Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራን መንግስትን፡ ከምኡ `ውን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ብደረጃ ክብ ዝበለ ሓላፍነት ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን ተቓለስትን ፖለቲከኛታትን፡ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ኣቶ ወልዴየሱስ ዓማር፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀሪስን ብይን ኮምሽን ዶባትን ብዘይቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ክትግብሮ ምዃኑ ዝሃቦ መግለጺ ኣውንታዊ ከምዝኾነ

READ MORE

ማእከላይ ኮሚተ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ክልተ መዓልታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ ትማሊ 13 ሰነ 2018 ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ነቲ ፈጻሚ ኮሚተ ኢህወደግ ስምምዕ ኣልጅሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ብዘይ ቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ከተግብሮ ዘሕለፎ ውሳኔ ከም እተሰማምዓሉ `ኳ እንተገለጸ፡ በቲ ናይ ኢህወደግ ስጉምቲ

READ MORE

Gaim Kibreab, Eritrea’s National Service; past promises and young peoples’ experiences. What next? Gaim Kibreab, Professor of Refugee Studies at South Bank University, London, is the author of numerous publications on migration and refugees as well as Eritrea’s political history. “The Eritrean National Service: Servitude for "the

READ MORE

መዓርገ-ጵጵስና ብቅድስና ዝጥመት ክቡር መዓርግ ስለ-ዝኾነ፥ ኣብዚ መዓርግ’ዚ ካብ ዝርከቡ ሰባት፥ ንሚዛን ዝኸውን ክብደት ዘይብሉ ፈኵስ ዘረባ ክስማዕ፥ ትጽቢት ክግበረሉ ኣይከኣልን። እዚ ዘሎናዮ ሻምናይ-ሺሕ ዘመን ግና፥ ካብቲ ክኸውን ዝግብኦ መስመር ወጻኢ፥ ካልእ ስእሊ’ዩ ዘርእየና ዘሎ። ከመይሲ ገለ ጳጳሳት ጸሊም ብምኽዳኖም እንተ-ዘይኮይኑ፥ ካብቲ ጸሊም ክዳን ወጻኢ፥

READ MORE

ዝርዝር ናይቲ ዝምምዕ ከምዘይተገልጸ፡ ቢቢሲ ዝርከቦም ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ክሕብሩ ከለዉ፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ `ቲ ርክብ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ርክብ፡ ` ክፉት፡ ቅጥታውን ውጽኢታውን` ከምዝነበረ ሓቢሩ። ፕረዚደንት ትራምፕ፡ `ጸወታታት ኲናት` ደው ከምዘብል ክገልጽ ከሎ፡ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን መደበር መፈተኒ

READ MORE

ዜና፡ 6/10/18   ልኡኽ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ከተማ ቺካጎ ጽጉማት ንምሕጋዝን ህዝቢ ንምምሃርን ብወለንታ ንዝነጥፉ ግዱሳት ዜጋታት ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ክጥርነፉ ወይ ድማ ንጥፈታቶም ጠጠው ከብሉ ኣፈራሪሑ። ካብ ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተላእከ ዳዊት ሃይለ ዝተባህለ ወኪል ህግደፍ፡ ብ10

READ MORE

ተመለሱ ተመለሳ ንመለስ 6 ሰነ 1918 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ምሁራት ኤርትራ ተመለሱ ታሪኽ ጅግና ህዝቢ ተረሚሱ ካብ ክሳራ ስብከት ተጠዓሱ ነቶም ጀርመናውያን ምሂርኪሞም ንኣመሪካውያን’ውን ምሂርኩሞም ንኤርትራውያን ግን ረሲዕኩሞም ተመለሱ ዕንቅፋት ልማዱ እግሪ ዓሻ እንታይ ’ልኩሞ ዘይረብሕ መገሻ እዚ ኹሉ ፍልጠትሲ ኣልቦ ውርሻ ብረትና ደፊእኩም ጀሚርኩሞ ኣንቃዕሪሩ ኽኣ ርኢኹሞ ንኸንቱ ትደኽሙ ’ታይ ’ልኩሞ ኣይፋልኩምን ተመለሱ ድኣ እዚ ኹሉ መጽሓፍ ተነቢቡ ኲምራ ፍልጠት ክኣ ተደሊቡ ልሙጽ

