Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዝሓለፈ ዕለት 01 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኣብ ስዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናይ ምሸት ኣብ ከባቢ ሆሎዎይ ስሜን ሎንዶን ብውዲ ገራህቱ ዝተጸወዐ ኣኼባ ህግደፍ ካብ 40 ክሳብ 50 ዝኾኑ ኣባላት ህግደፍ ከም ዝተሳተፍዎ እቲ ሓበሬታ የረጋግጽ። ዕላማ ጻዊዒት ኣኼባ ወዲ ገራህቱ ነዚ ኣብዚ ቅኒያት ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ

READ MORE

“Truth must be told, even when it hurts, as it often does.” Dr Bereket Habte Slasie. ሚዛናዊ ታሪኽ ብዝወዓሉ ኣይጽሓፍን ኢዩ ቅድሚ ናብዚ ንኡስ ኣርእስቲ ምእታውና ብዛዕባ እታ “ታሪኽ” እትብል ቃል ብንጹር ክንሰማማዓላ የድሊ። ታሪኽ ብቋንቋ ትግርኛ ዝሓለፈ ዛንታ ማለት ኢዩ። ሓደ ሰብ ብዛዕባ ንሱ ዝገበሮ ዝሓለፈ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ፡ እንሆ እምባአር መበቆል ደብተር ናይቲ ቢተው ብገዛእ ጽሕፈቱ ን ብርዑን ብፍላይ ንወደብ ዓሰብ ኣተኲሩ ካብ ዝጸሓፎ በቢክፋል ከነቕርብ ተዋዲድና እነና። ስለምንታይ ኣብሎሚ ተበጺሑ ብፍሉይነት ንወደብ ዓሰብ ዝምልከት ዘቕረቦ ሰነ ድ ክቐርብ ተመሪጹ? ንሱ‘ሞ በቲ ሓደ ግዚኡ ኮይኑ፡ ብኣውራኡ ድማ ንሱ ከምቶም ካ ልኦት

READ MORE

ቅድሚ ሕጂ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ተሓቢሩ ከምዝነበረ ሎሚ ዓመት’ውን ከም ዝሓለፈ ዓመታት ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ ንዕለት ክንገብር ምዃና ዳግማይ ንሕብር:: [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/Gissen_selfi.pdf"]  

READ MORE

ብዛዕባ፡ ዝመጽእ ባይቶ፤ ባይቶ ኩላትና ምእንቲ ክኸውን ብመጀመርያ ንኩሉኹም ኣባላት ባይቶን መራሕትን ናይ ኣኽብሮትን ሕውነታውን ሰላምታይ አቕርብ ። ደጊመ ከኣ በቲ በብዓቕምኹም ንህዝብኹም ክትብሉ እትገብርዎ ዘሎኹም ስራሕን ተወፋይነትን ናይ ልቢ ምስጋናይ ይብጻሕኩም። ነዛ ሓጻር መልእኽቲ ከስፍር ዝደረኸኒ እቲ ብብጾትና መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ዝተጻሕፈ ትዕዝብትታን

READ MORE

እንታይ  ይድለ፧ ካብ ኩሉ ሓለፋ፡ ተስፋ። እንታይ ክንርኢ፧ ብሩህ መጻኢ። ምድላውና እንታይ ይዓዲ፧ ብንቕሓት! ክሳብ ብሂወት ምውካፍ ንሓዲሽ ትውልዲ። ጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ) 09/07/2013 ሓሲብካ ዝሕለን፡ ዓደይ! ዕግበተይ! ሃገረይ ፍቕረይ ምሳኺለኹ ንስኺ’ኺ ክብረይ እስከ ተወከስኒ፣ ክሓስበልኪዶ! ክሕልነልኪ፧ ሓሲብካ’ዩ ዝሕለን ዲኺ ዝበልኪ፧ ንዓኺ እንታይ ይጎድለኪ፧ ኩሉ ኣማሊኡ ሂቡኪ ምሕሳብ ደኣ ኩሉ ይሓስብ ግንገለ ይኸስር ገለን ይኸስብ፡     ገለ ነዛ ከብዱ፣ ገለ ብኣፉ ገለን ብኢዱ ጥሜት ዘይጻወር ህጻን ዕንዱ ገለን ተዓዛባይ ስቒሉ

