Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ን14 ዓመት ዝገልገለ ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ንስርዓት ህግደፍ ብርሕራሕ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ካብ ቴለቪዥን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ጋዜጠኛ ሰናይ ኣብ 1998 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኵናት ምስ ተባርዐ ካብቶም ፈለማ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎጉ ኤርትራውያን ግዳያት እዩ። እንሆ ድማ ሕጂ፡ ብሰንኪ ዕመጸጻ ዲክታተርያዊ

READ MORE

ሰላምታ ብምቅዳም ብዕለት 01/24/12/ ካብ ኣባላት ሲቪካዊ ማሕበር ላስቬጋስ ብዝብል ኣብ ላስቬጋስ ሽግር ከምዘሎን ንምእራሙ ከምዝተደክመን ፋይዳ ከምዘይተረክቦን ዝገልጽ መስደመማዊ መግለጺ ኣብ መስከረም ዳት ኮም ተጻሒፉ ኣሎ። ነዚ ዝወጸ ጹሑፍ ድማ መርገጽን ጽሕፉን  ኣባላትን ሲቪክ ላስቭ ቬጋስ ከምዘይኮነ ንፈታዊ ይኩን ጸላኢ ክንገልጽ ንፈቱ። መጀመርያ ካብ ሲቪካዊ ማሕበር

READ MORE

ደሞክራሲ እንታይዩ መንነታ? እስከ ዘርዝሩለይ መንገዳ ስርዓታ ግልጺ ኢዩ ጠባያ: ሓቂ’ውን ቅናታ መፈለምታ ዕርዕር ትብል: ደሓር ግን ዘይምኖ መቐረታ። *** ደሞክራሲ ንኽትውለድ ብዙሕ’ዩ ጠለባ ብስምዒት “ሆ! ምባል ቀሓር ልባ መዕለቢኡ ዘይፍለጥ ጐልጐል ዲዩ እምባ ቁም ነገር ስሒትካ ኰለል ጓል ዘረባ ከምታ ዝተሓቝነ ልኻይ ዘይጽዕየላ  ኣልባ። *** ትዕግስቲ ትሓትት ፍጹም ምጽውዋር ሰላም ተስፍን ብስርዓት ምክብባር ባህሊ ሓልዮት ትዅስኵስ

READ MORE

ሃዋርያት ናይ ሓሶት እሕሕ እንተበሉ ከተጣቕዕሎም ኣእዳውኩም ትስሕሉ፡ ስለዚ ንሳቶም እንታይ ዘይገበሩ ጉድለቶም ነቒፍካ ክንዲ ዝመሃሩ ወትሩ *ብንሕዳኹም እናተጠበሩ!                              *ብከይብሉኒ ዚብል ስክፍታኹም ሓፋሽ እንክውጻዕ ውሑዳት ክትረብሑ ሕደጉ ወደስቲ ስቓይና ኣይተንውሑ ትፈልጡዎ ምስጢር ኣብ እዋኑ *ኣንጒሑ   *በልሉ እታ ፍርዲ ከይመጸት ጸላምና ወጊሑ ደሓር ካብ ምጥዓስ ሕጂ ተናስሑ! ሕግን ፍትሕን ተሎ ከምቲ እትብልዎ ህዝቢ ካብ ሃገሩ እንታይ ኣውጺእዎ? ናብ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልትና ድሕሪ 3ይ ክፋል ጽሑፍና http://demo.archive.assenna.com መን'ዩ ፈላላዪ? ንንውሕ ዝበለ ጊዜ ኣብ ካልእ እዋናዊ ጉዳያት ተጸሚድና ብምድንጓይና ይቕሬታ እንዳሓተትና 2012 ዓመተ ስኒትን ሓድነትን ክትኮነልና ምምናይ ጥራይ ዘይኮነ ብግብሪ ክንሰርሕ ዓቕምን ጽሮትን ይሃበና ብምባል ኣብ ምህለላ ከይተደረትና ንፈላለይትና “በርቂ ይፍለዮም” ኢልና’ውን ኣብ ምርጋም ከይተወሰና ነቲ

READ MORE

ምርድዳእ ማእረ ይገብር التفاهم سوى دان   ተማቒልካ'ያ ኣለም ተማቒልካ ንበር ህይወት ሃብ ክበር ኣይትቕበር ንበይንኻ ኣይግበርን ቁምነገር ስራሕ ጃብር ኣይኮነ ዋላ ስራሕ ጋብር። የማነ ጀብረ ሚካኤል ከምዚ ኢሉ፡ "ንፋቐር ንሳነ ንከባበር ንእብየት ብልጽግና ንቑምነገር" እሞ ሕበር ስመር ኣይትከበር ኣይተገድድ  ንታሪኽ ናይ ሓባር ኣይትግበር ንበይንኻ  ንታሪኽ ማይ ሓባር ራህርህ ለግስ ልቢ ሰብ ኣይትስበር ራህርህ ለግስ ልቢ ምእመናን ኣይትስበር። ያ ኣላህ