READ MORE

7 ሰነ 2018   ሰሉስ  6 ሰነ 2018 ፈጻሚት ሽምግለ ህዝባዊ ሰውራዊ ዲሞክራሳዊ ግንባር ኢትዮጵያ (ህ.ዲ.ሰ.ግ.ኢ.)፡  ነቲ ናይ 12 ታሕሳስ 2018 ስምምዕ ኣልጀርስ “ብምልኡ ተቐቢሉ ንኸተግብሮ” ከም ዝወሰነ መግለጺ ኣውጺኡ፡፡ ኣስዒቡ ‘ውን ንመንግስቲ ኤርትራ “ብዘይ ቅድመኩነት ተመሳሳሊ መርገጽ ክወስድ፡ ንጻውዒቶም ተቐቢሉ ድማ ነቲ ኣብ መንጎ ክልተ ኣሕዋት

READ MORE

By Michela Wrong Ms. Wrong has spent over two decades reporting on the African continent, visiting Ethiopia and Eritrea repeatedly. June 8, 2018 If nature abhors a vacuum, politics abhors a military standoff, especially between two nations in one of the poorest, most volatile and most strategically sensitive regions

READ MORE

እቲ በቲ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዝነብር ህዝቢ አንዳተፈንፈነ ዝመጸእ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡  `ኣለኹ ኣይመትኩን` ኢሉ ከም ኣካል ናይ ዲያስፖራ ወፍሩ ኣብ ከተማ ማንቸስተር ዓዲ እንግሊዝ ብጉልባብ ስፖርታዊን ባህላዊን ንጥፈታት ንፖለቲካዊ መናውራ ይሸባሸብ ኣሎ። እዚ ንዕለት 16-17 ሰነ ተወጢኑ ዘሎ መደብ ንነባራትን ሓደስትን ተቐዳደምቲ ብሽግለት ከሳትፍ ምዃኑ

READ MORE

መርፍእ ከነላግበላ ዶስ ክንናቆረላ ኢሉ ዝሓትት ምስ ራእኩ :ሓስመት መመቀሪ ኣብ ክንዲ ዝኸውን መዓርዓሪ ኮይኑ ኢሉ ዝራገም ተደሚሩዎ:እዋእ ዓይኒ እታ መርፍእ ኣብ ክንዲ ምድላይ : ሃስው ካብ ምባል ዶ ዓዲ ዶ ይወዓል ክብል ተገዲደ::እምበኣር ኩቡራት ኣንበብትን ሰማዕትን ናይ ሎሚ ጹሑፈይ ምቁዋም ኣንጻር መን ኣብትሕቲ ዝብል

READ MORE

New or Recycled?   Mahmud saleh   [As I finalize this piece, I have  not come across an official response from Eritrea]   The Ethiopian People's Revolutionary Democratic Front's executive committee has finally and officially accepted the Algiers accord and said it is committed to fully implementing it. The EPRDF executive

READ MORE

መግለጺ ኢትዮጵያ ንትግባረ ስምምዕ ኣልጀሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ሓደ ብስራት ማንታ  ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዝኸፍአ ደማዊ ኲናት ምዃኑ ዝፍለጥ ብዶብ ተሳቢቡ ኣብ 1998 ዝተባርዐ ኲናት፡ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብደም ኣዕለቕሊቑ ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ምስ ኣብቅዐ፡ ክልቲኦም ወገናት ነቲ ጸገም ብስምምዕ  ክፈትሑዎ ኣብ ኣልጀሪስ ተፈራሪሞም፡

READ MORE