Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክቡር ህዝቢኤርትራ፣                                                                                         ንሕና ኤርትራዊያን ብፍላይ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዘሎና ነጻነትና ብኸመይ ከም ዝመጸት ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና።ንመዛኻኸሪ ዝኣክል ኣሽሓት መንእሰያትና ተሰዊኦምን ሰንኪሎምን፣ኣሽሓት ሕጻናትን ቆልዓ-ሰበይትን ብናይ ጸላኢ ቦምብታት ተቀዚፎምን ሰንኪሎምን ገለ ስድራ-ቤታት ጸኒተን፣ ዓሰርታት ሚእቲታት ዓድታት ተቓጺለንን ተደምሲሰንን።                   

READ MORE

ወ/ት  ንግሥቲ  ጴጥሮስ  ድቡስ  እንካብ ክቡራት ወልድታ ኣቶ ጴጥሮስ ዱቡስ በዓል ደግራ ልብዔ  እኖኣ  ወ/ሮ  ምሕረታ  ኣስፍሃ ዘርአ  በዓልቲ ሓዲሽ- ዓዲ/ሓደግቲ  ብ 1964 ዓ.ም.ፈ  ኣብ ደግራ  ተውሊዳ  ትምህርታ ብግቡእ ኣሰላሲላን ንወለድታ ኣብ  ዕለታዊ መነባብርኦም ጠዊራን ዓቕመ ሄዋን ምስ ኣኸለት ከኣ ከም ሕዝባ ናብ ስደት ኣምርሓ 

READ MORE

ከም ዝዝከር ኣብ`ዚ ዝሓለፈ መዓልታት ``ህጹጽ ጻዊዒት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ንምእላይ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ስልጣን፡ ``ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ክሳብ 50 ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበርና ክታምና ዘስፈርናሉ፡ ንሕሰምን ግፍዕን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ምዝርዛር

READ MORE

ኣብርሃም ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ስልጣን እንተመሪጽካ ንዕርበትካ ሓጥያት እንተፈሪሕካ ንድሕነትካ ዝኸበርካ ኣብርሃም ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣቀዲመ ኣብዚ እዋን’ዚ ዘለካ መዓርግን መዝነትን ብወግዒ ስለዘይፈልጦ፡ “ኣብርሃም” ኢለ ምጽውዐይ፡ ይዝንጥለካን የነኣእሰካን ከይህሉ ይቅሬታ ግበረለይ። ሰማዕቲ ወይ ኣንበብቲ’ውን፡ “ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማ’ጨባ” ከምትብሉኒ ኣይስሓትኩን፡ ንምንታይ’ሲ ከምቲ እቲ ገባርን ሓዳግን ኢሳያስ ብብዙሓት ተማዒዱ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኣስታት 4 ዓመት እናተመላለስኩ ኣብ ትግራይ ተቐሚጠ እየ። መብዛሕትኡ ኣብ መቐለ ኪኸውን ከሎ፡ ኣብ ካልእ ቦታታት'ውን ብመጠኑ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ነይሩኒ እዩ። ጋዜጠኛን ተመራማርን ብምዃነይ፡ ንነኣሽቱ ነገራት ብብዙሕ ገጽታታቶም ክርእዮምን ክምርምሮምን ደስ ይብለኒ። ናይ ታሪኽ ተመሃራይ ብምንባረይ ድማ፡ ንዝኾነ ነገር ንድሕሪት ተመሊሰ ክርእዮን ምኽንያት

READ MORE

        10/10/2018 ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብሰላማዊ መንገዲ ሃገራዊ ልኡላውነቱ ንምርግጋጽ ዘካየዶ ቃልሲ ስለ ዘይተዓወተን ካልእ መንገዲ ስለ ዘይነበሮን ኢዩ ናብ ጎነጻዊ ቃልሲ ዝሰገረ። እቲ ኣብ 1961 ዓ.ም ዝጀመሮ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ኢዩ ሓሊፉ። እቲ ቃልሲ ናይ ብምሉኡ’ቲ ህዝብን፡ ድምር ዓወታት ኩሎም ተጋደልትን እኳ እንተነበረ፡ ኣብ 1991

