Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዘሎ ህዝብና፡ እንኳዕ ንብሩራዊ ኢዮቤል፡ መዓልቲ ናጽነት ኣብጽሓካ ይብል። እዚ ትርጉም ናይ’ቲ “ ናጽነት” ዝብል ቃል ወይ ሓሳብ ነቲ፡ ጀጋኑ ዜጋታትና ዝተሰውእሉን ዘረጋገጽዎን፡ ናይ መሬት ልኡላውነት ድኣ እምበር፡ ነቲ ህዝባና ዘልሕልፍዎ ዘሎ ንምግላጹ ዘጸግም ኣዚዩ ከቢድ

READ MORE

ናይ ህግደፍ እንተጸላእና ዝገደዱ ክሓድቲ ኣጥሪና Tesfamariam Wel. 23/05/2016 Norway ንህዝቡ ዝተሰውአ ምእንተ ሃገሩ ክላገጽሉ እፍሊ ዕሱባት ወኻሩ ብሕቡእ ምስጢር ዝቃለሱ ዝነበሩ ደርጒሖሞ ተንኮል ምስ ተማህሩ   ኤሪትራውያን ድዮምከ መበቆሎም? ናህናዶ ትብልዎም ካበዮም መጺኦም ስውኣት ዘላግጹ እንተእን ድኣ ኮይኖም ንምታይ ድኣ ክሳብ ትማሊ ተቓዊሞም እስከ ንፈትሽ መን ከምዘሎ ድሕሪኦም   ምእንታና ዝወደቑ ጀጋኑ ክትክሕዱ ናትኩም ድርቅና ሰብ ተገሪሙ ሰንቢዱ ክንደይ ጌርኩምከ ደቀይ

READ MORE

ውዮ ድኣ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ ኮይኑ’ምበር፡ እታ ካብ ግዜ ጥንሲ፡ ሕርሲ፡ ዕንጋለ ጸባ ጡብ፡ ረርያን ሓዚላን ዘዕበየትን ኣብ መርዓን ደርዓን ዘብጽሐት ኤርትራዊት ኣደ፡ ንርዝነት ኣበርክቶኣ ዝገልጽ እኹል ቃላት ኣይርከቦን’ዩ። ሞያ ኤርትራዊት ኣደ ግን ኣብ ምሕብሓብን ምምሃርን ስድራቤታን ደቃን ጥራይ ዝሕጸር ኣይኮነን። ኣብ ታሪኽ ሕብረተሰብና’ውን

READ MORE

ኣብ ሽየንን ከባቢኡን ዝነብሩ ደለይቲ ፍትሒ ንበዓል ናጽነት ክብ ዝበለ ምድላዋት ብምግባር ኣብዒሎሞ። ኣብቲ ዝነበረ ስነስርዓት፡ ኣቦ መንበር ምንቅስቓስ ስምረት ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ሽየን ሓው ኣድሓኖም በራኺ ነቲ ኣኼባ ‘እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም’ ብምባል ድሕሪ ምኽፋቱ፡ እቲ ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፍሎ ቃልሲ ኣብ 1991 ናጽነት መሬት ኤርትራ’ኳ

READ MORE

ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! -------------------------------------------------------------------- በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም። ዕለት 28 ግንቦት - ኣብ ስቶክሆልም ኤግቢ

READ MORE

ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ  ኤርትራ ህያው ምግባር  ሓላፍነት  ህሉው ወለዶ`ዩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ግንቦት 20፡ 2016 ``ሓርነት ንዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ መጋበርያ ኣይኮነን፣ እቲ ዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ`ዩ።`` (ሎርድ ኣክቶን) *** ብዘይ ሓርነትን ፍትሕን ትርጉም ዘለዎ ህይወት ኪህሉ፣   ብዘይ  ዘተ ዓሚቝ ምርዳእ ኪምዕብል፣ ሓድነት ኪድልድል፣ ነባሪ ራህዋን

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ኣቐዲመ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ፈተውቱን፡ ዮሃና ንኽብሪ 25 ዓመት ዝኽረ ዓመት ናጽነት እንዳበልኩ፡ ነቲ ንናጽነቱ ክውን ንምግባርን ክብሪ ልዑላውነቱን ሓርነቱን  ንምሕላውን፡ ጸሚእና ከይበልናዮ ማይ፡ ጠሚና ከይበልናዮ እኽሊ ብምቕራብ ዘስተየናን ዝዓንገለናን ህዝቢ ኤርትራ፡ መዘና ዘይርከቦ መስዋእቲ ከፊልካ ኢኻ እሞ፡ ሓበንን