READ MORE

ከም ደለይቲ ጽቡቕን ሰናይን ፣ ዘለናዮ ኩነታት ቃልስናን  ኣከያይዳና ብምስትውዓል ብናተይ ኣተሓሳስባ አቲ ሓቀኛ ሰረት ቃልስና ኣይጀመርናዮን ኣለና በሃሊየ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ነጻ ኮይነ ንካልኦት ሙኹናን ዘይኮነንስ ኣካል ናቱ ሙኻነይ ከትምብሃልኩም እደሊ። ኣብ ከውሒ ዝተሰረተ ገዛ ንምህናጽ መሰረታዊ ለውጢ ከድለያና እዩ፣ ንሱ ንምግባር ከኣ ኣነ ኣካል ናቱ

READ MORE

ንዝኽሪ ጅግናን ተባዕን!!!!!!!!! ተጋዳልይ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብሪጋደር ጀነራል፡   ቢትወደ ኣብራሃ ዕባይ መንደፈራ ቲቦ ውዒሉ ዓዲ መንጎቲ ዝሓድራ ኣንበሳ በረኻ ዘይውስኽ ጃህራ ቖልዓ ሳንጀርጆ ጅግንነተ ብኹምራ ተገራህካዶ ብጠላማት ደቂ ኣስመራ ሓሶት ዝዕጣቖም ጥራሕ ጉራ ንሳኻ ዘይብሉ ሃገርና ሓሲራ።   ጅግና መማህርተይ ዓድወግሪ ይዝከረካዶ ከነጉሂ ንፊተውራሪ በጃኹም ክብሉና ምስቲ ኩሉናህሪ ክብሉና ሕራይ በሉኒ ንኮለጅ ቀያሪ ሳንጀርጆ ዓጺና ወሰኽናሉ ነድሪ ኣይነምሑን ባሎ ካብ ዓድና

READ MORE

ዓዋተ ዶት ኮም ብ 9 ምያዝያ 2012 ዓዋተ ዶት ኮም (ገዳብ ንይውስ) ኣንጻር ነፍሰን ሪሶርስስ ናይ ክሲ ስጉምቲ (class action lawsuits) ከም ዝተወስደ ጸብጺባ።[i] ስዒቡ ዝቐርብ ክሲ ንምድንጋር ገንዘባዊ ሰነዳት (securities) ዝምልከት ክሲ ኮይኑ ኣብ ክንዲ እቶም ኣብ ሞንጎ መጋቢት 28, 2011ን የካቲት 2012 አጠቓሊልካ ዘሎ ናይ

READ MORE

ደማሒን ማሕለኻታቱን! ቀዳማይ ክፋል፥ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ብመጀመርያ ከተሓሳስቦ ዝደሊ ነገር እንተሎ፡ ንሕና ኤርትራውያን፡ ነዛ ብኢሳያስ ተተኺላ፡ ብእኡ ተኾስኲሳ፡ መርዛም ፍረኣ እናሃበት፡ መቐረት ህይወት ከሊኣትና ዘላ መርዛም ኦም ዓጭቀል ንምምሓው፡ ቅድም ቀዳድም ከምቲ ምስላ ኣቦታትና ዚብሎ “ገረብ ብሓኽላ” ስለ ዝኾነ፡ ንተኻሊኣን ኮስኳሲኣን ምምሓው ከም ዚግባኣና ኣቐዲመ

READ MORE

ናይ ታሪኽ ተምራመርቲ፤ ታሪኽ ክስነድ ወይ ክጸሓፍ ከሎ ንጸሓፊኡ እመስል እብሉዎ፤ እቲ ምንታይ’ሲ ተረኽቲ ንፍጻሜታት ብኣካል ተኻፈልቲ ኮይኖም ነቲ ዝተዓዘብዎ ብድሩት ተረድኦታቶም እገልጽዎ፤ ገሊኡ ድማ ንነገራት ናይ ምዝማድ ዓቕሚ ስለ ዘሎዎም ባዕላውን ውድዓውን ኩነታት ኣዛሚዶም እስንድዎ. ፤ ወይ ድማ ኮነ ኢልካ ታሪኽ ጠምዚዝካ ንረብሓኻ ከም