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=tnT0OeYFH8g

READ MORE

ይሕመኒሎ ይልሎ ኣብ መቁሎ በቶም እሱራት፡ ዝነብሩ ዘለው ኣብ መንቀራቅሮ ብርሃን ዝተሓረሙ ጸጋታት ተፈጥሮ ብመግረፍቲ ህግደፍ ዝደንቆሩ፡ ለባማት ሰብ ኣእምሮ።   ይሕመና’ሎ ስቃይ ናይቶም ውጹዓት ደጋጊሙ ይደግሰና ኣብ ምድረ በዳ ዝተረፉ ኣውያቶም ድቃስ ከሊኡና በቶም ርሒቆም ዝተሰዱ ዝተዋህቡ ጸማም እዝኒ በቶም ኣብ ባሕሪ ዝጠሓሉ ዘይረኸቡ መቅበሪ እምኒ።   ይሕመና’ሎ ድቃስ ለይቲ ይኸልኣና እንክንሓስቦ ንድሕሪት ተመሊሱ እናሻዕ

READ MORE

ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰለስተ ኣንቴኖቭ ነፈርቲ ብምስጢር ናብ ኤርትራ ካብ ዝኣቱ ሰሙናት ኣሕሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም። እተን ኣንቴኖቭ ዝዓይነተን ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ጸላም ተጎልቢበን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ሓይሊኣየር ኤርትራ ከምዝዓረፋ እቶም ምንጭታት የረድኡ። እቲ ሓበሬታ ካብ ዝበጽሓና ክልተ ሰሙን ኳ

READ MORE

ጥቅምቲ 07/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጽላል ህዝቢ ኤርትራ ሃገርና ብዘይካኺ ዳስ የብልናን ንሕና ብጥራዩ’ይኮናን ኣምጺእናኪ ኣብ ቅድሜና የለን ዝሸጠኪ     ይፍትን ይኸውን ዛር ዘለዎ     ጭራ ናይ ኣብኡ መሲሉዎ     ሕሱር ፍጥረት ክብረቱ ዘርክስ     ንእዲ ሂቡ ኣብ መደብ ዝድቅስ ኣውሊዕ ምልክታ ዶ ትጥለም ዑፍ ዝመረጸቶ ቆጽሊ ቀደም ናይ ሰላም ብስራት ባንዴራኺ ምስክር ስምምዕ ናይ ደቅኺ     ኣብ ዘይ

READ MORE

“Who does not remember yesterday will not Know about tomorrow even though he/she thinks today a hero” ባርነት ዘይጸግብ ህዝቢ ዝነገሰ ንጉስና - ዝበረቐ ፀሓይና ካብ ኮነ እምነት - መብዛሕቲኡ ህዝብና ማዕርነት ፍትሒ - ተደቑሱ ኣብ ዓድና ምጽቃጥ ካብ መረጽና - ብዘይ ሕጊ ተገዚእና ስውኣት ሰማእታት - ተረሶዖም ስንኩላትና ዓገብ ዝብል ተሳኢኑ

READ MORE

ካብ ኤርትራ ካብ በጻሕቲ ዝረኽበ ሓበሬታ ታደሰ ኪዳነ                               8 ጥቅምቲ 2018      ኤርትራ ነቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ዶባዊ ምስሕሓብ ኣብ መዓልቦኡ ከይበጽሐ፡ ቅድመ ምድላዋት ከይገበረትሉ ብሃንደበት ኢያ ነቲ ን20 ዓመታት ዜጋታታ ብናይ ኣሕዋቶም ጠያይት ዝቕዘፉሉ ዝነበሩ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶባት ከፊተዮ ዝበለት። ብልክዕ ንምዝራብ፡ ካብ ከባቢ