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ እዚ ተረኺቡ ዘሎ ናጽነት (ንሽሙ ናጽነት) ኣነውን ከም ህዝበይ የኽብሮን ይኾርዓሉን ኢየ። ምኽንያቱ ቀያሕትን ጸለምትን ጀጋኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ስለ ዝኸፈልናሉ። እንተ ኾነ ግን ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተ ዘኪርናዮ “ነዚ ድዩ ነይሩ እቲ ዓላማ? ንሓንቲ ባንወደራን መላኺ ስርዓትን ንምቛም ዲዩ ነይሩ? “ባዕዳዊ ገዛኢ ይውጻኣልና’ምበር

READ MORE

መንግስቲ ሱዳን ኣብ መንገዲ ሊብያ ዝሓዞም 150 ኤርትራውያን ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ኣስታት 500 ዝኾኑ ካልኦት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ካርቱም ኣል ዓረቢ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ መደበር ፖሊስ ሱዳን ተታሒዞም ንኤርትራ ክመልሱዎም ተዳልዮም ከምዘልዉ ውን ኣገንዚቦም። ካብቶም 500 እቶም 300 ቅድሚ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 15 ግንቦት 2016  ነቲ ብህግደፍ ኣብ ከተማ ቨትዝላር (Wetzlar) ካብ ከተማ ጊሰን (Giessen)  ንምዕራብ ኣስታት 16 ኪሎሜተር  ርሒቓ እትርከብ ከተማ ዝተጸወዐ ናይ ክሕደትን ጥልመትን  ጽምብል ካብ 250 ብዘይውሕዱ ኤርትራውያንን ፈተውትን   ብመደረን ግጥሚን ዝተሰነየ ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማ ዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እብቲ ዝተኻየደ

READ MORE

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ

READ MORE

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ

READ MORE

እቲ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተካየደ ሰሚናር ቀንዲ ዕላምኡ   ነቲ ስርዓት ህግደፍ ብናይ ሐሶት ዳንኬራ ተዓጠቅ ትሸብሸብ ዝብለሉ ዘሎ ናይ ናጽነት ጽንብል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ ኣብ ጎደና ምዕባለ’ዶ ወይስ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት

READ MORE

ብግዱሳት ኣዕሩኽን መማህርትን እሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ ዝተዳለወ ፣ ንምዝካሮምን ስራሓቶም ንምልላይን ብእኡ ኣቢሉ ከኣ ንሞያኦም ንምጽንባል ዝዕላማኡ ስይምፖዝዮም ንምስታፍ ብኽብሪ ትዕደሙ፣፣ ንኣስታት 15 ዓመታትን ትሕቲኡን ብዘይ ፍርዲ ሃለዋቶም ኣብ ዘይፍለጠሉ መዓሙቕ ኣብያተ-ማእሰርቲ ንዝሳቐዩን ዝበልዩን ዘለው ጋዜጠኛታት ኣሕዋትና ንምዝካርን ነቶም ልዕሊ ዝኾነ ብትጽቢትን ብተስፋ ምቁራጽን ቅብጸትን  ንዝሳቐዩ

READ MORE

(በርሀ (ጄምስ) መሓረና ሙሉእ ሂወቱ ብሻዕብያ ዝተዓሸወን መስርሒ ዝኾነን ዘፍቅሮ ሓወይን ዓርከይን ስኢነ) በርሀ ኣብቲ ሃብታም መሬት ጫዓሎ ካብ ርኹባት ቤተሰብ ዝተወልደ፣ መባእታዊ ትምህርቱ ካብ ቀዳማይ ክፍሊ ክሳዕ ራብዓይ ክፍሊ ኣብ ኳዓቲት ተማህረ፡፡ ንዝተወሰነ እዋን ኸኣ ትምህርቱ ኣብ ዓዲ ቀይሕ ምስቀጸለ ትምህርቱ ብምቁራጽ ናብ ኣስመራ ብምኻድ

READ MORE

ካብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣምሊጦም ሱዳን ካብ ዝኣትዉ ኣስታት ክልተ ወርሒ ዝገበሩ 4 መንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብ ካርቱም ብሓባር ኣብ ዝተኻየሩዎ ገዛ ኣብ ካንሸሎ ደቂሶም ክለዉ፣ ብ 26 ሚያዝያ፣ ሰዓት ክልተ ናይ ወጋሕታ ድሕሪ ዝወረዶም ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ፣  ሓደ ካብኦም ኢዮብ ተስማማርያም ዝተባህለ መንእሰይ በቲ ኣብቲ

