Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህግደፍ ኣሕነቕኒቑ!   ኣብቲ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 53 ዓመት ሳህር (ባሕቲ) መስከረም፡ ኣብ ድሮ ባሕቲ መስከረም ብካድራት ህግደፍ ኣብ ሲነማ ሮማ ዝቐረበ ምርኢት፡ ሓንቲ መልቀስ ሞት ውሽማ ዝዓይነታ ሙዚቃዊት ድራማ ተዓዚበ። እወ፡ መዘምራን ህግደፍ፡ ነዛ 'ህግደፍ' እትብሃል መንጠሊና ካብ መጠን ንላዕሊ ከም ዝፈንፈኑዋን ከም ዝተጸየፉዋን፡ ብኣንጻሩ ድማ

READ MORE

ነዚ ካብ ዝጅምር ሰለስተ መዓልቲ ገይሩ ክሳብ ‘ዚ ሰዓት’ዚ ዝቕጽል ዘሎ ግፋ ፍሉይ ዝገብሮ፣ ዋላ መንቀሳቐሲ ፍቓድ ንዘለዎም ዜጋታት ዘይንሕፍ ምዃኑ እዩ። ነቶም መንቀሳቐሲ ከምዘለዎም ዝገለጹ ግዳያት ግፋ ኸኣ፣ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ክትጻረዩ ኢኹም ዝብል ምስምስ ብምሃብ ናብቲ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዝርከብ መዳጎኒ ይጓርቶም ከምዘሎ

READ MORE

ተዛረቢ መስከረም መስከረም እስከ ተዛረቢ ኣበይ ኣለዉ እቶም ደቂ ህዝቢ ሓንቲ ሕልሞም ኤርትራ ክትዓቢ በጃኺባ ንዒ መልሲ ሃቢ ተወንጂልኩም ኣፍኩም ብዑቡሱ ኩሉ ተገዲዱ ኣንጻርኩም ክሕሱ ሕልንኡ ዝሸጣ ብፍትወት ናይ ነብሱ ንሱ ወንጀለና ተከሳሲ ክነሱ እቲ ከሳሲኩም እቲ ወንጀለኛ ብማዕከናት ዜና ዝመሰለ ሓቀኛ ብጅግንነትኩም ዝመሰለ ሓርበኛ ዕርቃኑ ወጺኡ ምዃኑ ናይ ህዝቢ ደመኛ ወይ ታሪኽ ዘይተናሕሲ በትሪ ኣቃሊዕካዮ ሰራቂ ብቀትሪ ኣጋሊጽካዮ እቲ

READ MORE

ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ስዋኣት ንትከለላ’ባ ስርዓት   ህዝቢ ኤርትራ              ዕለት 04.09.2014   ሓቢርካ’ባ ስራሕ ስንኻ ንኸሶ ፡ ሓቦ ስነቕ ሓሞትካ ኣይተፍስሶ፡ ናይ ተንኮለኛታት ፍሕሶ፡ንዓ በጣጥሶ፡ ንረዚን ታሪኽካ መሊስካ ኣሓድሶ ።   ህዝቢ ኤርትራ   እንተተፋላለና ንመን ኢዩ ዝጥዕሞ፡ ንጸላኢና ኢዩ፡ ዉሕጅ ንብዓትና ይለከሞ፡ ምስ ፈለጥናዮ ንምንታይ ንጽመሞ ፧ ናህና ነገርስ ንኣዳም ገረሞ ።   ህዝቢ ኤርትራ   ንሽግር ንብኽያት ኣይትልመድ፡ ናይ ሕድሕድ

READ MORE

ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ብመንገዲ ኢትዮጵያ ፖሊሲ’ዶ ብልሽውና  ወይስ ልሙድ ኤርትራዊ ባህርይ ታደሰ ኪዳነ    በርሚንግሃም    02/09/2014   ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ገዛና ዝበቖለ እሾኽ መርገም፣ በብቑሩብ እናኣስፋሕፍሐ ምድሪቤትና ካብ ዝወርሶ ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ገዛእ ውሻጠናን ምድሪ-ቤትናን፣ ማሚቑና ክንድቅስስ ይትረፍ፣ ድርኲኺት ሰገርና ንብረትናን መረበትናን ክንርኢ’ውን ዝፍቀድ ኣይኮነን። ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ናብ

READ MORE

ኣብ ጀርመን ካይዘርስላውተርን ኣብ ዝተባህለ ከተማ ጀርመን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ 4 ኣዋልድ ዝርከቡዎም 17  ካብ ሊብያ ብጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ቆሪጾም ጀርመን ዝኣተዉ ሓደሽቲ መንእሰያት ስደተኛታት፣ ሓደ ብሕጋዊ መንገዲ ብዘይተገልጸ ምኽንያት ህይወቱ ክትሓልፍ ከላ፣ እቶም ዝተረፉ ብተዘዋዋሪ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ልኡኻት ህግደፍ ይርከቡ

READ MORE

    ኣንታ ሓወይ ሰብ ዲኻ ህግደፍ? ሰብ ተኾንካስ ንህዝብኻ ተሰለፍ Tesfamariam W/giorgis 01/09/2014 Oslo Norway ሰብ ተዝኸውነዶ በዚ ሎም መጣቕዐ ሕልና ተዝህልዎ ምስ ህዝቡ ምተሰርዐ ክንዲ ዝድንግጽ ህዝቡ ደም እናነብዐ ጓይላን ኮቦሮን ኣቐዲሙ ህዝቡ ዝረስዐ   እንኳን ሰብ ኣድጊኳ ንዘርኣ ዘይትጭክን ህግደፍ ኩፉእዩ ግን ኣይከም ሎምዘበንን ጸሊም ታሪኽ ገዲፎም ናይ ዘለኣም ሓዘን ኣብ ሓንጎልና ተሰሪጹ ዘመዝገብካዮ ገበን   ተገብረ ጌና