READ MORE

ምጭውቲ ኤርትራ ክምለስ 'ቲ ሕብራ ክሕደስ 'ቲ ክብራ ህዝባ ከስተማቕር፥ እቲ ንቡር ናብራ ስዓቱ ኣኺሉ፥ ህግደፍ ነቕነቕ ኢሉ። እቲ ጸልማት ለይቲ፥ 'ቲ ዘበን መከራ እቲ ዘበን ማእሰርቲ፥እቲ ከርፋሕ ናብራ እቲ ዘበን ስደት፥ እቲ ዘበን ከርተት እቲ ዘበን ስእነት፥ እቲ ዘበን ጥሜት ነበረ ክኸውን ከም ታሪኽ ክንገር ምስቲ መምጽኢኡ ጠቕሊሉ ክዕዘር ስዓቱ ኣኺሉ፥ ህግደፍ ነቕነቕ ኢሉ። ሃገር ብሃገራ ጅሆ ዝሓዘላ ጀጋኑ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ህሉው ኩነታት ንምሕባርን መጻኢ መደባት ስራሕ ንምሕንጻጽን ብዝብል ጉልባብ፡ ነቶም ንኣስታት መንፈቅ ኣኪብዎምን ቁሊሕ ኢሉዎምን ዘይፈልጥ ስማውያን ካቢነ ሚኒስተራቱ ዘካየዶ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ኣኼባ፡ ቀንዲ ዕላምኡ ደገፍቱን ተቃወምቱን ንምፍላጥን፡ ኣንጻሩ ክለዓል ንዝኽእል ምንቅስቃስ ብኣጋ ንምቁጻይን ከምዝነበረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ኣሕዋተይን ኣሓተይን፡ ኩልና ከም እንርደኦ ሓንቲ ዓባይ ኦም ከም ሳግላ ወይ ዳዕሮ በታ ሓጺን ፋስ ጥራይ ክትቁረጽን ክትወድቕን ኣይትኽእልን’ያ።ነታ ሓጺን ሓኽሊ ወይ ለዓት ምስ እትገብረላ ግን ሓይሊ ረኺብካ ነታ ዓባይ ኦም ክትቆርጻ ትኽእል።መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ ስለ ዝኾነ፣ ናብ ስሳታት ተመሊስና ናይ ኤርትራ ታሪኽ ምስ

READ MORE

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ብዕለት 30 መስከረም 2018 ዓ.ም.ፈ. ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ግዱሳት ኤርትራውያን ካብ ሎንዶንን ከባቢኣን ተሳቲፎሞ፣ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ዘቲናሎም።   ሕዝብናን ሃገርናን ዝርከቡዎ ዘለዉ ህልው ኩነታት ዳህሲስናን፣ ከመይ ጌርና ተሓባቢርና ዜድምዕ ስጉምትታት ክንወስድ ዝብል ዛዕባ ኣልዒልና ተዛቲና።   ተሳተፍቲ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ

READ MORE

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣብ ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ቁጠባዊ ቅልውላውን፡ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምሕባእ፡ ካብ ተሓታትነትን ንምህዳምን ማሕበረሰብ ዓለም ንምድንጋርን፡ ንሕቡራት ሃገራትን ሓያላት ሃገራትን ከም ሃንደስቲ ጸገማት ኤርትራ ኣምሲሉ ከሲሱን ካሕሳ ክውሃቦ ሓቲቱን።   ሚኒስተር ዑስማን ብ29 መስከረም ኣብ

READ MORE

በሪኽ ተሰቒለ ኣብ እምባ ሃገር እንተተራእየትኒ ብዙርያ ብኽባ እንተረኽብኩዎ ብርሃነ መን ደኣ `ሞ ይደለዮ ዘይንስኺ ኣነ፡   ድሃይ ኪዳኑ `ኳ ዘየልቦ መፍትሕ ቤቱ ትርከቦ ኣበይ ክኣቱ `ዩ `ቲ ወዶም ጸሓይ ምስ ዓረቦ?   በዚሑና `ኮ `ቲ ጋዶ ምቑሕ ሰንሰለት ብጽምዶ ሰብኣይን ሰበይትን በብግደ ሸላ ኮይኑ ሓዳሮም ብሓደ፡   ኣብርሀ ወሲኹሉ ንስሙ እኹል ክንሱ ብርሃኑ ከመይ `ሉ ይጠፍእ ብእዋኑ ኣብ ጸልማት ዝርአ እማኑ ሓቂ ዝዛረብ

READ MORE

በቲ ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ምስ ኢትዮጵያ ዝገበበሮ ዕንደራዊ ርክብ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቱ ተገማሚዖምሉ ዘለዉ እዋን፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ካብ መላእ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንዝሓረዮም እሙናት መጋበርያታት ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክሳብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ሓደ ኮለጅ ዓጽዩ ብቕንያቱ ሕቡእ ምስጢራዊ

READ MORE