READ MORE

ከሳብ ሎሚ ኣብቲ “ለውጢ“ ዝብል ባሕሪ ኣርእስትና ኢና ዘለና ክቡራት ተኸታተልቲ። ኣብ ውሽጢ ለውጢ ድማ ዝተፈላለዩ ኣርእስታት ተኸታቲሎም ቀሪቦም ኢዮም። ዝሓለፈ ቅንያት ብዛዕባ “መንእሰያትን መድረኽ ጃላነትን“ ዝብል ዝጀመርናዮ ትረኻ ንምቕጻል ኣብ ዝተበገስኩሉ እዋን ከኣ ንገለ ካብቲ ዘዳለኹዎ መደብ ማለት ነቲመድረኽ ዝምልከት ቃለ-መሕትት ሰሚዐ። ከምቲ ደጋጊሙ

READ MORE

ኣብ ኣመሪካ ቀንዲ ኣፈኛ ህግደፍ ዝኾና ወ/ሮ ሶፊያ ተፋማርያም ኣብ ሃገር ሽወደን ኣብቲ ህግደፍ ዘዋደዶ ፈቲቫል ተረኺበን ነቲ ባዕለን ሕጽረት ናይ ቋንቋ ኢዩ ይመለኒ፡ መግለጺ ዝብል ስም ዝሃበኦ ሓበረታ፡ ኣብቲ ፈስቲቫል ተሳቲፉ ንዝነበረ ህዝቢ፡ እቲ ንባዕለንን ንመንግስተን ህግደፍን ዘጸባብቕ፡ ንካልኦት መንግስታት ዓለም ዘነውር ሓሶት ከም

READ MORE

ሰለይቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሰበስልጣን ጸጥታ ሱዳን ብምትሕብባር፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ኤርትራ  ኣምሊጦም ኣብ ሱዳን ንዝጸንሑ  19 ኤርትራውያን ብምጭዋይ ናብ ኤርትራ ከምዝወሰዱዎም ምንጭታት ሓቢሮም። ነቶም ግዳያት መጭውይቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ዘሎ ዜጋ፡ ምኪኤል ዝብሃል፡ ‘ኣግህድዮ’ ኣብ እትብል ካሴት ናይ ድምጻዊ ተመስገን ያረድ ዝሰርሐ

READ MORE

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 31/01/2012 Norway ኣብ ኖርወይ ተመስሪታ ሓዳሰ ማሕበረ ሰብ ካብ ፖለቲካ ነጻ ዝኾነት ንኹሉ ትስብስብ ባህልናን ንድሕነት መንእሰያትናን ክትሓስብ 28/01/2012 ፈስቲቫል ጸዊዓ ደቃ ክትእክብ ምስ ኣሕዋቶም ኣሓቶም ኣቐዲሞም ክላለዩ ሓቢሮም ክመያየጡ ምእንተ ህዝቦም ክዓዩ ህግደፍ መሰኽላባቶም ዘባላሸውዎ ከዐርዩ ይኣኽለካ ወጊሑዩ ደርሆ ጽባሕና ኖቍዩ ሕጅስ ንዓደይ የብለኒሎ ክብሉዮም ዘምሰዩ ኳይላ ተጀመረ መመረቕታ ሓዳስ ማሕበርና መግለጫ ተሳኢንዎ ሕለሚ

READ MORE

ብዕለት  17 ጥሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጐንደር 46 ገያሾ ሒዛ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረት ኣውቶቡስ ምስ ምስ ወላዲት ኣዲኡ ወ/ሮ ወርቄ መለስ ዝጓዓዝ ዝነበረ ኤርትራዊ ዜጋ ጌታቸው የሕደጐ ዑቕባዝጊ ፣  ኣብ ኣጻድፍ ኣባይ  ጥቓ ድልድል ሕዳሴ፣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስ ኣዲኡን 43 መጓዕዝቱን ከምዝሞተ ቤተሰቡ ሓቢሮም። እታ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልትና፡ ካብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ኣትሒዝኩም ኩም፡ ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኣሰና ንምርካብ ኮነ ንምስምዑ ክትጽገሙ ክምዝጸናሕኩም ብቴለፎንን ኢመይልን ክትሕብሩና ጸኒሕኩም ኣለኹም። ኣሰና ነቲ ብተክኒካዊ ምኽንያታት ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገም ንምቅላል፡ ርእሱ ዝኸኣለ ፍሉይ ናይ ራድዮ ገጽ ከምዝህሉ ብምግባር ነቲ ሕጽረት ክተቃልሎ ፈቲና ኣላ። ነዚ ሓድሽ ገጽ

READ MORE

ንኤርትራውያን መንእሰያት ጨውዮም ብምስቓይ ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጡ ዘለዉ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣባላት ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ሰፋሕቲ ሕርሻታት ዝውንንን ዘካይድን ብዓል ዋኒን፡ ምስ ካልኦት ኤርትራውያን ጨውዮም ናብ ሲናይ ድሕሪ ምግዓዞም፡ 10 ሽሕ ዶላር ከፊላ