READ MORE

ወድና ሰገን ክብርኣብ፣ ካብ ኣቦኡ ኣቶ ክብርኣብ ተኽለግዮርጊስን፣ ካብ ኣዲኡ ወሮ. ኣስመረት ሓጎስን፣ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካሊፎርንያ፣ መስከረም 5, 1991 ተወሊዱ፣ ድሮ በዓል 23 ዓመት ዕድሚኡ ከኣ ብድንገታዊ ሞት ነሓሰ 28, 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዓሪፉ። ንረቡዕ 03 መስከረም 2014 ሰዓት 10፡00 ቅ፡ቀ ኣብ ኪዳነ

READ MORE

 ሳልሳይ ክፋል               ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ..? ቅድሚ ናብቲ ዘልዓልኩዎ እዋናዊ ዛዕባና ምእታወይ፡ ገለ ካብቲ ዝመጻኒ ኣዝዩ ብዙሕ ርእይቶታት ኣነ ውን ናተይ ትዕዝብትን ንእሽቶ ኣፍልጦይን ወስ ከብል፡፡ ብዙሓት ምስቲ ዘልዓልኩዎ ሓሳብ ዝሰማማዕ ጉዳይና ኣብ ሸንኮለል ኣይነእትዎ፡ ሕቶ ኤርትራ ንኤርትራውያን ብቓልስና ተመሊሱ ዝተዓጽወ መዝገብ ኢዩ ዝብል ስለ ዝኾነ፡

READ MORE

እታ ብገንዘባዊ ደገፍ ህዝቢ ተበጊሳ ንሓያለ ዓመታት ብዘይ ብኩራት ቀጻልነታ ዘረጋገጸት ነጻ ድምጺ ኣሰና ምስ ምውሳኽ ናይቲ ን24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ 7 መዓልቲ ኣብ ሰሙን ዝሰፍሐ ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ዝፍኖ ናይ ሳተላይት መደባታ ተሰማዕነታ ኣዝዩ ክብ ኢሉ፣ እቲ ኣብ ምስማዕ ጥራይ ተሓጺሩ ዝነበረ ኣብ ውሽጢ

READ MORE

ውድቀት ዘንጸላልዎ ዘሎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ስልጣኑ ዝሕልዉሉ እሙናት እንተረኸበ ብስልጣን ንምትላሎም ካብ ለተናል ኮለኔል ንላዕሊ ንዝነበሩ ኣዘዝቲ ምክልኻል ብዘይእዉጅ መንገዲ መዓርግ ወሲኹዎም። እቶም ብሓባር ንጥፋእ ኢሉ  ናይ ኣማውቱኒ መዓርግ ወሲኹዎም ዘሎ ዕሱባት ውልቀምልኪ ብዙሓት ‘ኳ እንተኾኑ፣ ብዘይካ ‘ቲ ምሉእ ጀነራል ከም ዝኾነ ኣብ ቀብሪ ናይቶም

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ኣደስኪሉዎም ንዝጸንሐ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር መሓሪ ሰለሙን፣ ፈለማ ኣብ ክራይ ኣባይቲ ዝሰርሕ ዝነበረ ወዲ ርእሶም ከምኡ ‘ውን ንተስፋንኪኤል “ሸሪፎ” ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ከምዝኣሰሮም ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እዞም ግዳያት ኮይኖም ዘለዉ ተጋደልቲ ብመላኺ ኢሳይያስ ንነዊሕ ዓመታት ደስኪሎም ዝጸንሑ

READ MORE

ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት!   እዞም ደቂ ህዝቢ፥   'ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንምሉእ ሓርነት' ንኹሉ ገምጊሞም ዘለናዮ ኩነት ኤርትራ ምስ ህዝባ ንኽትረክብ ድሕነት ዋጋ ከም ዘድሊ ክቡር መስዋእትነት፡ *ከተያ ክረክብ መግዛእቲ ባርነት          *መዕጸዊ፡ መዛዘሚ ኩልና ክንጥርነፍ ኣብ ጽላል ሓድነት ይጽውዑ ኣለዉ ከብቅዕ ምልክነት!   *ሃጥር ብምስኣኑ ደማሒ ዚቕንጽል   *ጅግና እንሆ ጥፍኣትና ብዕጽፊ ይቕጽል ኣብ ሑጻ ንቕበር ኣብ ባሕሪ ንጥሕል ብዙሓት ክነብዑ ውሑዳት ንዕልል፡ ኣብ ሓደ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ኣይትተሃመል፣ ንስኻ ደራኺ፣ ኩሉ ተወሳኺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣይሂ ጠያይቲ ዝዘነበሉ ክልተ ክፉእ ክራማት ኣሕሊፍካስ፣ ሕነ ሞት ህይወት ክትርእየሉ ዝግብኣካ  ወቕቲ ከየስተማቐርካዮ ሓሊፉ። ኣብ ሰማያትካ ሓጋይን ክረምትን ዘይፈሊ ጸሊም ደበና ተንጠልጢሉ፣ ምድርኻ ብቐትሩ ጸልሚቱ፣ ዓንዳፋትካ ነቆ ወጋሕታ ረሲዖሞ፣ ንጉሆን ኣጋምሸትን ድንግርግር ኢሉካ፣ እዋን ወፍርን

READ MORE