮም ዝመስሉ።  ሓደ ጡብ ጠብዮም ዝዓበዩ' ኳ ክናቆቱ ይውዕሉ ኣለዉ፡ ናቶም 'ሲ ፍሉይ እዩ።  ንሱ ብኣካሂድኡ ህድኡ፡ ብኣዘራርብኡ እርኑብ፡ ብባህሪኡ ትዕግስተኛ፡ ፈታው ሰብ፡ ፈታው ጽቡቅን ትሑትን እዩ። [gview

READ MORE

ኣብ ርያድ ስዑዲ ዓረብ ዝርክብ፣ ንወከልቲ ህግደፍን ማሕበረኮምን ዘእንግድ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ሎሚ ንጉሆ ብርቱዕ ቃጸሎ ኣጋጢሙዎ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተሃሞኸ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ጠንቂ ናይቲ ቃጸሎ ባርዕ ኤለትሪክ ከምዝኾነ ዝጠቀሱ ምንጭታት እቲ ቤትጽሕፈት 100 ክዓኑ ኸሎ፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ግን ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየልቦ

READ MORE

መንእሰይ: (ክቡር መንእሰይ ዘይበልኩኻ ኣይትሓዘለይ: ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝበልኩኻ: ውሳነኻ ከይፈለጥኩ ከኽብረካ ስለዝኸብደኒ እዩ:: ስለዚ: ኣንታ መንእሰይ ጥራሕ ኢለ እንተጸዋኩኻ ኣይትጉሀ:: )   "ሰጊድ ሰላም" ኢልካን ደኒንካን ዝርከብ ለውጢ ይህሉ ይኸውን:: ካብ ዕግርግር ናብ ጸጥታ: ካብ ህውከት ናብ ስቕታ የሰጋግር'ውን ይኸውን:: እዚ ለውጢ ምዃኑ ዘይከሓድ እኳ እንተኾነ:

READ MORE

ኣቦይ ደምሃይ!   ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት፡ ዕላል ሓደ ኤርትራዊ ወላዲ!   ቀዳማይ ክፋል፥   'ደሓንዶ ውዒልኩም ኣቦይ ደምሃይ?' "እግዚኣቢሄር ይመስገን! መዓልካ ዝወደይ?" 'ደሓንዶ ኣለኹም? ከመይ ኣለኹም

READ MORE

ኣብ መልበረን ኣውስትራልያ ንክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ ተኻይዱ። እዚ ብተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ዓመት መጸ ብህግደፍ ዝዳሎ ብስም ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ፕሮፓጋንዳዊ ዳንኪራ ብምቅዋም፡ ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ኣብ ስቓይን ዓመጽን ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ብዓውታ ንምስማዕ ዝዓለመ ተቓውሞ እዩ ነይሩ። እዚ

READ MORE

ኣብዚ ሰሙን'ዚ ግዳያት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝኾኑ 10 ጋዜጠኛታት ዝርከቡዎም 17 ዜጋታት ደገፉ ንምግላጽ፣ ከምኡ'ውን ናጽነት ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ ዘይትንከፍ ሕመረት ዲሞክራስያዊ ክብርታት ፈረንሳ ምዃኑ ብዘየማትእ መንገዲ ንምርግጋጽ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ማእከል ከተማ ፓሪስ ናይ ሓድነት ሰልፊ ኣካይዱ። ኣብቲ ብቤተሰብ ግዳያት ተመሪሑ ዝተኻየደ፣ ንፕረዚደንት ፈረንሳ

READ MORE

ወገን ፍሥሐየ መብራህቱ   ሃገርና ኤርትራ ንዀርዓላ ዓዲ ብስጉሚ ትስገር ንእሽቶ ከም ዓውዲ ብዙሕ ዝኣስማትና ደቂ ሓንቲ ከብዲ ሓቢርና ንስሰ ካብ ሓደ መኣዲ ውቁብ ዝባህልና ንጋሻ ኣንጋዲ ባህረትና መግለጺ ዘጥረናዮ ልምዲ ብሓባር ጸሪግና ናይ ሰላም መንገዲ ብደም ሰማዕታትና ኣጠጥዕና ጕንዲ ናይ ዓመታት ሕልሙ ፍልልይ ኪወዲ ሓዊ ኪጠብሰና ደፊኑ ብሞግዲ ነዚ ሽፍታ መሮር ሓራዲ ጎማዲ ንዑ ነጠፍሾ ብኣና ነጋዲ።   ሃገረ-ቃልሲ’ወ ንእሽቶ

READ MORE

ደሃይ ካብ ኤርትራ ድኳን ሕድሪ ኣብ ዱካናት ሕድሪ ክሽየጥ ዝጸንሐ ኣስቤዛ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ደው ኢሉ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ምኽንያት ድማ ኣስቤዛ ተወዲኡ እተን ደዃኩን ጥርሐን በረውረው ይብላ ስለዘለዋ ዩ። ንኣብነት ኣብ ኣስመራ፣ ገዛውትና ትርከብ ዱካን ሕድሪ ጥርሓ ተሪፋ ምህላዋ ዝሓለፈ ሰሙን ክሽምት ኣብ ዝኸድክሉ ተዓዚበ።

READ MORE

ኣናብባ ምትፍናንን ኣፈታትሓኡን፡          08-01-15. ደጊመ “እንዃዕ ናብ ልደተ-ክርስቶስ ኣብጸሓና” ክብል እፈቱ። ኣስዒበ ድማ ሙሉእ ልደተ - ሓርነት ክኾነልና እምነ። “ከም ኣናብባኻ ኢዩ” ዶ ኢሉ ክቡር ፕረሲደንት። እዚ’ሞ ዘየጠራጥር ሓቂ ኢዩ። ከምዝመስለኒ ምትፍናን ውዱዕ ክኸውን እንከሎ ኣናብ ባኡን ፍርዱን (ውሳነ) ድማ ን’ባዕላዊ’ የመልክት። ውዱዕ ከተንብብን ክትውስንን ድማ ከምዋዛ

READ MORE