READ MORE

ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ተስፋይ ተመንዎ፡ ንዝሃቦ መግለጺኡ፡ ብመጀመርያ ንተስፋይ ተመንዎ ብሂወቱ ጸኒሑ ዝሓልፈ ጸሊም ታሪኽ ጉዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክገልጽ ምብቃዑ ከመስግኖ ይፈቱ። ካብ 1970 ብምፍላይ ናይ ሰልፊ ነጻነት ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ፡ ምሕዋስ ናብ ህዝባዊ ሓይልታትን፡ ቀጺሉ ናብ ህዝባዊ ግንባርን ከምይ ኢሉ ከም ዝተበጽሔ ስእላዊ መገለጺ ብምግላጹ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ኢሉ ኣብ ናቕፋ ኣሲሩዎም ዘሎ ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብለበዳ ሕማም ተጠቒዖም ክንሶም ግቡእ ሕክምናዊ ክንክን ብምስኣኖም ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ከምዝርከቡ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቶም ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ መንደፈራ ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ኣሲሩዎም ዝነበረ ‘ሞ፣

READ MORE

ካብ ዕለት 5 ክሳብ ዕለት 7 ሓምለ 2013 ብሓልዮት ጨናፍር ዞባ ኤውሮጳ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ካስል ተኻይዱ፡፡ እዚ ብዙሕ ሰብ ክጽበዮ ዝጸንሔ ርክብ ፈስቲቫል ብኣዳለውቱ ዝነበሮ ትጽቢት ክንደየናይ ነቢሩ እንድዒ ብትዝብተይ ግን ጽቡቕን እኹል ተሳታፋይን ምንባሩ ኢዩ፡፡እቶም ብሓላፍነት እዚ ፈስቲቫል ብጽቡቕ ኩነታት ክሓልፈሎም

READ MORE

ኣንቱም ዘርኢ ፈርዖን ደቂ ግብጺ ናይ ልብኹም ተስምዑ ብድምጺ ‘*ብዒሎኻ’ ኢልኩሞ ንዓማጺ            *ወገንካ ሓዝ ሓርነትኩም ኣዊጅኩም ብግልጺ ሃገር ኣትሒዝኩማ ግቡእ ቅርጺ!   ቁጠዐ መለኽቲ ብጽንዓት መኪትኩም ንመሰልን ክብርን ሳላ እተቓለስኩም ዝፋን ህዝቢ ካብ ምልኪ መንዚዕኩም ናይ ሰላሳ ዓመት *ዘለማ ቀቢርኩም         *ረገጻ፡ ጭቆና ፍትሕን ደሞክራስን ስለ ዝጨበጥኩም *ሓውዚ ዘይረኸበ ዓወት ከምዚ ናትኩም      *ውህደት፡ ተድላ ውጹዕ ኤርትራዊ *ሃንአ ይብለኩም!          *ዮሃና   ኣንታ ወዲ ሓርበኛታት ወዲ

READ MORE

ሕ/ሰባዊ ንጥፈታት ብደቂ-ሰብ ከምዝዕመም መጠን፡ ውህሉል ፍጻመታት ውልቀ-ሰባት ተደሚሩ ኢዩ ሃገራውን ዓለማውን ታሪኻት ዝኾነልና። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ብፍላይ ፖለቲካዊ ታሪኽና ብፈጸምቱ ደቂ-ሃገር ተዓሚሙስ ድሕሪ ከቢድ መስዋእቲ፡ ሃገርና ከምዓ ለማ ሃገር ኮይናትልና። እናሓደረ ዝተጋህደ ነገር እንተኣልዩ ግና ንወያ ዝተመነናያ ሃገር ዝፈታተን ተርእዮ ሰማይ ዓሪጉ። ሃገርና ብታ

READ MORE

ብበደዊን ሲናይ ጅሆ ተታሒዛ ዝነበረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ምስኣ ተሓይሮም ዝነበሩ 5 ግዳያት ከምልጡ ኸለዉ ብዘይምዕዋታ ብሓለውታ ተታሒዛ ዝቐነየት ወጋሕታ ምሕረታኣብ ዝተባህለት ጓል 15 ዓመት ኤርትራዊት ትሕቲ ዕድመ፣ ሸኽ መሓመድ ዝተባህለ በደዊን ገባር-ሰናይ ምስቶም ሒዞማ ዝጸንሑ በደዊን ብዝገበሩዎ ምርድዳእ ነጻ ወጺኣ ከምዘላ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዜና

READ MORE

ሓድሽ ግንባር ዲፕሎማሲ ኣብዚ ቅንያት ዚ: መራሕ ናይ "ግንቦት ሸውዓተ" ዝተሰምየ: ሓደ ናይ ኢትዮጵያውያ ፓለቲካው ውድብ: ብዛዕባ ኣብ ሓንቲ ሃገር ምስ ራብዓይ ርእሱ ኮይኑ ዝገበሮ ናይ ስራሕ ዑደት ጸብጻብ እናሃበ እንከሎ: ድምጹ ተቐዲሑ ናብ መርበባት ሓበሬታ ስለዝለሓዀ: ትሕዝቶ ናይቲ ዘይተዓደምናዮ ምስጡር ኣኼባ ከም ሰብና ሰሚዕና:: እቲ