READ MORE

ደር ሽፒግል Der Spiegel ዝተባህለ ኣብ ሰሙን ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሕታማት ዝዝርግሕ ዝዓበየ ሰሙናዊ መጽሔት ጀርመን ፡ ንኣባ ሙሴ ዘርኣይ ኣብ ዓመተ 2011፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ኣፍ ሞት ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ፡ ብዘርኣዮ ርሕራሔን ሓልዮትን ቆራጽነትን ኣገልግሎት፡ ,ልኡኽ ፈጣሪ ብግብሪ, Der Macher des Herrn,

READ MORE

ብ ተወልደ ኪዳነማርያም ኣብ ኤውሮፓ ዝርከቡ ብዙሓት መራሕቲ ሃይማኖት ብዝያዳ ከኣ መራህቲ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢና ዝብሉ ኣቐሽቲ መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም፡ ንቤተ ክርስትያን መሳልል ውልቃዊ ናብርኦም ገቢሮም ዝነብሩ ከም ዘለው ይፍለጥ፡፡ ሎሚ እዞም ሰባት እዚኦም ስለምንታይ ነዚ ጸይቅታት እዚ የኻይዱ? ኣንጻር ሕልኖኦምን ታቦቶምን ደው ዝበሉሉ ምኽንያት እንታይ

READ MORE

ኣንቱም ሰባት ጉድ’ኮ’ዩ ተረኺቡ ምድርን ሰማይን ክላገቡ ከምዝቐረቡ  ኣብ ርእሰይ ደይቡ ዓቕለይ ኣጽቢቡ እና’ፈጸመ ሓሳቡ! ልዋም ዝኸልኣኒ ዛርቲ ድዩ ሒዙኒ! ክንዲ ዓሳ ነባሪ ወዲ ቐይሕ ባሕሪ: ገዚፉ ኸቢዱ  እንግድዓይ ጎዚዙ ብትእዛዝ ቀይዱ ብደወይ ኣፍዚዙ ጋሕንት ዕርብ እና’ሓረስኩሉ ግራቱ ዘይግዱ። ብስኽራን ደንዚዙ ኣዒንቱ ዓዝዒዙ፡ ቅጭን ተወንዚፉ ብኢዱ ነጊሱ ማእሱ ብሒቱ ምሕዳሩ ደቂሱ ይገርመኒ መመሊሱ። ሕስብ እንከብሎ ነዚ ናቱ ግብሪ ከም ረመጽ ከም ጓህሪ

READ MORE

አቲ ኩነት ቀዳም 29 ጥሪ 2012 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ እዩ ተኸሲቱ። ብድርኡ ዝሰማዕካዮም ሰባት ጽባሕ ማርያም እዩ ቤትክርስትያን ክንከይድ ኢናሞ፡ ትመጽእ ዲኻ ኢሎም ዕድመ የቕርቡልካ። እወ ወይ አይፋለይ ኢልካ ከይመለስካሎም አበየናይ ቤተ ክርስትያን ኢኻ ትኸይድ ኢሎም ሕቶ ዘስዕቡልካ’ውን ኔሮም። እዋእ እታ ማርያም አስተርእዮ

READ MORE

ልብና ዝሓስቦ ልሳንና ከድምጾ ሃገርና ዝውክል ባዕልና ክንመርጾ ውግእ ወረ ውግእ ምዕራፉ ክዕጾ መጻኢ ዕድልና ሰሪትና ክንሃንጾ መፍትሕ ኣብ ኢድና’ዩ ነርሕዎ’ቲ ማዕጾ! ብዓይኒ ዝረአ ብኢድካ ዝድህሰስ ብኣፍንጫ ዝሽተት ብልሳን ዝቕመስ ምህርቲ ዘየለ ካብ ዓውዲ ዝሕፈስ ራህዋና ነጊሱ ሕሰምና ከይድምስስ ስቓይና ሓጺሩ ሓዘንና ከይድበስ ኣእዛንና ኣደንቊሩ ሓሳቶም ክንስነስ! እዚ እምነት ኣልቦ ንፍቕሪውን ጓና እንትርፎ ትዕቢት ዘይፈልጥ ትሕትና ምስ ኩሉ

READ MORE

ኩሉኹም ኤርትራውያን ከምቲ ትፈልጡዎን ከምትሰምዕዎን፡ ኣብ ጀርመን ኣብ ክሊ ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ዓበይቲ ሽግራት ተኸሲቶም ኣሎዉ። ንዓና ንኦርቶዶክሳውያን ተጠሚርካን ሓቢርካን እምነትካ ኣኽቢርካን፤ ብሓባር ናይ ምጉዓዝ፤ ሓቢርካ ጸገምካ ናይ ምፍታሕን የጸግመና ከም ዘሎ፡ ኣሉ ዘይባሃል ሓቂ‘ዩ። ንሱ ኸኣ ብገለ ውልቀ ሰባት ዝብገስ ሕማቕ ሕማማት፡ ምፍልላይ ስምብራቱ ሕማቕ ንሓደ ህዝቢ፡

READ MORE