READ MORE

እቲ ስጊንጥርን ዘይንቡር ክሰርሕ ድሕር ዘይብልን ስርዓት ህግደፍ፡ “ርብዒ ዘመን ኣብ መኸተን ልምዓትን ብዝብል ቴማ፡ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮበልዩ ንምጽምባል ዝለዓለ ምድላዋት የካይድ ከምዘሎ ካብ ኣሰናዳኢት ናይቲ በዓል ዝወጸ ዝርዝር ሓበሬታ የረድእ። ኣብቲ ካብ 16 ክሳብ 24 ግንቦት ብወተሃደራዊ ሰልፊ፡ ባህላዊ መደባት ስእላዊ ምርኢትን

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ን25 ዓመታት እዚ ዘይበሃል በድላትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ወሪዱዎ ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ ህሞት፡ ህግደፍን መሓውራቶም ዝኾና ማሕበራትን ኣብ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብሩራዊ ኢዮቤል ናጽነት ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ዳንኬራን ሳዕስዒትን ንምግባርን ብስዉር ንነዊሕ ጊዜ ተዳልዮም ሸበድበድ ክብሉ ቀንዮም። ከተማ ኦስሎ፡ ከም ካልኦት ከተማታት

READ MORE

ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ኣቢሉ፡ ከምዚ ሎሚ ዘሎ ኣቃውማ ሃገራት፡ ምዕባለ ስነ-ፍልጠት፡ ኣገባብ ምምሕዳርን መንግስትን ኣብ ዘይነበረሉ፡ ኣነ ዝተባህለ ጸይቀ ዕሉል ናይ ሓንቲ ብዝሒ ተቀማጦ ዝነበርዋ ዓዲ መራሒ ነበረ። ከምቲ ኩሎም ግኑናት ውልቀ መለኽቲ መራሕቲ ንዝገዝእዎ ህዝቢ ብኸመይ ከምዝቆጻጸርዎ ዝኣልምዎ ተንኮል፡ ሃጸይ ኣነ፡ ነቲ ዝገዝኦ ህዝቢ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ

READ MORE

ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ብናጻ ምንቅስቓስ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ 1990 ኣንጻር ደርግ እተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝምስረት መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳተፍ ብክታሙ ኣረጋጊጹ ምንባሩ ተገሊጹ:: ነዚ ዝገለጸ ብወጻኢ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ሻለቃ ዳዊት ወልደጊዮርጊስ ምስ ረድዮ ኢሳት ብ8 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ:: ሻለቃ ዳዊት ምስ ኢሳያስ

READ MORE

ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! 25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!!!!!!!   ኣንታ!! እዚ ቓንዛ ክሳብ ምዕስ ኢና ባርነት ከብቅዕ ንበል ይኣኽለና ለባማት ካብ ተርኽቡ ዝነግሩ ሽግርና ደልይቲ ፍትሒ ጠርንፉ ምኸሩና።   ዓለም ለኻዊ ተበግሶ ካብ ጀመሩ ንኽድንፍዕ ህዝባዊ ቓልሲ ኣትርሩ ኢደይ ኢድካ ንበል ኩላትኩም ሕበሩ ዝሓይሽ ዝበልካሞ እናዘርኩም ንገሩ።                                                                                  ዘተ እዩ ፈውሲ ዝኸውን ንሃገርና እስከ ካብዚ መርድእ ዓዲ ኣድሑንና ጠፊኡ መንእሰይ መልቀስ ናይ ሃገርና።   ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!! ኤርትራ

READ MORE

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋዳላይ ነልሶን ማንደላ ኣብ ሓደ ናይ ጠበቃ ቤት ጽሕፈት ንዝተማህርዎ ናይ ምጥባቅ ሞያ ልምምድ እናገበሩ ሓደ መሳርሕቶም ሓንቲ ሰኮንዶ-ማኖ (ዝተለብሰት) ባድላ ከም ህያብ ሃቦም። ወያ ባደላ መብረ ሰለ ዝሳኣነት ንክትኣርግ ግዜ ኣይወሰደላን፤ማንደላ ኸኣ እናለገቡ ብልቅብቃብ ጨርቂ እቲ ዝሃቦም ዋናኣ ከለልያ ዘይክእል ካልእ ባድላ

READ MORE