READ MORE

መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ወይ ሰብ ጨካን!!!! ዘይተወቕረ መጥሓን ኣየጥሕን ዘይተማህረ ሰብ ነየድሕን!!!!!!! ወይ ሰብ ጨካን ኣረመንየ! ዘይተምህረ!!!!!! እንታይከ ገበረ? ንሓዉ ደከረ ብኻራ መተረ ዓይኒ ሰብ ኣንቖረ ኣእምሮ ሰብ ኣደንቖረ ኣእዛን ሰብ ኣጥመረ ኩርኩሪት ኣሰረ ኣብ ዊዓ ኣንበረ ብፍርሒ ኣሸቑረረ ንሰብ ብሂውቱ ቀበረ ነውራም ዘነወረ ኣብ ዓለም ዘይተገብረ። ሰብ ጨካን!!! ዘይተማህረ ዘይተማራመረ ናብራኡ

READ MORE

ምኽትል ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝነበረ፣ ኣቶ ነጋሽ ኣፈወርቂ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንስርዓት ህግደፍ ብወግዒ ራሕሪሑ ኣብ ነርወይ ፖለትካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ። ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ልዑል ጽፍሒ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝሰርሐ ኣቶ ነጋሽ፣ ድሕሪ ሓጎስ ክሻ ዝለዓለ ተኣማንነት ከምዝዝነበሮ ይፍለጥ። በቲ ነጋሽ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዝሰንበደ ሓጎስ

READ MORE

ታሪኽ እንታይ ኢዩ? ብዛዕባ ሓበሬታ ክንዛረብ ከለና ሓንቲ ሕቶ ኣልዒልና ኔርና። ንሳ ከኣ “ሓበሬታ መን የንቅሎ” ወይ “ሓበሬታ መን ይሰርሖ” እትብል ኢያ። እቲ መልሲ ድማ ኩሉ ህዋስ ወይ ህዋሳት ዘለዎ ሰብ ኢልና ኔርና። ኣብዚ ሕቶ’ዚ ምሁርን ዘይምህሩን፣ ንእሽቶን ዓብን፣ ምኩርን ዘይምኩርን ዝበሃል የብሉን። ስለዚ ብኣጠቓላሊ ዝኾነ

READ MORE

ንሱ’ዩ እቲ ሽግር *ነሳኢ ቅሳነት          *መንዛዒ፡ መንጣሊ ንሱ’ዩ እቲ ሲኦል ባዕሉ’ዩ ደልሃመት ንሱ’ዩ *ጒራቌን ዘንብረና ኣብ ድሕረት    *ፈንጠጋር፡ ጊንጢ፡ ስግንጢር፡ ህልኸኛ ሃገርና ብምልኩ ስኢንናላ መቐረት! ንሱ’ዩ እቲ ርጉም ዘይብሉ መራቒ ንሱ’ዩ እቲ ሕሰም ንሱውን’ዩ ጭንቂ ንሱ’ዩ *ሸንባቢ ሰኽራም ናይ ኣረቂ   *ሓጫጪ፡ በሽካዕላል ዚዛረብ ንሕስያ ዘይብሉ መላኺ ጨፍላቒ! ንሱ’ዩ ነጋዳይ ባዕሉውን ሓረስታይ ንሱ’ዩ እቲ በሃር ባዕሉውን *ሓነይታይ   *ኣንበሳ ወይ

READ MORE

መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ ዘለዎ ትዕዝብቲን መርገጺኡን ንመሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ ብወግዒ ዘቕረቦ መዘክር በዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ንህዝቢ ይገልጽ።

READ MORE

ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ጫፍ ኤርትራ፣ ኣብ ራስ-ዱሜራ ብ 2008 ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክልተ መዓልቲ ውግእ ብሰራዊት ጅቡቲ ተማሪኾም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 19 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነበር፣ ስርዓት ህግደፍ ስለዝኸሓዶም ንልዕሊ 5 ዓመታት ሰንፈላል ኮይኖም ይሳቐዩ ምህላዎም ብምጥቃስ፣ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን

READ MORE